ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
Lyrics
ንሱ ንዓይ ሓይለይ'ዩ
ንሱ ንዓይ ደገፍ'ዩ
ንሱ ንዓይ መድሕን'ዩ
ንሱ ንዓይ ፈውሲ'ዩ
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
መስቀሉ ዕላማይ
ደሙ ማይ ሕይወተይ
ስጋኡ ፈውሲ ሕይወተይ
ቃሉ መግቢ ሕይወተይ (2)
ኣብ ዝኸዶ ምሳይ'ዩ
ኣብ ዝድቅሶ ምሳይ'ዩ
ኣብ ዝሰርሖ ምሳይ'ዩ
ኢየሱስ ንዓይ ሕይወት'ዩ
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
መስቀሉ ዕላማይ
ደሙ ማይ ሕይወተይ
ስጋኡ ፈውሲ ሕይወተይ
ቃሉ መግቢ ሕይወተይ (2)
መድሕነይ በጃይ'ዩ
መስቀሉ ድሕነተይ'ዩ
ብደሙ ሓጺቡኒ
ስጋኡ ፈዊሱኒ
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
መስቀሉ ዕላማይ
ደሙ ማይ ሕይወተይ
ስጋኡ ፈውሲ ሕይወተይ
ቃሉ መግቢ ሕይወተይ (2)
ኣብ ሓጎሰይ ምሳይ'ዩ
ኣብ ፈተናይ ምሳይ'ዩ
ንሱ ንዓይ ተስፋይ'ዩ
ኢየሱስ ሰላመይ'ዩ
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
መስቀሉ ዕላማይ
ደሙ ማይ ሕይወተይ
ስጋኡ ፈውሲ ሕይወተይ
ቃሉ መግቢ ሕይወተይ (2)
ንሱ ንዓይ ፍቅሪ'ዩ
ንሱ ንዓይ ሓላይ'ዩ
ንሱ ንዓይ ክብረት'ዩ
ንሱ ንዓይ ጸግዐይ'ዩ
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
መስቀሉ ዕላማይ
ደሙ ማይ ሕይወተይ
ስጋኡ ፈውሲ ሕይወተይ
ቃሉ መግቢ ሕይወተይ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
Eyesus tsegi waltay
VERSE 1
ንሱ ንዓይ ሓይለይ'ዩ
ንሱ ንዓይ ደገፍ'ዩ
ንሱ ንዓይ መድሕን'ዩ
ንሱ ንዓይ ፈውሲ'ዩ
CHORUS
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
መስቀሉ ዕላማይ
ደሙ ማይ ሕይወተይ
ስጋኡ ፈውሲ ሕይወተይ
ቃሉ መግቢ ሕይወተይ (2)
VERSE 2
ኣብ ዝኸዶ ምሳይ'ዩ
ኣብ ዝድቅሶ ምሳይ'ዩ
ኣብ ዝሰርሖ ምሳይ'ዩ
ኢየሱስ ንዓይ ሕይወት'ዩ
CHORUS
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
መስቀሉ ዕላማይ
ደሙ ማይ ሕይወተይ
ስጋኡ ፈውሲ ሕይወተይ
ቃሉ መግቢ ሕይወተይ (2)
VERSE 3
መድሕነይ በጃይ'ዩ
መስቀሉ ድሕነተይ'ዩ
ብደሙ ሓጺቡኒ
ስጋኡ ፈዊሱኒ
CHORUS
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
መስቀሉ ዕላማይ
ደሙ ማይ ሕይወተይ
ስጋኡ ፈውሲ ሕይወተይ
ቃሉ መግቢ ሕይወተይ (2)
VERSE 4
ኣብ ሓጎሰይ ምሳይ'ዩ
ኣብ ፈተናይ ምሳይ'ዩ
ንሱ ንዓይ ተስፋይ'ዩ
ኢየሱስ ሰላመይ'ዩ
CHORUS
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
መስቀሉ ዕላማይ
ደሙ ማይ ሕይወተይ
ስጋኡ ፈውሲ ሕይወተይ
ቃሉ መግቢ ሕይወተይ (2)
VERSE 5
ንሱ ንዓይ ፍቅሪ'ዩ
ንሱ ንዓይ ሓላይ'ዩ
ንሱ ንዓይ ክብረት'ዩ
ንሱ ንዓይ ጸግዐይ'ዩ
CHORUS
ኢየሱስ ጸግዒ ዋልታይ
መስቀሉ ዕላማይ
ደሙ ማይ ሕይወተይ
ስጋኡ ፈውሲ ሕይወተይ
ቃሉ መግቢ ሕይወተይ (2)