ኢየሱስ ንጉሥ ሰላም
Lyrics
ብሰሪ ኃጢያተይ ሕፍረት ተጎልቢበ
ካባኻ ክኽወል ብኃጢኣት ተኸቢበ
ጸዊዕካኒ ስመይ እናበልካ ኣጆኻ
ምሕረት ገቢርካለይ በደለይ ደምሲስካ
ኢየሱስ ንጉሥ ሰላም
ጎይታ ናይ'ዛ ዓለም
ስምካ ዝኸበረ ክቡር ንዘለዓለም/2/
ንብዓተይ ደሪዝካ ኣጸናኒዕካኒ
ውሉድካ ምዃነይ ብግብሪ ኣርኢኻኒ
ካብ ዓዘቕቲ ናይ ሞት መንዚዕካ ኣውጺእካኒ
ምስጋና ንዓኻ ሕይወት ዝሃብካኒ
ኢየሱስ ንጉሥ ሰላም
ጎይታ ናይ'ዛ ዓለም
ስምካ ዝኸበረ ክቡር ንዘለዓለም/2/
ምስጋና ንዓኻ ስለ'ቲ ግብርኻ
ፍቕሪ ምሂርካኒ ወላ በዲለካ
ምስጋና ንዓኻ ስለ'ቲ ዕቤትካ
ትዕግስቲ ምሂርካኒ ወላ በዲለካ
ኢየሱስ ንጉሥ ሰላም ኣምልኾይ ንዓኻ
ምዝማረይ ንዓኻ
ሸብሸባይ ንዓኻ
ምስጋና ንዓኻ ስለ'ቲ ግብርኻ
ፍቕሪ ምሂርካኒ ወላ በዲለካ
ምስጋና ንዓኻ ስለ'ቲ ዕቤትካ
ትዕግስቲ ምሂርካኒ ወላ በዲለካ
ኢየሱስ ንጉሥ ሰላም ኩልንታናይ ንዓኻ
ዘመነይ ንዓኻ
ደው ምባለይ ንዓኻ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢየሱስ ንጉሥ ሰላም
Eyesus Ngus Selam
VERSE 1
ብሰሪ ኃጢያተይ ሕፍረት ተጎልቢበ
ካባኻ ክኽወል ብኃጢኣት ተኸቢበ
ጸዊዕካኒ ስመይ እናበልካ ኣጆኻ
ምሕረት ገቢርካለይ በደለይ ደምሲስካ
CHORUS
ኢየሱስ ንጉሥ ሰላም
ጎይታ ናይ'ዛ ዓለም
ስምካ ዝኸበረ ክቡር ንዘለዓለም/2/
VERSE 2
ንብዓተይ ደሪዝካ ኣጸናኒዕካኒ
ውሉድካ ምዃነይ ብግብሪ ኣርኢኻኒ
ካብ ዓዘቕቲ ናይ ሞት መንዚዕካ ኣውጺእካኒ
ምስጋና ንዓኻ ሕይወት ዝሃብካኒ
CHORUS
ኢየሱስ ንጉሥ ሰላም
ጎይታ ናይ'ዛ ዓለም
ስምካ ዝኸበረ ክቡር ንዘለዓለም/2/
VERSE 3
ምስጋና ንዓኻ ስለ'ቲ ግብርኻ
ፍቕሪ ምሂርካኒ ወላ በዲለካ
ምስጋና ንዓኻ ስለ'ቲ ዕቤትካ
ትዕግስቲ ምሂርካኒ ወላ በዲለካ
VERSE 4
ኢየሱስ ንጉሥ ሰላም ኣምልኾይ ንዓኻ
ምዝማረይ ንዓኻ
ሸብሸባይ ንዓኻ
VERSE 5
ምስጋና ንዓኻ ስለ'ቲ ግብርኻ
ፍቕሪ ምሂርካኒ ወላ በዲለካ
ምስጋና ንዓኻ ስለ'ቲ ዕቤትካ
ትዕግስቲ ምሂርካኒ ወላ በዲለካ
VERSE 6
ኢየሱስ ንጉሥ ሰላም ኩልንታናይ ንዓኻ
ዘመነይ ንዓኻ
ደው ምባለይ ንዓኻ /2/