ኢየሱስ መድኃኒ
Lyrics
ብዙሕ ፈተና'ኳ እንተኸበበኒ
ኣብ ዙርያይ ኮይኑ'ውን እንተጸልመተኒ
ቀቅድመይ ትመጽእ ኩሉ ትሕብረትኒ
ኣብ ድኻመይ ኩሉ ምብርታዕ ትህበኒ
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
ሳላኻ'የ ኢየሱስ ኣብ'ዚ ዝበጻሕኩ
ከም ግብረይ'ሲ ኣበይ ምሃለኩ
ብምሕረት ጠሚትካ ቤትካ ኣርኢኻኒ
ንዓኻ ክመስል ብቓልካ ሓቢርካኒ
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
ኣነስ ኣይበቅዕን'የ ክቐርብ ናባኻ
ለዋህ ደኣ ኮንካ ኣቦይ ኣቦ ምሕረት ኢኻ
ክሳዕ'ቲ ዝበጽሕ ናብ'ቲ ዕላማይ
ሓግዘኒ ኢኻ ኣቦ ራሕርሓለይ
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
ናትካ ተግባራት'ሲ ኩሉ ብዕላማ'ዩ
ሓሳባትካ'ውን ኣብ ልዕለይ ፍቕሪ'ዩ
ንዝኾነ ነገር ኣሜን ኢለ ክቕበሎ
ሠናይ ዕላማን ብታሕ በሉ
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
ኣንታ ንስኻ'ሲ እሙን ኢኻ ትጽመም
ኩሉ ግዜ ክብድል ትምሕር ዘለዓለም
ካብ'ዚ ዝዓቢ ፍቕሪ የሎን'ዩ ጎይታ
ልበይ ሕጸቦ ኢኻ ይጽበ ብሃረርታ
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
ስለዝገበርካለይ እንታይ ክመልሰልካ
ዝሃብካኒ ጸጋ መኣስ ውሒዱኒ ጎይታ
ይገርመኒ እዩ ኣነስ ይደንቀኒ
ክብርኻ ገዲፍካስ ንዓይ ደሊኻኒ
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢየሱስ መድኃኒ
Eyesus medhani
VERSE 1
ብዙሕ ፈተና'ኳ እንተኸበበኒ
ኣብ ዙርያይ ኮይኑ'ውን እንተጸልመተኒ
ቀቅድመይ ትመጽእ ኩሉ ትሕብረትኒ
ኣብ ድኻመይ ኩሉ ምብርታዕ ትህበኒ
CHORUS
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
VERSE 2
ሳላኻ'የ ኢየሱስ ኣብ'ዚ ዝበጻሕኩ
ከም ግብረይ'ሲ ኣበይ ምሃለኩ
ብምሕረት ጠሚትካ ቤትካ ኣርኢኻኒ
ንዓኻ ክመስል ብቓልካ ሓቢርካኒ
CHORUS
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
VERSE 3
ኣነስ ኣይበቅዕን'የ ክቐርብ ናባኻ
ለዋህ ደኣ ኮንካ ኣቦይ ኣቦ ምሕረት ኢኻ
ክሳዕ'ቲ ዝበጽሕ ናብ'ቲ ዕላማይ
ሓግዘኒ ኢኻ ኣቦ ራሕርሓለይ
CHORUS
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
VERSE 4
ናትካ ተግባራት'ሲ ኩሉ ብዕላማ'ዩ
ሓሳባትካ'ውን ኣብ ልዕለይ ፍቕሪ'ዩ
ንዝኾነ ነገር ኣሜን ኢለ ክቕበሎ
ሠናይ ዕላማን ብታሕ በሉ
CHORUS
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
VERSE 5
ኣንታ ንስኻ'ሲ እሙን ኢኻ ትጽመም
ኩሉ ግዜ ክብድል ትምሕር ዘለዓለም
ካብ'ዚ ዝዓቢ ፍቕሪ የሎን'ዩ ጎይታ
ልበይ ሕጸቦ ኢኻ ይጽበ ብሃረርታ
CHORUS
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ
VERSE 6
ስለዝገበርካለይ እንታይ ክመልሰልካ
ዝሃብካኒ ጸጋ መኣስ ውሒዱኒ ጎይታ
ይገርመኒ እዩ ኣነስ ይደንቀኒ
ክብርኻ ገዲፍካስ ንዓይ ደሊኻኒ
CHORUS
ብኣኻ እሕጎስ ስለዘፍቐርካኒ
ብብዝሒ ጸጋኻ ስለዘቖምካኒ
ሓጢኣተይ ረሲዕካ ብምሕረት ጠሚትካኒ
ተመስገን /2/ ኢየሱስ መድሓኒ