ኢየሱስ ፈውሲ'ዩ
Lyrics
ልቢ ወዲ ሰብ ብቅንኣት ምስ መልአ
ብድነ ሓጢኣት እዉን ምስ ተወንዘፈ
ከድሕነና እቲ ልዑል ፈጣሪ
ወረደ`ዉን ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ
ወረደ`ዉን ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ
እምባ ሲኦል ዘፍረሰ
ሕማም ወዲ ሰብ ዝፈወሰ
ልቢ ኣዳም ዘሐደሰ
ኢየሱስ (2) እቲ ናይ ዓለም ፈውሰ
ንዉሉዱ ካብ ሓጢኣት ከናግፍ
ንክፍኣቱ ብደሙ ክድምስስ
ኣርኣዮም'ውን ዘደንቅ ተኣምራት
ኣተንስአ ንሕሙማት ምውታት
ኣተንስአ ንሕሙማት ምውታት
እምባ ሲኦል ዘፍረሰ
ሕማም ወዲ ሰብ ዝፈወሰ
ልቢ ኣዳም ዘሐደሰ
ኢየሱስ (2) እቲ ናይ ዓለም ፈውሰ
ከሓድዎ መሰረት እምነቶም
ሓለኑ'ዉን ንቅትለት ጎይትኦም
ገረፍዎ ንልዑል መድሓኒኦም
ሰቀልዎ ኣብ ጎልጎል ቀራንዮ
ሰቀልዎ ኣብ ጎልጎል ቀራንዮ
እምባ ሲኦል ዘፍረሰ
ሕማም ወዲ ሰብ ዝፈወሰ
ልቢ ኣዳም ዘሐደሰ
ኢየሱስ (2) እቲ ናይ ዓለም ፈውሰ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢየሱስ ፈውሲ'ዩ
Eyesus Fewsi Eyu
VERSE 1
ልቢ ወዲ ሰብ ብቅንኣት ምስ መልአ
ብድነ ሓጢኣት እዉን ምስ ተወንዘፈ
ከድሕነና እቲ ልዑል ፈጣሪ
ወረደ`ዉን ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ
ወረደ`ዉን ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ
CHORUS
እምባ ሲኦል ዘፍረሰ
ሕማም ወዲ ሰብ ዝፈወሰ
ልቢ ኣዳም ዘሐደሰ
ኢየሱስ (2) እቲ ናይ ዓለም ፈውሰ
VERSE 2
ንዉሉዱ ካብ ሓጢኣት ከናግፍ
ንክፍኣቱ ብደሙ ክድምስስ
ኣርኣዮም'ውን ዘደንቅ ተኣምራት
ኣተንስአ ንሕሙማት ምውታት
ኣተንስአ ንሕሙማት ምውታት
CHORUS
እምባ ሲኦል ዘፍረሰ
ሕማም ወዲ ሰብ ዝፈወሰ
ልቢ ኣዳም ዘሐደሰ
ኢየሱስ (2) እቲ ናይ ዓለም ፈውሰ
VERSE 3
ከሓድዎ መሰረት እምነቶም
ሓለኑ'ዉን ንቅትለት ጎይትኦም
ገረፍዎ ንልዑል መድሓኒኦም
ሰቀልዎ ኣብ ጎልጎል ቀራንዮ
ሰቀልዎ ኣብ ጎልጎል ቀራንዮ
CHORUS
እምባ ሲኦል ዘፍረሰ
ሕማም ወዲ ሰብ ዝፈወሰ
ልቢ ኣዳም ዘሐደሰ
ኢየሱስ (2) እቲ ናይ ዓለም ፈውሰ

