ኢየሱስ ኢኻ ናተይ
Lyrics
ካብ ዘሎኒ ኩሉ ፍልጠተይ ትምክሕተይ
ኣሕወተይ ዘመደይ ኣቦይ ኮነ ኣደይ
መልክዐይ ክብረተይ ጽባቐይ ድምቀተይ
ኢየሱስ ናዝራዊ ሕይወተይ እስትንፋሰይ
ኢየሱስ ኢኻ ናተይ(2)
ዘይጠፍእ ንብረተይ
ቀዋሚ መሰረተይ
ንስኻ ኢኻ ናተይ ኣምላኸይ መድሕነይ
ናብ ዒላ ማይ ሕይወተይ ትመርሓኒ ኢኻ
ስለ እትሓስበለይ ብምሉእ ልብኻ
ኣንጊሀ የማዕዱ ናብቲ ብሩህ ገጽካ
ኩሉ እዋን ሃበኒ ቅዱስ መኣድኻ
ኢየሱስ ኢኻ ናተይ(2)
ዘይጠፍእ ንብረተይ
ቀዋሚ መሰረተይ
ንስኻ ኢኻ ናተይ ኣምላኸይ መድሕነይ
ጊዜ ኣይልውጠካን ፍጹም ዘይትቕየር
ምስጢረይ ትሕሉ ድኻመይ ትጽውር
ኣታ ዘናን ቁስለይ ተኻፊሊ ሓዘን
ብዘይ ብኣኻ'ሞ እንታይ ንብረት ይኹን
ኢየሱስ ኢኻ ናተይ(2)
ዘይጠፍእ ንብረተይ
ቀዋሚ መሰረተይ
ንስኻ ኢኻ ናተይ ኣምላኸይ መድሕነይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢየሱስ ኢኻ ናተይ
Eyesus eka natey
VERSE 1
ካብ ዘሎኒ ኩሉ ፍልጠተይ ትምክሕተይ
ኣሕወተይ ዘመደይ ኣቦይ ኮነ ኣደይ
መልክዐይ ክብረተይ ጽባቐይ ድምቀተይ
ኢየሱስ ናዝራዊ ሕይወተይ እስትንፋሰይ
CHORUS
ኢየሱስ ኢኻ ናተይ(2)
ዘይጠፍእ ንብረተይ
ቀዋሚ መሰረተይ
ንስኻ ኢኻ ናተይ ኣምላኸይ መድሕነይ
VERSE 2
ናብ ዒላ ማይ ሕይወተይ ትመርሓኒ ኢኻ
ስለ እትሓስበለይ ብምሉእ ልብኻ
ኣንጊሀ የማዕዱ ናብቲ ብሩህ ገጽካ
ኩሉ እዋን ሃበኒ ቅዱስ መኣድኻ
CHORUS
ኢየሱስ ኢኻ ናተይ(2)
ዘይጠፍእ ንብረተይ
ቀዋሚ መሰረተይ
ንስኻ ኢኻ ናተይ ኣምላኸይ መድሕነይ
VERSE 3
ጊዜ ኣይልውጠካን ፍጹም ዘይትቕየር
ምስጢረይ ትሕሉ ድኻመይ ትጽውር
ኣታ ዘናን ቁስለይ ተኻፊሊ ሓዘን
ብዘይ ብኣኻ'ሞ እንታይ ንብረት ይኹን
CHORUS
ኢየሱስ ኢኻ ናተይ(2)
ዘይጠፍእ ንብረተይ
ቀዋሚ መሰረተይ
ንስኻ ኢኻ ናተይ ኣምላኸይ መድሕነይ

