ኢየሱስ ብዘይ ብኣኻ
Lyrics
ኣብ ተስፋ ዘይብሉ ተስፋይ ኢኻ ኦ ጎይታ
ኣብ ስልጣን ናይ ጸልማት ድሙቕ ብርሃን ኢኻ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ተስፋ ዘይብላ
ሕይወተይ ብርሃን ዘይብላ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ሕይወት ኣልቦ'ያ
ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ኣብቲ ምድረ በዳ ማይ ሕይወት ዝሰኣንኩሉ
ኣብቲ ድቕድቕ ጸልማት ረዳኢ ዘይብሉ
መስቀለይ ከቢዱኒ ምፍጣረይ ዝጸላእኩ
ኢየሱሰይ ተስፋይ ኣብ ኩሉ (2)
ኣብ ተስፋ ዘይብሉ ተስፋይ ኢኻ ኦ ጎይታ
ኣብ ስልጣን ናይ ጸልማት ድሙቕ ብርሃን ኢኻ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ተስፋ ዘይብላ
ሕይወተይ ብርሃን ዘይብላ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ሕይወት ኣልቦ'ያ
ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ናይ ሰይጣን መጻወድያ ክዳደይ ክሓንቀኒ
ማዕበላት እከይ’ውን መዓሙቕ ከጥሕሉኒ
ጸላእቲ ጽድቀይ’ውን ዙርያይ ክኸቡኒ
ብሓይልኻ ሰዓሪ ጌርካኒ (2)
ኣብ ተስፋ ዘይብሉ ተስፋይ ኢኻ ኦ ጎይታ
ኣብ ስልጣን ናይ ጸልማት ድሙቕ ብርሃን ኢኻ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ተስፋ ዘይብላ
ሕይወተይ ብርሃን ዘይብላ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ሕይወት ኣልቦ'ያ
ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢየሱስ ብዘይ ብኣኻ
Eyesus Bzey Beaka
Chorus
ኣብ ተስፋ ዘይብሉ ተስፋይ ኢኻ ኦ ጎይታ
ኣብ ስልጣን ናይ ጸልማት ድሙቕ ብርሃን ኢኻ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ተስፋ ዘይብላ
ሕይወተይ ብርሃን ዘይብላ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ሕይወት ኣልቦ'ያ
ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
VERSE 1
ኣብቲ ምድረ በዳ ማይ ሕይወት ዝሰኣንኩሉ
ኣብቲ ድቕድቕ ጸልማት ረዳኢ ዘይብሉ
መስቀለይ ከቢዱኒ ምፍጣረይ ዝጸላእኩ
ኢየሱሰይ ተስፋይ ኣብ ኩሉ (2)
CHORUS
ኣብ ተስፋ ዘይብሉ ተስፋይ ኢኻ ኦ ጎይታ
ኣብ ስልጣን ናይ ጸልማት ድሙቕ ብርሃን ኢኻ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ተስፋ ዘይብላ
ሕይወተይ ብርሃን ዘይብላ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ሕይወት ኣልቦ'ያ
ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
VERSE 2
ናይ ሰይጣን መጻወድያ ክዳደይ ክሓንቀኒ
ማዕበላት እከይ’ውን መዓሙቕ ከጥሕሉኒ
ጸላእቲ ጽድቀይ’ውን ዙርያይ ክኸቡኒ
ብሓይልኻ ሰዓሪ ጌርካኒ (2)
CHORUS
ኣብ ተስፋ ዘይብሉ ተስፋይ ኢኻ ኦ ጎይታ
ኣብ ስልጣን ናይ ጸልማት ድሙቕ ብርሃን ኢኻ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ተስፋ ዘይብላ
ሕይወተይ ብርሃን ዘይብላ
ኢየሱሰይ ብዘይ ብኣኻ ሕይወተይ ሕይወት ኣልቦ'ያ
ኣይደልን ክፍለ ካባኻ