ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት
Lyrics
ኣምላኽካ ኣበይ'ሎ ኢሎም ከጨንቑኒ
ንብዓት ተቐለብኩ ለይቲ ምስ መዓልቲ
ኣብ ቅድሜኻ ክቐውም መዓስ ኮን ትመጽእ
ነፍሰይ ነቲ ህያው ኣምላኽ ትጸምእ።
ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከምእትናፍቕ
ከምኡ ከኣ ነፍሰይ ዎ ኣምላኽይ ትናፍቐካላ(2)
ነፍሰይ ስለምንታይ ትጉህዪ ኣሎኺ
ንምታይ ኣብ ውሽጠይ ትህውኽኒ
ስለምድሓን ገጹ ገና ከመስግኖ እየ
ተስፋኺ ኣብ ኣምላኽ ጥራይ ግበሪ።
ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከምእትናፍቕ
ከምኡ ከኣ ነፍሰይ ዎ ኣምላኽይ ትናፍቐካላ(2)
ነፍሰይ ንእግዚኣብሔር ትጽበዮ ኣላ
ከም ቃሉ'ውን ተስፋ ትገብር ኣላ
ሓለፋ እቶም ወጋሕታ ዝጽበዩ ሓለውቲ
ነፍሰይ ንእግዚኣብሔር ትጽበዮ ኣላ።
ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከምእትናፍቕ
ከምኡ ከኣ ነፍሰይ ዎ ኣምላኽይ ትናፍቐካላ(2)
ኣዒንተይ ናብ ኣኽራን ኣልዕል ኣለኹ
ረዲኤተይ ካበይ እዩ ዝመጸኒ
ረዲኤተይሲ ካብቲ ንሰማይን ምድርን
ዝገበረ እግዚኣብሔር እዩ ዝመጸኒ።
ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከምእትናፍቕ
ከምኡ ከኣ ነፍሰይ ዎ ኣምላኽይ ትናፍቐካላ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት
Erab nab ayni mayat
VERSE 1
ኣምላኽካ ኣበይ'ሎ ኢሎም ከጨንቑኒ
ንብዓት ተቐለብኩ ለይቲ ምስ መዓልቲ
ኣብ ቅድሜኻ ክቐውም መዓስ ኮን ትመጽእ
ነፍሰይ ነቲ ህያው ኣምላኽ ትጸምእ።
CHORUS
ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከምእትናፍቕ
ከምኡ ከኣ ነፍሰይ ዎ ኣምላኽይ ትናፍቐካላ(2)
VERSE 2
ነፍሰይ ስለምንታይ ትጉህዪ ኣሎኺ
ንምታይ ኣብ ውሽጠይ ትህውኽኒ
ስለምድሓን ገጹ ገና ከመስግኖ እየ
ተስፋኺ ኣብ ኣምላኽ ጥራይ ግበሪ።
CHORUS
ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከምእትናፍቕ
ከምኡ ከኣ ነፍሰይ ዎ ኣምላኽይ ትናፍቐካላ(2)
VERSE 3
ነፍሰይ ንእግዚኣብሔር ትጽበዮ ኣላ
ከም ቃሉ'ውን ተስፋ ትገብር ኣላ
ሓለፋ እቶም ወጋሕታ ዝጽበዩ ሓለውቲ
ነፍሰይ ንእግዚኣብሔር ትጽበዮ ኣላ።
CHORUS
ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከምእትናፍቕ
ከምኡ ከኣ ነፍሰይ ዎ ኣምላኽይ ትናፍቐካላ(2)
VERSE 4
ኣዒንተይ ናብ ኣኽራን ኣልዕል ኣለኹ
ረዲኤተይ ካበይ እዩ ዝመጸኒ
ረዲኤተይሲ ካብቲ ንሰማይን ምድርን
ዝገበረ እግዚኣብሔር እዩ ዝመጸኒ።
CHORUS
ኢራብ ናብ ዓይኒ ማያት ከምእትናፍቕ
ከምኡ ከኣ ነፍሰይ ዎ ኣምላኽይ ትናፍቐካላ(2)

