እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
Lyrics
ብዙሕ ግዜስ ፈቲነየ ካብ ስጋይ ተበጊሰ
ወላ ሓንቲ ኣይረኸብኩን ገለ ሰናይ ዘፍርየለይ
ደጊም ሓይለይ ኣይጥቀምን
ስጋኡን ደሙን'ዩ (ኢየሱስ'ዩ) ሓይለይ /4/
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
ሓይሊ ኣብ ጎይታ እየሱስ
ሓይሊ ኣብ ስጋኡን ደሙን
ሓይሊ ኣብቲ ቕዱስ ቍርባን
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
እርድኣኒ'ሎ ሓይሊ
ሓይሊ ከፍቅር ብጻየይ
ሓይሊ ክምሕር በዳልየይ
ሓይሊ ክኸውን መስካሪ
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
ሞይቱ ዝተንሰአ እቕበሎ ኣለኹ ንእየሱስ
መርሖ ሞትን ሲኦልን ዝሓዘ እቕበሎ ኣለኹ ንጎይታ
ብሓይሉ እናኣሓየለኒ ንኣምሳሉ እናለወጠኒ
ካብ ክብሪ ናብ ክብሪ እሰጋገር ኣለኹ /2/
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
ሓይሊ ኣብ ጎይታ እየሱስ
ሓይሊ ኣብ ስጋኡን ደሙን
ሓይሊ ኣብቲ ቕዱስ ቍርባን
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
እርድኣኒ'ሎ ሓይሊ
ሓይሊ ከፍቅር ብጻየይ
ሓይሊ ክምሕር በዳልየይ
ሓይሊ ክኸውን መስካሪ
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
እቲ ስጋኡ ዝኾነ ሕብስቲ እንተበላዕኩ
እቲ ደሙ ዝኾነ ወይኒ ውን እንተሰተኹ
ሓይለይ ከምንስሪ እሕደስ
ቅርነይ ከም ጎባይ ክብ ይብል
በቲ ዝህበኒ ሓይሊ ንኹሉ እኽእሎ ኣለኹ /2/
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ /4/
ሓይሊ /3/ ኣብ ጎይታ እየሱስ
ሓይሊ ኣብ ስጋኡን ደሙን
ሓይሊ ኣብቲ ቕዱስ ቍርባን
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ /5/
ሓይሊ ሓይሊ ኣብ ጎይታ እየሱስ
ብሓይሉ እናሓየለኒ ንኣምሳሉ እናለወጠኒ
ካብ ክብሪ ናብ ክብሪ እሰጋገር ኣለኹ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
Eqbel aleku hayli
VERSE 1
ብዙሕ ግዜስ ፈቲነየ ካብ ስጋይ ተበጊሰ
ወላ ሓንቲ ኣይረኸብኩን ገለ ሰናይ ዘፍርየለይ
ደጊም ሓይለይ ኣይጥቀምን
ስጋኡን ደሙን'ዩ (ኢየሱስ'ዩ) ሓይለይ /4/
CHORUS
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
ሓይሊ ኣብ ጎይታ እየሱስ
ሓይሊ ኣብ ስጋኡን ደሙን
ሓይሊ ኣብቲ ቕዱስ ቍርባን
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
እርድኣኒ'ሎ ሓይሊ
ሓይሊ ከፍቅር ብጻየይ
ሓይሊ ክምሕር በዳልየይ
ሓይሊ ክኸውን መስካሪ
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
VERSE 2
ሞይቱ ዝተንሰአ እቕበሎ ኣለኹ ንእየሱስ
መርሖ ሞትን ሲኦልን ዝሓዘ እቕበሎ ኣለኹ ንጎይታ
ብሓይሉ እናኣሓየለኒ ንኣምሳሉ እናለወጠኒ
ካብ ክብሪ ናብ ክብሪ እሰጋገር ኣለኹ /2/
CHORUS
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
ሓይሊ ኣብ ጎይታ እየሱስ
ሓይሊ ኣብ ስጋኡን ደሙን
ሓይሊ ኣብቲ ቕዱስ ቍርባን
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
እርድኣኒ'ሎ ሓይሊ
ሓይሊ ከፍቅር ብጻየይ
ሓይሊ ክምሕር በዳልየይ
ሓይሊ ክኸውን መስካሪ
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ
VERSE 3
እቲ ስጋኡ ዝኾነ ሕብስቲ እንተበላዕኩ
እቲ ደሙ ዝኾነ ወይኒ ውን እንተሰተኹ
ሓይለይ ከምንስሪ እሕደስ
ቅርነይ ከም ጎባይ ክብ ይብል
በቲ ዝህበኒ ሓይሊ ንኹሉ እኽእሎ ኣለኹ /2/
CHORUS
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ /4/
ሓይሊ /3/ ኣብ ጎይታ እየሱስ
ሓይሊ ኣብ ስጋኡን ደሙን
ሓይሊ ኣብቲ ቕዱስ ቍርባን
እቕበል ኣለኹ ሓይሊ /5/
ሓይሊ ሓይሊ ኣብ ጎይታ እየሱስ
ብሓይሉ እናሓየለኒ ንኣምሳሉ እናለወጠኒ
ካብ ክብሪ ናብ ክብሪ እሰጋገር ኣለኹ