እንታይ ከይጎድለኒ
Lyrics
ኣብ እግዚኣብሔር ተወኪለ ኣይሓፈርኩን
ኣብኡ ተጸጊዐ'ውን ኣይወደቅኩን
ንሱ`ዩ ከውሊ ናይ ነብሰይ
ናብኡ ትጽጋዕ ኣላ ህይወተይ
እግዚኣብሔር ከሎ ጸግዐይ
እንታይ ከይጎድላ ነብሰይ /2/
ንእኡ ሒዛላ እንታይ ከይትስእን ሂወተይ (2)
ብቐጽሪ ተጻረርተይ የዝልለኒ
ብማእከል ሓዊ ውን የሕልፈኒ
ንባሕሪ ተርቢዑ የስግረኒ
ናብ እግዚኣብሔር ተወኪለ እንታይ ከይጎድለኒ
እግዚኣብሔር ከሎ ጸግዐይ
እንታይ ከይጎድላ ነብሰይ /2/
ንእኡ ሒዛላ እንታይ ከይትስእን ሂወተይ (2)
ኣብ ቅዱስ ዝፋኑ የመላልሰኒ
ኣብታ ቅድስቲ ቤቱ የቑመኒ
ኩሉ ግዜ ብተስፍኡ ይኸበኒ
እግዚኣብሔር ጸግዐይ ኮይኑ እንታይ ከይጎድለኒ
እግዚኣብሔር ከሎ ጸግዐይ
እንታይ ከይጎድላ ነብሰይ /2/
ንእኡ ሒዛላ እንታይ ከይትስእን ሂወተይ (2)
ብመንፈስ ቅዱሱ ኩሉ ግዜ ከቢቡኒ
ካብ ዝተጻወደ መፈንጠራ ኣውጺኡኒ
ከቶ የለን ዘስግኣኒ ዘፍርሓኒ
እግዚኣብሔር ጎይታ ሂወት ኣሎኒ
እግዚኣብሔር ከሎ ጸግዐይ
እንታይ ከይጎድላ ነብሰይ /2/
ንእኡ ሒዛላ እንታይ ከይትስእን ሂወተይ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እንታይ ከይጎድለኒ
Entay Keygodleni
VERSE 1
ኣብ እግዚኣብሔር ተወኪለ ኣይሓፈርኩን
ኣብኡ ተጸጊዐ'ውን ኣይወደቅኩን
ንሱ`ዩ ከውሊ ናይ ነብሰይ
ናብኡ ትጽጋዕ ኣላ ህይወተይ
CHORUS
እግዚኣብሔር ከሎ ጸግዐይ
እንታይ ከይጎድላ ነብሰይ /2/
ንእኡ ሒዛላ እንታይ ከይትስእን ሂወተይ (2)
VERSE 2
ብቐጽሪ ተጻረርተይ የዝልለኒ
ብማእከል ሓዊ ውን የሕልፈኒ
ንባሕሪ ተርቢዑ የስግረኒ
ናብ እግዚኣብሔር ተወኪለ እንታይ ከይጎድለኒ
CHORUS
እግዚኣብሔር ከሎ ጸግዐይ
እንታይ ከይጎድላ ነብሰይ /2/
ንእኡ ሒዛላ እንታይ ከይትስእን ሂወተይ (2)
VERSE 3
ኣብ ቅዱስ ዝፋኑ የመላልሰኒ
ኣብታ ቅድስቲ ቤቱ የቑመኒ
ኩሉ ግዜ ብተስፍኡ ይኸበኒ
እግዚኣብሔር ጸግዐይ ኮይኑ እንታይ ከይጎድለኒ
CHORUS
እግዚኣብሔር ከሎ ጸግዐይ
እንታይ ከይጎድላ ነብሰይ /2/
ንእኡ ሒዛላ እንታይ ከይትስእን ሂወተይ (2)
VERSE 4
ብመንፈስ ቅዱሱ ኩሉ ግዜ ከቢቡኒ
ካብ ዝተጻወደ መፈንጠራ ኣውጺኡኒ
ከቶ የለን ዘስግኣኒ ዘፍርሓኒ
እግዚኣብሔር ጎይታ ሂወት ኣሎኒ
CHORUS
እግዚኣብሔር ከሎ ጸግዐይ
እንታይ ከይጎድላ ነብሰይ /2/
ንእኡ ሒዛላ እንታይ ከይትስእን ሂወተይ (2)