Mezmursእንካብ ሰማይ ኮኮብ ወረደ
TigrignaYouTube Music
እንካብ ሰማይ ኮኮብ ወረደ
መዘምራን ደብረ መድኃኔ ዓለም ገጀረትእሰይ ሕጻን ተወሊዱ
Lyrics
16px
VERSE 1
እንካብ ሰማይ ኮኮብ ወረደ
ኣብ ማርያም ተኣንገደ
መድሕን ዓለም ተወለደ (4)
VERSE 2
ፈጣሪ ኮነ ከማና
ካብ ማርያም ተወሊዱልና
ኣማኒኢል ኣብ ማእከልና (4)
VERSE 3
ፍርቒ ለይቲ ኣብ ቤትልሄም
ዕንዱ መጸ ፈጣሪ ዓለም
ብርሃን ኮነ ናይ ስላም (4)
VERSE 4
ተጠምቀ ኣብ ዮርዳኖስ
ተቀበለ መንፈስ ቅዱስ
ሰማይ ሃብ ቃል ሓጎስ (4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እንካብ ሰማይ ኮኮብ ወረደ
Enkab semay kokob werede
VERSE 1
እንካብ ሰማይ ኮኮብ ወረደ
ኣብ ማርያም ተኣንገደ
መድሕን ዓለም ተወለደ (4)
VERSE 2
ፈጣሪ ኮነ ከማና
ካብ ማርያም ተወሊዱልና
ኣማኒኢል ኣብ ማእከልና (4)
VERSE 3
ፍርቒ ለይቲ ኣብ ቤትልሄም
ዕንዱ መጸ ፈጣሪ ዓለም
ብርሃን ኮነ ናይ ስላም (4)
VERSE 4
ተጠምቀ ኣብ ዮርዳኖስ
ተቀበለ መንፈስ ቅዱስ
ሰማይ ሃብ ቃል ሓጎስ (4)