እንሆ ንኹሉ ህዝቢ
Lyrics
እንሆ ንኹሉ ህዝቢ ዝኾነ ዓቢ ሓጎስ
አበስረኩም ኣለኹ’ሞ ኣይትፍርሑ
ኣሰየ ብስራት!!
ግሩም እዩ ድምጹ ምስማዕ
ንመድሕን ሕይወትና
ልብና ንሃቦ ሰላም ከውርደልና
ሕጻን ተወሊዱ ኣብ ቤተ-ልሔም
ኪኸውን መድሕን ዓለም
ካብ ድንግል ተወሊዱልና እቲ ትንቢት ንኽፍጸም
ግሩም እዩ ድምጹ ምስማዕ
ንመድሕን ሕይወትና
ልብና ንሃቦ ሰላም ከውርደልና
ንሱ ድማ ክርስቶስ እዩ ካብ ዓዲ ዳዊት’ዩ
ወዲ እምላኽ ክነሱስ ኣብ መብልዒ ማል ደቂሱ
ስብሓት ይኹን ንዓኡ ስብሓት ይኹን ንዓኡ
ግሩም እዩ ድምጹ ምስማዕ
ንመድሕን ሕይወትና
ልብና ንሃቦ ሰላም ከውርደልና
ክብሪ ይኹን ንልዑል እግዚኣብሔር ኣብ ላዕሊ
ሰላም ኣብ ምድሪ ይኹን ንሰብ ጽቡቕ ፍቓድ
ኣሜን ሃሌ-ሉያ፣ ኣሜን ሃሌ-ሉያ
ግሩም እዩ ድምጹ ምስማዕ
ንመድሕን ሕይወትና
ልብና ንሃቦ ሰላም ከውርደልና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እንሆ ንኹሉ ህዝቢ
Enho nkulu hzbi
VERSE 1
እንሆ ንኹሉ ህዝቢ ዝኾነ ዓቢ ሓጎስ
አበስረኩም ኣለኹ’ሞ ኣይትፍርሑ
ኣሰየ ብስራት!!
CHORUS
ግሩም እዩ ድምጹ ምስማዕ
ንመድሕን ሕይወትና
ልብና ንሃቦ ሰላም ከውርደልና
VERSE 2
ሕጻን ተወሊዱ ኣብ ቤተ-ልሔም
ኪኸውን መድሕን ዓለም
ካብ ድንግል ተወሊዱልና እቲ ትንቢት ንኽፍጸም
CHORUS
ግሩም እዩ ድምጹ ምስማዕ
ንመድሕን ሕይወትና
ልብና ንሃቦ ሰላም ከውርደልና
VERSE 3
ንሱ ድማ ክርስቶስ እዩ ካብ ዓዲ ዳዊት’ዩ
ወዲ እምላኽ ክነሱስ ኣብ መብልዒ ማል ደቂሱ
ስብሓት ይኹን ንዓኡ ስብሓት ይኹን ንዓኡ
CHORUS
ግሩም እዩ ድምጹ ምስማዕ
ንመድሕን ሕይወትና
ልብና ንሃቦ ሰላም ከውርደልና
VERSE 4
ክብሪ ይኹን ንልዑል እግዚኣብሔር ኣብ ላዕሊ
ሰላም ኣብ ምድሪ ይኹን ንሰብ ጽቡቕ ፍቓድ
ኣሜን ሃሌ-ሉያ፣ ኣሜን ሃሌ-ሉያ
CHORUS
ግሩም እዩ ድምጹ ምስማዕ
ንመድሕን ሕይወትና
ልብና ንሃቦ ሰላም ከውርደልና