እንደገና ካብ ክርስቶስ ንበገስ
Lyrics
ቅልስና ምስ መናፍስቲዩ ነስተውዕል
ምስ ሰብ ከማና ኣይኮነን ኣይንታለል
ንፍሕሶ ሰይጣን ተቓዊምና ክንክእል
ምሉእ ኣጽዋር ኣምላኽ ድኣ ነልዕል።
ንዅሉ ስዒርና ብዓወት ደው ክንብል
ንተንስእ ከነበስር ናይ ሰላም ወንጌል
ምሉእ ኣጽዋር ኣምላኽ ድኣ ንልበስ
እንደገና ኸኣ ካብ ክርስቶስ ንበገስ (2)
ደጊም ሕቖና ብሓቂ ተዓጢቕና
ድርዒ ጽድቂ ውን ተኸዲንና
ሰላም ዚህብ ወንጌል ኣብ ኣእጋርና
ከም ኣሳእን ኣእቲና ደው ንበል ተዳሊና።
ንዅሉ ስዒርና ብዓወት ደው ክንብል
ንተንስእ ከነበስር ናይ ሰላም ወንጌል
ምሉእ ኣጽዋር ኣምላኽ ድኣ ንልበስ
እንደገና ኸኣ ካብ ክርስቶስ ንበገስ (2)
ንምጥፋእ ኩሉ ናይ ሰይጣን ፍላጻታት
ነልዕል መከላኸሊ ዋልታ እምነት
ናይ ምድኃን ቆቢዕ ሓጺን ነእቱ ኣብ ርእስና
ናይ መንፈስ ሰይፊ ንሓዝ ቃል ኣምላኽና።
ንዅሉ ስዒርና ብዓወት ደው ክንብል
ንተንስእ ከነበስር ናይ ሰላም ወንጌል
ምሉእ ኣጽዋር ኣምላኽ ድኣ ንልበስ
እንደገና ኸኣ ካብ ክርስቶስ ንበገስ (2)
ካብ ተጻብኦ ክንድሕን ክንዕወተሉ ነቲ መንጣሊ
ብጸሎትን ልማኖን ብመንፈስ ንጸሊ
ብትብዓት ንወንጌል ጐይታ ክንሓሊ
ምሳና'ዩ ናይ መንፈስ ቅዱስ ሓይሊ።
ንዅሉ ስዒርና ብዓወት ደው ክንብል
ንተንስእ ከነበስር ናይ ሰላም ወንጌል
ምሉእ ኣጽዋር ኣምላኽ ድኣ ንልበስ
እንደገና ኸኣ ካብ ክርስቶስ ንበገስ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እንደገና ካብ ክርስቶስ ንበገስ
Endegena kab krstos nbeges
VERSE 1
ቅልስና ምስ መናፍስቲዩ ነስተውዕል
ምስ ሰብ ከማና ኣይኮነን ኣይንታለል
ንፍሕሶ ሰይጣን ተቓዊምና ክንክእል
ምሉእ ኣጽዋር ኣምላኽ ድኣ ነልዕል።
CHORUS
ንዅሉ ስዒርና ብዓወት ደው ክንብል
ንተንስእ ከነበስር ናይ ሰላም ወንጌል
ምሉእ ኣጽዋር ኣምላኽ ድኣ ንልበስ
እንደገና ኸኣ ካብ ክርስቶስ ንበገስ (2)
VERSE 2
ደጊም ሕቖና ብሓቂ ተዓጢቕና
ድርዒ ጽድቂ ውን ተኸዲንና
ሰላም ዚህብ ወንጌል ኣብ ኣእጋርና
ከም ኣሳእን ኣእቲና ደው ንበል ተዳሊና።
CHORUS
ንዅሉ ስዒርና ብዓወት ደው ክንብል
ንተንስእ ከነበስር ናይ ሰላም ወንጌል
ምሉእ ኣጽዋር ኣምላኽ ድኣ ንልበስ
እንደገና ኸኣ ካብ ክርስቶስ ንበገስ (2)
VERSE 3
ንምጥፋእ ኩሉ ናይ ሰይጣን ፍላጻታት
ነልዕል መከላኸሊ ዋልታ እምነት
ናይ ምድኃን ቆቢዕ ሓጺን ነእቱ ኣብ ርእስና
ናይ መንፈስ ሰይፊ ንሓዝ ቃል ኣምላኽና።
CHORUS
ንዅሉ ስዒርና ብዓወት ደው ክንብል
ንተንስእ ከነበስር ናይ ሰላም ወንጌል
ምሉእ ኣጽዋር ኣምላኽ ድኣ ንልበስ
እንደገና ኸኣ ካብ ክርስቶስ ንበገስ (2)
VERSE 4
ካብ ተጻብኦ ክንድሕን ክንዕወተሉ ነቲ መንጣሊ
ብጸሎትን ልማኖን ብመንፈስ ንጸሊ
ብትብዓት ንወንጌል ጐይታ ክንሓሊ
ምሳና'ዩ ናይ መንፈስ ቅዱስ ሓይሊ።
CHORUS
ንዅሉ ስዒርና ብዓወት ደው ክንብል
ንተንስእ ከነበስር ናይ ሰላም ወንጌል
ምሉእ ኣጽዋር ኣምላኽ ድኣ ንልበስ
እንደገና ኸኣ ካብ ክርስቶስ ንበገስ (2)