እንብዛ ናፊቐ
Lyrics
እንብዛ ናፊቐ እንብዛ ናፊቐ
ነቲ ዘይጽገብ ፍቕሪ ኢየሱስ ጸሚአ
ክርእዮ ገኒኑ እቲ ኃያል ስምካ
ዳግማይ ንክበርህ ደሚቐ ኣብ ቤትካ
ይደሊ /2/ ኣነስ ኣብ ቤትካ ክበሊ
ይጽሊ /2/ ክኮነልካ መኽበሪ
ይጽበ ክርከብ ብመንፈሥካ ዓጊበ
ይምነ /2/ ክነብር ንዓለም መኒነ
ክነብር ብተስፋ ክነብር ብተስፋ
ኢየሱሰይ ፍቕርካ ኣለዎ ሓለፋ
እምነተይ ኣባኻ ብዙሕ እያ ትርፋ
ናይ ትንሣኤካ ዓወት ምሳኻ ክጎናጸፋ
ይደሊ /2/ ኣነስ ኣብ ቤትካ ክበሊ
ይጽሊ /2/ ክኮነልካ መኽበሪ
ይጽበ ክርከብ ብመንፈሥካ ዓጊበ
ይምነ /2/ ክነብር ንዓለም መኒነ
ክቀርብ ናብ ቤትካ ክርኢ ንገጽካ
ብሓጎስ ክዝምር ክዕልል ብዓውታ
ኣእጋረይ ክዘላ ክገልጻ ፍቕርካ
ክነብር ዘለዓለም ጸኒዐ ኣብ ቤትካ
ይደሊ /2/ ኣነስ ኣብ ቤትካ ክበሊ
ይጽሊ /2/ ክኮነልካ መኽበሪ
ይጽበ ክርከብ ብመንፈሥካ ዓጊበ
ይምነ /2/ ክነብር ንዓለም መኒነ
ንኣምላኽ መሲለ ምእንቲ ክነብር
ካብ ሕጊ ብሕጊ ይመውት ኣብ እምነት
ደጊም ኣነ ኣይኮንኩን ዝነብር ኣብ ዓለም
ክርስቶ'ዩ ኣባይ ዝነብር ዘለዓለም
ይደሊ /2/ ኣነስ ኣብ ቤትካ ክበሊ
ይጽሊ /2/ ክኮነልካ መኽበሪ
ይጽበ ክርከብ ብመንፈሥካ ዓጊበ
ይምነ /2/ ክነብር ንዓለም መኒነ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እንብዛ ናፊቐ
Enbza nafiqe
VERSE 1
እንብዛ ናፊቐ እንብዛ ናፊቐ
ነቲ ዘይጽገብ ፍቕሪ ኢየሱስ ጸሚአ
ክርእዮ ገኒኑ እቲ ኃያል ስምካ
ዳግማይ ንክበርህ ደሚቐ ኣብ ቤትካ
CHORUS
ይደሊ /2/ ኣነስ ኣብ ቤትካ ክበሊ
ይጽሊ /2/ ክኮነልካ መኽበሪ
ይጽበ ክርከብ ብመንፈሥካ ዓጊበ
ይምነ /2/ ክነብር ንዓለም መኒነ
VERSE 2
ክነብር ብተስፋ ክነብር ብተስፋ
ኢየሱሰይ ፍቕርካ ኣለዎ ሓለፋ
እምነተይ ኣባኻ ብዙሕ እያ ትርፋ
ናይ ትንሣኤካ ዓወት ምሳኻ ክጎናጸፋ
CHORUS
ይደሊ /2/ ኣነስ ኣብ ቤትካ ክበሊ
ይጽሊ /2/ ክኮነልካ መኽበሪ
ይጽበ ክርከብ ብመንፈሥካ ዓጊበ
ይምነ /2/ ክነብር ንዓለም መኒነ
VERSE 3
ክቀርብ ናብ ቤትካ ክርኢ ንገጽካ
ብሓጎስ ክዝምር ክዕልል ብዓውታ
ኣእጋረይ ክዘላ ክገልጻ ፍቕርካ
ክነብር ዘለዓለም ጸኒዐ ኣብ ቤትካ
CHORUS
ይደሊ /2/ ኣነስ ኣብ ቤትካ ክበሊ
ይጽሊ /2/ ክኮነልካ መኽበሪ
ይጽበ ክርከብ ብመንፈሥካ ዓጊበ
ይምነ /2/ ክነብር ንዓለም መኒነ
VERSE 4
ንኣምላኽ መሲለ ምእንቲ ክነብር
ካብ ሕጊ ብሕጊ ይመውት ኣብ እምነት
ደጊም ኣነ ኣይኮንኩን ዝነብር ኣብ ዓለም
ክርስቶ'ዩ ኣባይ ዝነብር ዘለዓለም
CHORUS
ይደሊ /2/ ኣነስ ኣብ ቤትካ ክበሊ
ይጽሊ /2/ ክኮነልካ መኽበሪ
ይጽበ ክርከብ ብመንፈሥካ ዓጊበ
ይምነ /2/ ክነብር ንዓለም መኒነ