እምነት ወስኸኒ
Lyrics
ድኹም ፍጥረት'የ የብለይን ጽንዓት
ደግፈኒ እየሱስ ገስጾ ማዕበላት
መግባ ነፍሰይ ብቕዱስ ምስጢራት
ክውስኽ እምነት ክምስክር ብትብዓት /2/
ክጸንዕ እምነተይ ኣባኻ /2/ ዘሎኒ
ንኹሉ ሓይልታት ናይ ሲኦል ከም ተሳግረኒ
ብቅዱስ መንፈስካ ኢየሱሰይ እምነት ወስኸኒ /2/
ከይክሕዶ ስምካ ኮይነ ከም ይሁዳ
ገሃነም ከይከውን ነዛ ነፍሰይ ፍርዳ
መንፈስካ ኣዕጥቐኒ ብትብዓት ክጉዓዝ
እምነተይ ክብርትዕ ዘልኣለም ክዓዝዝ /2/
ክጸንዕ እምነተይ ኣባኻ /2/ ዘሎኒ
ንኹሉ ሓይልታት ናይ ሲኦል ከም ተሳግረኒ
ብቅዱስ መንፈስካ ኢየሱሰይ እምነት ወስኸኒ /2/
ልዑል ኣምላኸይ እምነት ወስኸኒ
ኹሉ ክኽእሎ ብጸጋኻ ምርሓኒ
ሲኦል ከይወድቕ ኣጽኒዕካ ሓዘኒ
ምስ ቅዱሳንካ ቤትካ ኣውርሰኒ /2/
ክጸንዕ እምነተይ ኣባኻ /2/ ዘሎኒ
ንኹሉ ሓይልታት ናይ ሲኦል ከም ተሳግረኒ
ብቅዱስ መንፈስካ ኢየሱሰይ እምነት ወስኸኒ /2/
ሓለፋ ኣለዎ እቲ ፍሉይ ፍቕርኻ
ሰመያዊ መግቢ ናይ ሕይወት እንጌራ
ብድኹም እምነተይ ከይርሕቕ ካብ ቤትካ
ዑረት ልበይ ፈውስ በቲ ቅዱስ ቃልካ
መስቀለይ ክጸውር ወትሩ ክስዕበካ
ጎይታ'የ መድሕነይ ክኸውን ውሉድካ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እምነት ወስኸኒ
Emnet Weskeni
VERSE 1
ድኹም ፍጥረት'የ የብለይን ጽንዓት
ደግፈኒ እየሱስ ገስጾ ማዕበላት
መግባ ነፍሰይ ብቕዱስ ምስጢራት
ክውስኽ እምነት ክምስክር ብትብዓት /2/
CHORUS
ክጸንዕ እምነተይ ኣባኻ /2/ ዘሎኒ
ንኹሉ ሓይልታት ናይ ሲኦል ከም ተሳግረኒ
ብቅዱስ መንፈስካ ኢየሱሰይ እምነት ወስኸኒ /2/
VERSE 2
ከይክሕዶ ስምካ ኮይነ ከም ይሁዳ
ገሃነም ከይከውን ነዛ ነፍሰይ ፍርዳ
መንፈስካ ኣዕጥቐኒ ብትብዓት ክጉዓዝ
እምነተይ ክብርትዕ ዘልኣለም ክዓዝዝ /2/
CHORUS
ክጸንዕ እምነተይ ኣባኻ /2/ ዘሎኒ
ንኹሉ ሓይልታት ናይ ሲኦል ከም ተሳግረኒ
ብቅዱስ መንፈስካ ኢየሱሰይ እምነት ወስኸኒ /2/
VERSE 3
ልዑል ኣምላኸይ እምነት ወስኸኒ
ኹሉ ክኽእሎ ብጸጋኻ ምርሓኒ
ሲኦል ከይወድቕ ኣጽኒዕካ ሓዘኒ
ምስ ቅዱሳንካ ቤትካ ኣውርሰኒ /2/
CHORUS
ክጸንዕ እምነተይ ኣባኻ /2/ ዘሎኒ
ንኹሉ ሓይልታት ናይ ሲኦል ከም ተሳግረኒ
ብቅዱስ መንፈስካ ኢየሱሰይ እምነት ወስኸኒ /2/
Outro
ሓለፋ ኣለዎ እቲ ፍሉይ ፍቕርኻ
ሰመያዊ መግቢ ናይ ሕይወት እንጌራ
ብድኹም እምነተይ ከይርሕቕ ካብ ቤትካ
ዑረት ልበይ ፈውስ በቲ ቅዱስ ቃልካ
መስቀለይ ክጸውር ወትሩ ክስዕበካ
ጎይታ'የ መድሕነይ ክኸውን ውሉድካ /2/