እግዚኣብሔርን ሓይሉን ድለዩ
Lyrics
ኣንነትና ትዕቢትና ሰቢርና
ብሓልዮት ስጋ ከይተጐተትና
ሓይልና ሓዲግና ሓይሉ እንተደሊና
ክንርእዮ ኢና ክግለጽ ቅልጽም ጐይታና።
እግዚኣብሔርን ሓይሉን ድለዩ
ኣዘውቲርኩም ድማ ገጹ ድለዩ
ንሓይሉ መንፈሱ እውን እመኑ
ኣይትጠራጠሩ
ገጹ ንድለ ብጾም ብጸሎት
ክብሩ ክንርእዮ ንቐረብ ብእምነት
ብስልጣኑ ክወርድ ከስልጥ ነገራት
ንጸውዓዮ እሙንዩ ኣብ ኩሉ ዘመናት።
እግዚኣብሔርን ሓይሉን ድለዩ
ኣዘውቲርኩም ድማ ገጹ ድለዩ
ንሓይሉ መንፈሱ እውን እመኑ
ኣይትጠራጠሩ
መንፈስካ ኣፍስስልና ባዕልኻ
ክንቅበሎ ኣኽእለና ርታዕ ልብና
ኣይሕውስን'ዩ እሙንዩ ተስፋኻ
ንጽበ ኣሎና ጐይታ ከምቲ ህያው ቃልካ።
እግዚኣብሔርን ሓይሉን ድለዩ
ኣዘውቲርኩም ድማ ገጹ ድለዩ
ንሓይሉ መንፈሱ እውን እመኑ
ኣይትጠራጠሩ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እግዚኣብሔርን ሓይሉን ድለዩ
Egziabhiern haylun dleyu
VERSE 1
ኣንነትና ትዕቢትና ሰቢርና
ብሓልዮት ስጋ ከይተጐተትና
ሓይልና ሓዲግና ሓይሉ እንተደሊና
ክንርእዮ ኢና ክግለጽ ቅልጽም ጐይታና።
CHORUS
እግዚኣብሔርን ሓይሉን ድለዩ
ኣዘውቲርኩም ድማ ገጹ ድለዩ
ንሓይሉ መንፈሱ እውን እመኑ
ኣይትጠራጠሩ
VERSE 2
ገጹ ንድለ ብጾም ብጸሎት
ክብሩ ክንርእዮ ንቐረብ ብእምነት
ብስልጣኑ ክወርድ ከስልጥ ነገራት
ንጸውዓዮ እሙንዩ ኣብ ኩሉ ዘመናት።
CHORUS
እግዚኣብሔርን ሓይሉን ድለዩ
ኣዘውቲርኩም ድማ ገጹ ድለዩ
ንሓይሉ መንፈሱ እውን እመኑ
ኣይትጠራጠሩ
VERSE 3
መንፈስካ ኣፍስስልና ባዕልኻ
ክንቅበሎ ኣኽእለና ርታዕ ልብና
ኣይሕውስን'ዩ እሙንዩ ተስፋኻ
ንጽበ ኣሎና ጐይታ ከምቲ ህያው ቃልካ።
CHORUS
እግዚኣብሔርን ሓይሉን ድለዩ
ኣዘውቲርኩም ድማ ገጹ ድለዩ
ንሓይሉ መንፈሱ እውን እመኑ
ኣይትጠራጠሩ

