እግዚኣብሄር ይባረኽ
Lyrics
መሥዋዕቲ ምስጋና ንኣምላኽ ሰዊኤሉ
መብጸዓይ'ውን ነቲ ልዑል ሂበዮ
ብመዓልቲ ጸበባይ ድማ ጸዊዐዮ
እቲ ዝመለሰለይ ኣምላኸ ይባረኽ /2/
እቲ ንጸሎተይ ዘይነዓቐ
ጸጋኡ'ውን ከቶ ዘየርሓቐለይ
ንሕይወተይ'ውን ዝብጀዋ
እግዚኣብሄር ይባረኸ
ጸላእተይ ብተንኮል እንክትንሥኡኒ
ናብ መዓሙቕ ሲኦል ድማ ክወስዱኒ
ኣብ ልዕሊኦም ግና ዓወት ዘዕተረኒ
ንምምንጫት ኣስናኖም ዘይወፈየኒ ይባረኸ /2/
እቲ ንጸሎተይ ዘይነዓቐ
ጸጋኡ'ውን ከቶ ዘየርሓቐለይ
ንሕይወተይ'ውን ዝብጀዋ
እግዚኣብሄር ይባረኸ
ምስ ጠመኩ እንጌራ መላእኽቲ ዝምግበኒ
ምስ ጸማእኩ ድማ ማይ ሕይወት ዘስተየኒ
ንሞት'ውን ከቶ ዘይወፈየኒ
ኣምላኸ ኣማልኽቲ ዘለዓለም ይባረኸ /2/
እቲ ንጸሎተይ ዘይነዓቐ
ጸጋኡ'ውን ከቶ ዘየርሓቐለይ
ንሕይወተይ'ውን ዝብጀዋ
እግዚኣብሄር ይባረኸ
እግዚኣብሄር ዝገበረለይ ኩሉ ከዘንትዎ
ነቲ ተግባራቱ ድማ ከውርዮ
ምስጋናኡ ከናፍረይ ክዝምሮ
ዘብቅዓኒ ጎይታ ሠራዊት ይባረኽ /2/
እቲ ንጸሎተይ ዘይነዓቐ
ጸጋኡ'ውን ከቶ ዘየርሓቐለይ
ንሕይወተይ'ውን ዝብጀዋ
እግዚኣብሄር ይባረኸ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እግዚኣብሄር ይባረኽ
Egziabhier ybarek
VERSE 1
መሥዋዕቲ ምስጋና ንኣምላኽ ሰዊኤሉ
መብጸዓይ'ውን ነቲ ልዑል ሂበዮ
ብመዓልቲ ጸበባይ ድማ ጸዊዐዮ
እቲ ዝመለሰለይ ኣምላኸ ይባረኽ /2/
CHORUS
እቲ ንጸሎተይ ዘይነዓቐ
ጸጋኡ'ውን ከቶ ዘየርሓቐለይ
ንሕይወተይ'ውን ዝብጀዋ
እግዚኣብሄር ይባረኸ
VERSE 2
ጸላእተይ ብተንኮል እንክትንሥኡኒ
ናብ መዓሙቕ ሲኦል ድማ ክወስዱኒ
ኣብ ልዕሊኦም ግና ዓወት ዘዕተረኒ
ንምምንጫት ኣስናኖም ዘይወፈየኒ ይባረኸ /2/
CHORUS
እቲ ንጸሎተይ ዘይነዓቐ
ጸጋኡ'ውን ከቶ ዘየርሓቐለይ
ንሕይወተይ'ውን ዝብጀዋ
እግዚኣብሄር ይባረኸ
VERSE 3
ምስ ጠመኩ እንጌራ መላእኽቲ ዝምግበኒ
ምስ ጸማእኩ ድማ ማይ ሕይወት ዘስተየኒ
ንሞት'ውን ከቶ ዘይወፈየኒ
ኣምላኸ ኣማልኽቲ ዘለዓለም ይባረኸ /2/
CHORUS
እቲ ንጸሎተይ ዘይነዓቐ
ጸጋኡ'ውን ከቶ ዘየርሓቐለይ
ንሕይወተይ'ውን ዝብጀዋ
እግዚኣብሄር ይባረኸ
VERSE 4
እግዚኣብሄር ዝገበረለይ ኩሉ ከዘንትዎ
ነቲ ተግባራቱ ድማ ከውርዮ
ምስጋናኡ ከናፍረይ ክዝምሮ
ዘብቅዓኒ ጎይታ ሠራዊት ይባረኽ /2/
CHORUS
እቲ ንጸሎተይ ዘይነዓቐ
ጸጋኡ'ውን ከቶ ዘየርሓቐለይ
ንሕይወተይ'ውን ዝብጀዋ
እግዚኣብሄር ይባረኸ