እግዚኣብሔር ብነፍሰይ ይግደስ
Lyrics
ነፍሰይ ኣጆኪ ኣይትጨነቒ
ሓላይ ዘይብልኪ ከይመስለኪ
ኢየሱስ ከም ዝሓልየልኪ
እወ ‘ቲ ልዑል ከም ዘፍቅረኪ
እመንዬ ብምሉእ ልብኺ
እመንዬ ንፈቃር ኣምላኽኪ(2)
ፍቕሪ የሱስ ኮይኑ ልዕሊ ዓቕመይ
ዘክርዬ ዝተገብረልኪ ነፍሰይ
ብጸላኢ ከይትብልዒ ክደሊ ንዓኺ
ካብ ሰማይ ወሪዱ ፍቕሩ ገሊጹልኪ(2)
እቲ ፍሉይ ኣፍቃሪ ይግደስ’ዩ እወ ብኣኺ
ናይ ሰማይ ኣቦኺ ይሓልየልኪ’ዩ እወን ነኣኪ
ኣነ ክነግርኢየ ዝተገብረለይ ኩሉ ብኣኡ
ኣነ ክነግርኢየ ዝተገብርለይ ኩሉ ናቱ
ካብቲ ምሉእ ቁጽሪ ምጉዳለይ
ብወረድ’ዩ ተነጊሩ ብዛዕባይ
ኣይመስለን ንኣይተጻሕፈን ከማኡ ዝበለ
ስለ ዝሓልየለይ’ዩ ናባይ ዝወረደ (2)
ክሓስቦ ከለኹ ከስተንትኖ ነቲ ፍቕሩ
ምስ ጠፋእኩ ተስፋ ቆሪጸ ከምዘይምለስ ናብኡ
ብዘይ ካልኣይ ንኽደልየኒ ናባይ ነቒሉ
ብቐንዱ ስለዝሓልየለይ’ዩ ኢየሱስ ባዕሉ
ነፍሰይ ኣጆኪ ኣይትጨነቒ
ሓላይ ዘይብልኪ ከይመስለኪ
ኢየሱስ ከም ዝሓልየልኪ
እወ ‘ቲ ልዑል ከም ዘፍቅረኪ
እመንዬ ብምሉእ ልብኺ
እመንዬ ንፈቃር ኣምላኽኪ(2)
ፍቕሪ የሱስ ኮይኑ ልዕሊ ዓቕመይ
ዘክርዬ ዝተገብረልኪ ነፍሰይ
ብጸላኢ ከይትብልዒ ክደሊ ንዓኺ
ካብ ሰማይ ወሪዱ ፍቕሩ ገሊጹልኪ(2)
እቲ ፍሉይ ኣፍቃሪ ይግደስ’ዩ እወ ብኣኺ
ናይ ሰማይ ኣቦኺ ይሓልየልኪ’ዩ እወን ነኣኪ
ኣነ ክነግርኢየ ዝተገብረለይ ኩሉ ብኣኡ
ኣነ ክነግርኢየ ዝተገብርለይ ኩሉ ናቱ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እግዚኣብሔር ብነፍሰይ ይግደስ
Egziabhier Bnefsey Ygdes
CHORUS
ነፍሰይ ኣጆኪ ኣይትጨነቒ
ሓላይ ዘይብልኪ ከይመስለኪ
ኢየሱስ ከም ዝሓልየልኪ
እወ ‘ቲ ልዑል ከም ዘፍቅረኪ
እመንዬ ብምሉእ ልብኺ
እመንዬ ንፈቃር ኣምላኽኪ(2)
CHORUS
ፍቕሪ የሱስ ኮይኑ ልዕሊ ዓቕመይ
ዘክርዬ ዝተገብረልኪ ነፍሰይ
ብጸላኢ ከይትብልዒ ክደሊ ንዓኺ
ካብ ሰማይ ወሪዱ ፍቕሩ ገሊጹልኪ(2)
CHORUS
እቲ ፍሉይ ኣፍቃሪ ይግደስ’ዩ እወ ብኣኺ
ናይ ሰማይ ኣቦኺ ይሓልየልኪ’ዩ እወን ነኣኪ
ኣነ ክነግርኢየ ዝተገብረለይ ኩሉ ብኣኡ
ኣነ ክነግርኢየ ዝተገብርለይ ኩሉ ናቱ
VERSE 1
ካብቲ ምሉእ ቁጽሪ ምጉዳለይ
ብወረድ’ዩ ተነጊሩ ብዛዕባይ
ኣይመስለን ንኣይተጻሕፈን ከማኡ ዝበለ
ስለ ዝሓልየለይ’ዩ ናባይ ዝወረደ (2)
VERSE 2
ክሓስቦ ከለኹ ከስተንትኖ ነቲ ፍቕሩ
ምስ ጠፋእኩ ተስፋ ቆሪጸ ከምዘይምለስ ናብኡ
ብዘይ ካልኣይ ንኽደልየኒ ናባይ ነቒሉ
ብቐንዱ ስለዝሓልየለይ’ዩ ኢየሱስ ባዕሉ
CHORUS
ነፍሰይ ኣጆኪ ኣይትጨነቒ
ሓላይ ዘይብልኪ ከይመስለኪ
ኢየሱስ ከም ዝሓልየልኪ
እወ ‘ቲ ልዑል ከም ዘፍቅረኪ
እመንዬ ብምሉእ ልብኺ
እመንዬ ንፈቃር ኣምላኽኪ(2)
CHORUS
ፍቕሪ የሱስ ኮይኑ ልዕሊ ዓቕመይ
ዘክርዬ ዝተገብረልኪ ነፍሰይ
ብጸላኢ ከይትብልዒ ክደሊ ንዓኺ
ካብ ሰማይ ወሪዱ ፍቕሩ ገሊጹልኪ(2)
CHORUS
እቲ ፍሉይ ኣፍቃሪ ይግደስ’ዩ እወ ብኣኺ
ናይ ሰማይ ኣቦኺ ይሓልየልኪ’ዩ እወን ነኣኪ
ኣነ ክነግርኢየ ዝተገብረለይ ኩሉ ብኣኡ
ኣነ ክነግርኢየ ዝተገብርለይ ኩሉ ናቱ