እግዚኣብሔር ኣብ ክንዲ ኩሉ
Lyrics
እግዚ/ር መድሕነይ መናግፈየይ`ዩ
ኣምላኸይ ተስፋ ዝገብረሉ ከውሐይ ድማ`ዩ
ዋልታይን ቀርነይን መናገፍየይ`ዩ
እምባይን መህደምየይን ጽግዒ ዋልታይ`ዩ /2/
እግዚ/ር መድሓኒ /4/
ኣሃሃ እግዚ/ር ኣብ ክንዲ ኩሉ
ኣነ እንታይ ክመልሰካ`የ
ንዓኻ ኣብ ማእከል ኣህዛብ የመስግነካ
ኩሉ ግዜ ስምካ`ውን እዝምረልካ
ብግዜ ጸበባይ ንእግዚ/ር ጸዋዕኩ
ናብ ኣምላኸይ ድማ ተማህጸንኩ
ድምጸይ ካብ መቅደሱ ንኹሉ ሰሚዑ
መሊሱለይ ድማ ጸሎተይ ሰሚዑ /2/
እግዚ/ር ሰማዒ /4/
ኣሃሃ፡ እግዚ/ር ኣብ ክንዲ ኩሉ
ኣነ፡ እንታይ ክመልሰካ`የ
ንዓኻ፡ ኣብ ማእከል ኣህዛብ የመስግነካ
ኩሉ ግዜ፡ ስምካ`ውን እዝምረልካ
መከራይ በዚሑ ሓዘን ጸቂጡኒ
ግና`ኸ እግዚ/ር ኣቦይ ደገፍ ድኣ ኮነኒ
ካብ ቛቑራ ካብ ረሒብ ዘውጻኒ
ቢሂግኒ`ዩ እሞ ደጋፊ ኮነኒ /2/
እግዚ/ር ደጋፊ /4/
ኣሃሃ እግዚ/ር ኣብ ክንዲ ኩሉ
ኣነ እንታይ ክመልሰካ`የ
ንዓኻ ኣብ ማእከል ኣህዛብ የመስግነካ
ኩሉ ግዜ ስምካ`ውን እዝምረልካ
ነቶም ዝቓዎምኒ ኣብ ትሕተይ ዘድንን
ንዝባን ተጻረርተይ ድማ ዝመልስ
ነዚ ኹሉ ዝገበረለይ ንስሙ ክውድስ
ናይ ነገስታት ንጉስ ንዘልኣለም ይንገስ /4/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እግዚኣብሔር ኣብ ክንዲ ኩሉ
Egziabhier Ab Kndi Kulu
VERSE 1
እግዚ/ር መድሕነይ መናግፈየይ`ዩ
ኣምላኸይ ተስፋ ዝገብረሉ ከውሐይ ድማ`ዩ
ዋልታይን ቀርነይን መናገፍየይ`ዩ
እምባይን መህደምየይን ጽግዒ ዋልታይ`ዩ /2/
Chorus
እግዚ/ር መድሓኒ /4/
ኣሃሃ እግዚ/ር ኣብ ክንዲ ኩሉ
ኣነ እንታይ ክመልሰካ`የ
ንዓኻ ኣብ ማእከል ኣህዛብ የመስግነካ
ኩሉ ግዜ ስምካ`ውን እዝምረልካ
VERSE 2
ብግዜ ጸበባይ ንእግዚ/ር ጸዋዕኩ
ናብ ኣምላኸይ ድማ ተማህጸንኩ
ድምጸይ ካብ መቅደሱ ንኹሉ ሰሚዑ
መሊሱለይ ድማ ጸሎተይ ሰሚዑ /2/
Chorus
እግዚ/ር ሰማዒ /4/
ኣሃሃ፡ እግዚ/ር ኣብ ክንዲ ኩሉ
ኣነ፡ እንታይ ክመልሰካ`የ
ንዓኻ፡ ኣብ ማእከል ኣህዛብ የመስግነካ
ኩሉ ግዜ፡ ስምካ`ውን እዝምረልካ
VERSE 3
መከራይ በዚሑ ሓዘን ጸቂጡኒ
ግና`ኸ እግዚ/ር ኣቦይ ደገፍ ድኣ ኮነኒ
ካብ ቛቑራ ካብ ረሒብ ዘውጻኒ
ቢሂግኒ`ዩ እሞ ደጋፊ ኮነኒ /2/
Chorus
እግዚ/ር ደጋፊ /4/
ኣሃሃ እግዚ/ር ኣብ ክንዲ ኩሉ
ኣነ እንታይ ክመልሰካ`የ
ንዓኻ ኣብ ማእከል ኣህዛብ የመስግነካ
ኩሉ ግዜ ስምካ`ውን እዝምረልካ
VERSE 4
ነቶም ዝቓዎምኒ ኣብ ትሕተይ ዘድንን
ንዝባን ተጻረርተይ ድማ ዝመልስ
ነዚ ኹሉ ዝገበረለይ ንስሙ ክውድስ
ናይ ነገስታት ንጉስ ንዘልኣለም ይንገስ /4/

