Mezmursኢድካ ሃቦ ንሓውኻ
TigrignaAudio
ኢድካ ሃቦ ንሓውኻ
ካቶሊካዊ ምንቅስቓስ ዉህበታዊ ተሓድሶ ኣሥመራዝተሓደሰ 74 መዛሙር
Available offline with library download
Lyrics
16px
VERSE 1
1 ኢድካ ሃቦ ንሓውኻ ኢድካ ሃቦ (2)
ሰላሙ ክህበካ'ዩ ኢድካ ሃቦ ንሓውኻ ኢድካ ሃቦ።
VERSE 2
2 ኢድካ ሃቦ ንሓፍትኻ ኢድካ ሃባ (2)
ሰላም ክትህበካ'ያ ኢድካ ሃባ ንሓፍትኻ ኢድካ ሃባ።
VERSE 3
3 ሰላም በሎ ንሓውኻ ሰላም ብሎ (2)
ሰላሙ ክህበካዩ ሰላም በሎ ንሓውኻ ሰላም በሎ።
VERSE 4
4 ሰላም በልዮ ንሓውኺ ሰላም በልዮ (2)
ሰላሙ ክህበካ'ዩ ሰላም በልዮ ንሓውኺ ሰላም በልዮ።
VERSE 5
5 ኢድና ነልዕል ንጎይታና ኢድና ነልዕል (2)
ሰላሙ ክህበና'ዩ ኢድና ነልዕል፡ ንጎይታና ነልዕል።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢድካ ሃቦ ንሓውኻ
Edka habo nhawka
VERSE 1
1 ኢድካ ሃቦ ንሓውኻ ኢድካ ሃቦ (2)
ሰላሙ ክህበካ'ዩ ኢድካ ሃቦ ንሓውኻ ኢድካ ሃቦ።
VERSE 2
2 ኢድካ ሃቦ ንሓፍትኻ ኢድካ ሃባ (2)
ሰላም ክትህበካ'ያ ኢድካ ሃባ ንሓፍትኻ ኢድካ ሃባ።
VERSE 3
3 ሰላም በሎ ንሓውኻ ሰላም ብሎ (2)
ሰላሙ ክህበካዩ ሰላም በሎ ንሓውኻ ሰላም በሎ።
VERSE 4
4 ሰላም በልዮ ንሓውኺ ሰላም በልዮ (2)
ሰላሙ ክህበካ'ዩ ሰላም በልዮ ንሓውኺ ሰላም በልዮ።
VERSE 5
5 ኢድና ነልዕል ንጎይታና ኢድና ነልዕል (2)
ሰላሙ ክህበና'ዩ ኢድና ነልዕል፡ ንጎይታና ነልዕል።

