ድንቂ`ዩ ስራሕካ
Lyrics
ስራሕ ኣእዳውካ ዝኾኑ ሰማያት
ዝፈጠርካዮም ወርሕን ከዋኽብትን
ምስክር`ዮም ጠፈር ሃዋህው`ውን
ናትካ ድማ`ዮም ከዋኽብትን ብርሃናትን
ክንደይ ክቡር ኢኻ ድንቂ`ዩ ስራሕካ
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘልኣለማዊ`ኻ /2/
ሰማይን ምድርን ኩሉ ዝፈጠርካ
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘልኣለማዊ`ኻ
ክእለትካ ዘይምርመር ዓሚቕ ፍልጠትካ
ዘይትሕለል ዘይትደክም መን ኣሎ ከማኻ
ክንደይ ክቡር ኢኻ ድንቂ`ዩ ስራሕካ
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘልኣለማዊ`ኻ /2/
ሰመያዊ ሰማይ ዝገበርካ
ማያት ካብ ንቁጽ ምድሪ ዝፈለኻ
መስተንክር`ዩ እቲ ኹሉ ስራሕካ
ፈጣሪ ኩሉ ፍጥረት ህያው ኢኻ /2/
ክንደይ ክቡር ኢኻ ድንቂ`ዩ ስራሕካ
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘልኣለማዊ`ኻ /2/
ክንደይ ክቡር ኢኻ ሰናይ`ዩ ስራሕካ
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘልኣለማዊ`ኻ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ድንቂ`ዩ ስራሕካ
Dnqiyu Srahka
VERSE 1
ስራሕ ኣእዳውካ ዝኾኑ ሰማያት
ዝፈጠርካዮም ወርሕን ከዋኽብትን
ምስክር`ዮም ጠፈር ሃዋህው`ውን
ናትካ ድማ`ዮም ከዋኽብትን ብርሃናትን
CHORUS
ክንደይ ክቡር ኢኻ ድንቂ`ዩ ስራሕካ
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘልኣለማዊ`ኻ /2/
VERSE 2
ሰማይን ምድርን ኩሉ ዝፈጠርካ
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘልኣለማዊ`ኻ
ክእለትካ ዘይምርመር ዓሚቕ ፍልጠትካ
ዘይትሕለል ዘይትደክም መን ኣሎ ከማኻ
CHORUS
ክንደይ ክቡር ኢኻ ድንቂ`ዩ ስራሕካ
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘልኣለማዊ`ኻ /2/
VERSE 3
ሰመያዊ ሰማይ ዝገበርካ
ማያት ካብ ንቁጽ ምድሪ ዝፈለኻ
መስተንክር`ዩ እቲ ኹሉ ስራሕካ
ፈጣሪ ኩሉ ፍጥረት ህያው ኢኻ /2/
CHORUS
ክንደይ ክቡር ኢኻ ድንቂ`ዩ ስራሕካ
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘልኣለማዊ`ኻ /2/
Chorus
ክንደይ ክቡር ኢኻ ሰናይ`ዩ ስራሕካ
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘልኣለማዊ`ኻ /2/