ብወድኺ ድሕነት ኮነ
Lyrics
ምስ ደለየኪ ንድሕነትና
ፈጠረኪ ካብ ያዕቄም ሃና
ንስኺ ኢኺ መማለዲትና
ኢድኪ ዘርጊሕኪ ብጩራ ተስፋ ተቐበልና (2)
ብሰሪ ሄዋን ሓጥያት መጸ
ብወድኺ ማርያም ድሕነት ኮነ
ብወድኺ ማርያም ኣብ ሰማይ ተኸፍተ፡
ማርያም . . . . .
ዝተበሰርኪ ብገብርኤል
ንኽትወልዲ ኣማኑኤል
ሕራይ ኢልኪ ተቐበልክዮ
ብትሕትና ከም ዝበልካኒ ይኹን በልክዮ (2)
ብሰሪ ሄዋን ሓጥያት መጸ
ብወድኺ ማርያም ድሕነት ኮነ
ብወድኺ ማርያም ኣብ ሰማይ ተኸፍተ፡
ማርያም . . . . .
ኣገልገልክያ ንኤልሳቤጥ
ከይደለኽዮ እቲ ኹሉ ዕቤት
ምስ በለትኪ ብርኽቲ ኢኺ
ንእግዚኣብሔር ነብሰይ ተዕብዮ እውን በልኪ (2)
ብሰሪ ሄዋን ሓጥያት መጸ
ብወድኺ ማርያም ድሕነት ኮነ
ብወድኺ ማርያም ኣብ ሰማይ ተኸፍተ፡
ማርያም . . . . .
ኣብ ቀራንዮ ተሸንኪሩ
ኣኽሊል እሾኽ ኣስጠምሉ
እዚ ኹሉ ምስ ረኣኺ
ከም በሊሕ ኩናት ኣብ ልብኺ ሓሊፉ ወግኣኪ (2)
ብሰሪ ሄዋን ሓጥያት መጸ
ብወድኺ ማርያም ድሕነት ኮነ
ብወድኺ ማርያም ኣብ ሰማይ ተኸፍተ፡
ማርያም . . . . .
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብወድኺ ድሕነት ኮነ
Bwedki dhnet kone
VERSE 1
ምስ ደለየኪ ንድሕነትና
ፈጠረኪ ካብ ያዕቄም ሃና
ንስኺ ኢኺ መማለዲትና
ኢድኪ ዘርጊሕኪ ብጩራ ተስፋ ተቐበልና (2)
CHORUS
ብሰሪ ሄዋን ሓጥያት መጸ
ብወድኺ ማርያም ድሕነት ኮነ
ብወድኺ ማርያም ኣብ ሰማይ ተኸፍተ፡
ማርያም . . . . .
VERSE 2
ዝተበሰርኪ ብገብርኤል
ንኽትወልዲ ኣማኑኤል
ሕራይ ኢልኪ ተቐበልክዮ
ብትሕትና ከም ዝበልካኒ ይኹን በልክዮ (2)
CHORUS
ብሰሪ ሄዋን ሓጥያት መጸ
ብወድኺ ማርያም ድሕነት ኮነ
ብወድኺ ማርያም ኣብ ሰማይ ተኸፍተ፡
ማርያም . . . . .
VERSE 3
ኣገልገልክያ ንኤልሳቤጥ
ከይደለኽዮ እቲ ኹሉ ዕቤት
ምስ በለትኪ ብርኽቲ ኢኺ
ንእግዚኣብሔር ነብሰይ ተዕብዮ እውን በልኪ (2)
CHORUS
ብሰሪ ሄዋን ሓጥያት መጸ
ብወድኺ ማርያም ድሕነት ኮነ
ብወድኺ ማርያም ኣብ ሰማይ ተኸፍተ፡
ማርያም . . . . .
VERSE 4
ኣብ ቀራንዮ ተሸንኪሩ
ኣኽሊል እሾኽ ኣስጠምሉ
እዚ ኹሉ ምስ ረኣኺ
ከም በሊሕ ኩናት ኣብ ልብኺ ሓሊፉ ወግኣኪ (2)
CHORUS
ብሰሪ ሄዋን ሓጥያት መጸ
ብወድኺ ማርያም ድሕነት ኮነ
ብወድኺ ማርያም ኣብ ሰማይ ተኸፍተ፡
ማርያም . . . . .

