ብተኣምራትካ የድንቑኻ
Lyrics
ሰማይ ምድሪ ብቓልካ ዝፈጠርካ
ንወዲ ሰብ ካብ ሐመድ ዝሰራሕካ፡
እስትንፋስ ሕይወትካ'ውን ዝሃብካ
ሃሌ-ሉያ
ኣብ መቕደሱ ነመስግኖ!
ስለ ኃይሉ ነመስግኖ!
ብድምጺ መለኸት
ነመስግና!
ብበገና ነመስግኖ!
ብኸበሮን ብሳዕስዒትን
ነመስግኖ!
ብዕልልታን ብጣቒዒትን
ነመስግኖ!
በሕዛብ ኵሎም ክቡር ኢኻ፡
ብተኣምራትካ የድንቑካ (2)
ኣጋንንቲ ይደምሰሱ ብስምካ (2)
ንሙውታት ብቓልካ ኣተንሲካ
ንድውያት ሕሙማት ፈዊስካ
ነጋንንቲ ብስምካ ኣውጺእካ
ሃሌ-ሉያ
ኣብ መቕደሱ ነመስግኖ!
ስለ ኃይሉ ነመስግኖ!
ብድምጺ መለኸት
ነመስግና!
ብበገና ነመስግኖ!
ብኸበሮን ብሳዕስዒትን
ነመስግኖ!
ብዕልልታን ብጣቒዒትን
ነመስግኖ!
በሕዛብ ኵሎም ክቡር ኢኻ፡
ብተኣምራትካ የድንቑካ (2)
ኣጋንንቲ ይደምሰሱ ብስምካ (2)
ናይ ናብራ ትርጉምውን ፈሊጠዮ
እምኒ ልበይ ብቕጽበት ሰበርካዮ፡
ዘይቲ መንፈስ ኣብ ልበይ ኣፍሰስካዮ
ሃሌ-ሉያ
ኣብ መቕደሱ ነመስግኖ!
ስለ ኃይሉ ነመስግኖ!
ብድምጺ መለኸት
ነመስግና!
ብበገና ነመስግኖ!
ብኸበሮን ብሳዕስዒትን
ነመስግኖ!
ብዕልልታን ብጣቒዒትን
ነመስግኖ!
በሕዛብ ኵሎም ክቡር ኢኻ፡
ብተኣምራትካ የድንቑካ (2)
ኣጋንንቲ ይደምሰሱ ብስምካ (2)
ክንደይ ጥዑም ኃያል ብርቱዕ ኢዱ
ደገ ምድሓን ዝኸፈተ ብስቕለቱ
ንዘለዓለም ይመስገን ኣብ ዙፋኑ
ሃሌ-ሉያ
ኣብ መቕደሱ ነመስግኖ!
ስለ ኃይሉ ነመስግኖ!
ብድምጺ መለኸት
ነመስግና!
ብበገና ነመስግኖ!
ብኸበሮን ብሳዕስዒትን
ነመስግኖ!
ብዕልልታን ብጣቒዒትን
ነመስግኖ!
በሕዛብ ኵሎም ክቡር ኢኻ፡
ብተኣምራትካ የድንቑካ (2)
ኣጋንንቲ ይደምሰሱ ብስምካ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብተኣምራትካ የድንቑኻ
Bteamratka yednquka
VERSE 1
ሰማይ ምድሪ ብቓልካ ዝፈጠርካ
ንወዲ ሰብ ካብ ሐመድ ዝሰራሕካ፡
እስትንፋስ ሕይወትካ'ውን ዝሃብካ
CHORUS
ሃሌ-ሉያ
ኣብ መቕደሱ ነመስግኖ!
ስለ ኃይሉ ነመስግኖ!
ብድምጺ መለኸት
ነመስግና!
ብበገና ነመስግኖ!
ብኸበሮን ብሳዕስዒትን
ነመስግኖ!
ብዕልልታን ብጣቒዒትን
ነመስግኖ!
CHORUS
በሕዛብ ኵሎም ክቡር ኢኻ፡
ብተኣምራትካ የድንቑካ (2)
ኣጋንንቲ ይደምሰሱ ብስምካ (2)
VERSE 2
ንሙውታት ብቓልካ ኣተንሲካ
ንድውያት ሕሙማት ፈዊስካ
ነጋንንቲ ብስምካ ኣውጺእካ
CHORUS
ሃሌ-ሉያ
ኣብ መቕደሱ ነመስግኖ!
ስለ ኃይሉ ነመስግኖ!
ብድምጺ መለኸት
ነመስግና!
ብበገና ነመስግኖ!
ብኸበሮን ብሳዕስዒትን
ነመስግኖ!
ብዕልልታን ብጣቒዒትን
ነመስግኖ!
CHORUS
በሕዛብ ኵሎም ክቡር ኢኻ፡
ብተኣምራትካ የድንቑካ (2)
ኣጋንንቲ ይደምሰሱ ብስምካ (2)
VERSE 3
ናይ ናብራ ትርጉምውን ፈሊጠዮ
እምኒ ልበይ ብቕጽበት ሰበርካዮ፡
ዘይቲ መንፈስ ኣብ ልበይ ኣፍሰስካዮ
CHORUS
ሃሌ-ሉያ
ኣብ መቕደሱ ነመስግኖ!
ስለ ኃይሉ ነመስግኖ!
ብድምጺ መለኸት
ነመስግና!
ብበገና ነመስግኖ!
ብኸበሮን ብሳዕስዒትን
ነመስግኖ!
ብዕልልታን ብጣቒዒትን
ነመስግኖ!
CHORUS
በሕዛብ ኵሎም ክቡር ኢኻ፡
ብተኣምራትካ የድንቑካ (2)
ኣጋንንቲ ይደምሰሱ ብስምካ (2)
VERSE 4
ክንደይ ጥዑም ኃያል ብርቱዕ ኢዱ
ደገ ምድሓን ዝኸፈተ ብስቕለቱ
ንዘለዓለም ይመስገን ኣብ ዙፋኑ
CHORUS
ሃሌ-ሉያ
ኣብ መቕደሱ ነመስግኖ!
ስለ ኃይሉ ነመስግኖ!
ብድምጺ መለኸት
ነመስግና!
ብበገና ነመስግኖ!
ብኸበሮን ብሳዕስዒትን
ነመስግኖ!
ብዕልልታን ብጣቒዒትን
ነመስግኖ!
CHORUS
በሕዛብ ኵሎም ክቡር ኢኻ፡
ብተኣምራትካ የድንቑካ (2)
ኣጋንንቲ ይደምሰሱ ብስምካ (2)

