ብሳላኺ`ዩ ማርያም
Lyrics
ምኽኣሉ ስኢነ ጸምጸም ምድረበዳ
ልዕሊ ዓቕመይ ኮይኑ ዝነበረኒ ዕዳ
ቁሊሕ እንተበልኩ ርእየ ንዓኺ
ኩሉ ፈዂሱለይ ማርያመይ ብሳላኺ
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ተስፋ ምስኪናን
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ብጸይቲ ሽጉራት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ሓገዝ ንድኻታት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን መጸናንዒት ሕዙናት
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ መድሓኒ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ዕረፍቲ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ሰላም ዝኾነልና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ብሓጎስ ዘለና
መሬት ዓሪቡኒ ሓዲግ መዲግ ኮይነ
ኣንፈተይ ስሒተ ብጸልማት ተሸፊነ
ብርሑቕ ግን ኣስተውዒለ ዝዓበየት ቀንዴል
ናባይ እናመጸት ኣደ ብሩህ ወንጌል
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ተስፋ ምስኪናን
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ብጸይቲ ሽጉራት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ሓገዝ ንድኻታት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን መጸናንዒት ሕዙናት
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ መድሓኒ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ዕረፍቲ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ሰላም ዝኾነልና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ብሓጎስ ዘለና
ከብደይ ብጥሙዩ ጎሮሮይ ብንቑጹ
ሓርቢቱኒ ከሎ ኣእምሮይ ተናዊጹ
ኣብ`ቲ ጽንኩር እዋን ማርያም መጺእክኒ
ንኹሉ ሽግረይ መፍትሒ ኮይንክኒ
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ተስፋ ምስኪናን
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ብጸይቲ ሽጉራት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ሓገዝ ንድኻታት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን መጸናንዒት ሕዙናት
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ መድሓኒ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ዕረፍቲ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ሰላም ዝኾነልና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ብሓጎስ ዘለና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብሳላኺ`ዩ ማርያም
Bsalaki yu mariyam
VERSE 1
ምኽኣሉ ስኢነ ጸምጸም ምድረበዳ
ልዕሊ ዓቕመይ ኮይኑ ዝነበረኒ ዕዳ
ቁሊሕ እንተበልኩ ርእየ ንዓኺ
ኩሉ ፈዂሱለይ ማርያመይ ብሳላኺ
CHORUS
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ተስፋ ምስኪናን
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ብጸይቲ ሽጉራት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ሓገዝ ንድኻታት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን መጸናንዒት ሕዙናት
CHORUS
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ መድሓኒ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ዕረፍቲ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ሰላም ዝኾነልና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ብሓጎስ ዘለና
VERSE 2
መሬት ዓሪቡኒ ሓዲግ መዲግ ኮይነ
ኣንፈተይ ስሒተ ብጸልማት ተሸፊነ
ብርሑቕ ግን ኣስተውዒለ ዝዓበየት ቀንዴል
ናባይ እናመጸት ኣደ ብሩህ ወንጌል
CHORUS
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ተስፋ ምስኪናን
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ብጸይቲ ሽጉራት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ሓገዝ ንድኻታት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን መጸናንዒት ሕዙናት
CHORUS
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ መድሓኒ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ዕረፍቲ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ሰላም ዝኾነልና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ብሓጎስ ዘለና
VERSE 3
ከብደይ ብጥሙዩ ጎሮሮይ ብንቑጹ
ሓርቢቱኒ ከሎ ኣእምሮይ ተናዊጹ
ኣብ`ቲ ጽንኩር እዋን ማርያም መጺእክኒ
ንኹሉ ሽግረይ መፍትሒ ኮይንክኒ
CHORUS
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ተስፋ ምስኪናን
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ብጸይቲ ሽጉራት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን ሓገዝ ንድኻታት
ኣብ`ቲ ከቢድ እዋን መጸናንዒት ሕዙናት
CHORUS
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ መድሓኒ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ዕረፍቲ ዝረኸብና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ሰላም ዝኾነልና
ብሳላኺ ብሳላኺ`ዩ ብሓጎስ ዘለና