ብምስጋና ክዛዝሞ
Lyrics
ሓጥያተይ ከይጸብጸብካ ሂወትካ ኣሕሊፍካለይ
ኣርዑተይ ንኽቕንጠጥ ደምካ ኣፍሲስካለይ
በደለይ ከይቆጸርካ ንንጉስ ሸምካኒ
ወለዶይ ንኽቕጽል ንዓይ ባሪኽካኒ
ንውዕለትካ ብምንታይ ክመልሶ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይውዳእ እቲ ውህበት ናትካ
ኣምላኽ ሰማይ ተመስገን ይብለካ
ንውዕለትካ ብምንታይ ክገልጾ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይግለጽ ብቓላት ናይ ምድሪ
ኣምላኽ ሰማይ እህበካ ኽብሪ
ተመስገን ተመስገን (2)
ተባረኽ ተባረኽ (2)
ልዕል በል ልዕል በል (2)
ክኽሕደካ ከለኹ ኣብ ጎነይ ነበርካ
ስቐልዎ እናበልኩ ምሕረትካ ኣብዚሕካ
እታ ናይ ክብሪ መፍትሕ ተዋሂበ ኣብ ኢደይ
ኩሉ ጸጽብቑ ቀሪብካ ኣብ ቅድመይ
ንውዕለትካ ብምንታይ ክመልሶ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይውዳእ እቲ ውህበት ናትካ
ኣምላኽ ሰማይ ተመስገን ይብለካ
ንውዕለትካ ብምንታይ ክገልጾ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይግለጽ ብቓላት ናይ ምድሪ
ኣምላኽ ሰማይ እህበካ ኽብሪ
ተመስገን ተመስገን (2)
ተባረኽ ተባረኽ (2)
ልዕል በል ልዕል በል (2)
ንብዙሕ ዓመታት ደመይ እንዳዛረየ
ክዳንካ ምስ ተንከፍኩ ብቕጽበት’የ ሓውየ
ሂወት ምስ ተረፋ ተዋሂበ ንዓይ
ጽውአይ መሊኡ’ሎ ተቐበል ምስጋናይ
ንውዕለትካ ብምንታይ ክመልሶ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይውዳእ እቲ ውህበት ናትካ
ኣምላኽ ሰማይ ተመስገን ይብለካ
ንውዕለትካ ብምንታይ ክገልጾ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይግለጽ ብቓላት ናይ ምድሪ
ኣምላኽ ሰማይ እህበካ ኽብሪ
ተመስገን ተመስገን (2)
ተባረኽ ተባረኽ (2)
ልዕል በል ልዕል በል (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብምስጋና ክዛዝሞ
Bmsgana-Kzazmo
VERSE 1
ሓጥያተይ ከይጸብጸብካ ሂወትካ ኣሕሊፍካለይ
ኣርዑተይ ንኽቕንጠጥ ደምካ ኣፍሲስካለይ
በደለይ ከይቆጸርካ ንንጉስ ሸምካኒ
ወለዶይ ንኽቕጽል ንዓይ ባሪኽካኒ
CHORUS
ንውዕለትካ ብምንታይ ክመልሶ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይውዳእ እቲ ውህበት ናትካ
ኣምላኽ ሰማይ ተመስገን ይብለካ
ንውዕለትካ ብምንታይ ክገልጾ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይግለጽ ብቓላት ናይ ምድሪ
ኣምላኽ ሰማይ እህበካ ኽብሪ
ተመስገን ተመስገን (2)
ተባረኽ ተባረኽ (2)
ልዕል በል ልዕል በል (2)
VERSE 2
ክኽሕደካ ከለኹ ኣብ ጎነይ ነበርካ
ስቐልዎ እናበልኩ ምሕረትካ ኣብዚሕካ
እታ ናይ ክብሪ መፍትሕ ተዋሂበ ኣብ ኢደይ
ኩሉ ጸጽብቑ ቀሪብካ ኣብ ቅድመይ
CHORUS
ንውዕለትካ ብምንታይ ክመልሶ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይውዳእ እቲ ውህበት ናትካ
ኣምላኽ ሰማይ ተመስገን ይብለካ
ንውዕለትካ ብምንታይ ክገልጾ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይግለጽ ብቓላት ናይ ምድሪ
ኣምላኽ ሰማይ እህበካ ኽብሪ
ተመስገን ተመስገን (2)
ተባረኽ ተባረኽ (2)
ልዕል በል ልዕል በል (2)
VERSE 3
ንብዙሕ ዓመታት ደመይ እንዳዛረየ
ክዳንካ ምስ ተንከፍኩ ብቕጽበት’የ ሓውየ
ሂወት ምስ ተረፋ ተዋሂበ ንዓይ
ጽውአይ መሊኡ’ሎ ተቐበል ምስጋናይ
CHORUS
ንውዕለትካ ብምንታይ ክመልሶ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይውዳእ እቲ ውህበት ናትካ
ኣምላኽ ሰማይ ተመስገን ይብለካ
ንውዕለትካ ብምንታይ ክገልጾ
ብምስጋና ንኩሉ ክዛዝሞ
ዘይግለጽ ብቓላት ናይ ምድሪ
ኣምላኽ ሰማይ እህበካ ኽብሪ
ተመስገን ተመስገን (2)
ተባረኽ ተባረኽ (2)
ልዕል በል ልዕል በል (2)