ብምሕረትካ ተኣሚነ
Lyrics
ዝሞትካለይ ኣብ ጎልጎልታ
ንሕወተይ ኩና ዋልታ
ኣብቲ መስቀል ዝወዓልካ
ገበነይ ደምስስ ብደምካ
ብምሕረትካ ተኣሚነ
ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ ኮይነ
ክልምን'የ ኦ ኣምላኸይ
ነዓ ሓግዝ ሓግዝ ንድኻመይ
ዓይነይ ናብ ዓለም ጠሚታ
ተዋሒጣ ብትምኒታ
ብስርሐይ ብሓሳበይ
ኣሕዚነካ ለዋህ ጎይታይ
ብምሕረትካ ተኣሚነ
ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ ኮይነ
ክልምን'የ ኦ ኣምላኸይ
ነዓ ሓግዝ ሓግዝ ንድኻመይ
መሓረኒ ሕጸበኒ
ብመንፈስካ ለውጠኒ
ኣብ እግርኻ ተምበርኪኸ
ክትምሕረኒ ተሃዊኸ
ብምሕረትካ ተኣሚነ
ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ ኮይነ
ክልምን'የ ኦ ኣምላኸይ
ነዓ ሓግዝ ሓግዝ ንድኻመይ
በዒንትኻ ጠምተኒ
ብምሕረትካ ኣፍልሰኒ
ከገልግለካ ኦ ኣምላኸይ
ፍቕርካ ኣንብር ኣብ ልበይ
ብምሕረትካ ተኣሚነ
ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ ኮይነ
ክልምን'የ ኦ ኣምላኸይ
ነዓ ሓግዝ ሓግዝ ንድኻመይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብምሕረትካ ተኣሚነ
Bmhretka teamine
VERSE 1
ዝሞትካለይ ኣብ ጎልጎልታ
ንሕወተይ ኩና ዋልታ
ኣብቲ መስቀል ዝወዓልካ
ገበነይ ደምስስ ብደምካ
CHORUS
ብምሕረትካ ተኣሚነ
ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ ኮይነ
ክልምን'የ ኦ ኣምላኸይ
ነዓ ሓግዝ ሓግዝ ንድኻመይ
VERSE 2
ዓይነይ ናብ ዓለም ጠሚታ
ተዋሒጣ ብትምኒታ
ብስርሐይ ብሓሳበይ
ኣሕዚነካ ለዋህ ጎይታይ
CHORUS
ብምሕረትካ ተኣሚነ
ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ ኮይነ
ክልምን'የ ኦ ኣምላኸይ
ነዓ ሓግዝ ሓግዝ ንድኻመይ
VERSE 3
መሓረኒ ሕጸበኒ
ብመንፈስካ ለውጠኒ
ኣብ እግርኻ ተምበርኪኸ
ክትምሕረኒ ተሃዊኸ
CHORUS
ብምሕረትካ ተኣሚነ
ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ ኮይነ
ክልምን'የ ኦ ኣምላኸይ
ነዓ ሓግዝ ሓግዝ ንድኻመይ
VERSE 4
በዒንትኻ ጠምተኒ
ብምሕረትካ ኣፍልሰኒ
ከገልግለካ ኦ ኣምላኸይ
ፍቕርካ ኣንብር ኣብ ልበይ
CHORUS
ብምሕረትካ ተኣሚነ
ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ ኮይነ
ክልምን'የ ኦ ኣምላኸይ
ነዓ ሓግዝ ሓግዝ ንድኻመይ

