ብመንፈስካ
Lyrics
ብተስፋ እምነት ክኽተለካ ወሲነ
ኣብ እግርኻ እድፋእ ፤ ንምሕረትካ ኣሚነ
መንፈስ ሓዘን ካብ ልዕለይ ኣሊኻ
ብመንፈስካ ኣጸናንዕ ንባርያኻ
እታ መንገዲ ወንጌል ክኽተላ እንተኾይኑ
ንቕሓት ፍጠረሉ ንሕዝብኻ
እታ መንገዲ ድሕነት ክኽተላ እንተኾይኑ
ንመንፈስካ ልኣኽ ናብ ባርያኻ
ክመላለስ ኣብ ዝፋን ቤት መቕደስካ
ደስ ኢሉኒ ፡ ጥዒሙኒ'ሎ ፍቕርኻ
ሎሚ ሓድስ ንዓይ ድኹም ባርያኻ
ንመንፈስካ /2/ ለኣኽ ጎይታ
እታ መንገዲ ወንጌል ክኽተላ እንተኾይኑ
ንቕሓት ፍጠረሉ ንሕዝብኻ
እታ መንገዲ ድሕነት ክኽተላ እንተኾይኑ
ንመንፈስካ ልኣኽ ናብ ባርያኻ
ኣብዛ ቄናን ናይዛ ዓለም መንገዲ
ልዕሊ ኹሉ ንኽብርኻ ከናዲ
ንመስቀለይ ብትብዓት ክጸሮ
ጽኑዕ መንፈስ ኣብ ልበይ ኣንብሮ
እታ መንገዲ ወንጌል ክኽተላ እንተኾይኑ
ንቕሓት ፍጠረሉ ንሕዝብኻ
እታ መንገዲ ድሕነት ክኽተላ እንተኾይኑ
ንመንፈስካ ልኣኽ ናብ ባርያኻ
ኣብ ምድረበዳ ነኻውሕ ጨዲድካ
እንካብ ዓᎁቕ ባሕሪ ብዙሕ ማይ ኣስቲኻኒ
ሕጂ ድማ ብዘይቲ ሓጎስ ቀቢእካ
ስለ ስምካ ብመንፈስካ ኣጽንዓኒ
እታ መንገዲ ወንጌል ክኽተላ እንተኾይኑ
ንቕሓት ፍጠረሉ ንሕዝብኻ
እታ መንገዲ ድሕነት ክኽተላ እንተኾይኑ
ንመንፈስካ ልኣኽ ናብ ባርያኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብመንፈስካ
Bmenfeska
VERSE 1
ብተስፋ እምነት ክኽተለካ ወሲነ
ኣብ እግርኻ እድፋእ ፤ ንምሕረትካ ኣሚነ
መንፈስ ሓዘን ካብ ልዕለይ ኣሊኻ
ብመንፈስካ ኣጸናንዕ ንባርያኻ
CHORUS
እታ መንገዲ ወንጌል ክኽተላ እንተኾይኑ
ንቕሓት ፍጠረሉ ንሕዝብኻ
እታ መንገዲ ድሕነት ክኽተላ እንተኾይኑ
ንመንፈስካ ልኣኽ ናብ ባርያኻ
VERSE 2
ክመላለስ ኣብ ዝፋን ቤት መቕደስካ
ደስ ኢሉኒ ፡ ጥዒሙኒ'ሎ ፍቕርኻ
ሎሚ ሓድስ ንዓይ ድኹም ባርያኻ
ንመንፈስካ /2/ ለኣኽ ጎይታ
CHORUS
እታ መንገዲ ወንጌል ክኽተላ እንተኾይኑ
ንቕሓት ፍጠረሉ ንሕዝብኻ
እታ መንገዲ ድሕነት ክኽተላ እንተኾይኑ
ንመንፈስካ ልኣኽ ናብ ባርያኻ
VERSE 3
ኣብዛ ቄናን ናይዛ ዓለም መንገዲ
ልዕሊ ኹሉ ንኽብርኻ ከናዲ
ንመስቀለይ ብትብዓት ክጸሮ
ጽኑዕ መንፈስ ኣብ ልበይ ኣንብሮ
CHORUS
እታ መንገዲ ወንጌል ክኽተላ እንተኾይኑ
ንቕሓት ፍጠረሉ ንሕዝብኻ
እታ መንገዲ ድሕነት ክኽተላ እንተኾይኑ
ንመንፈስካ ልኣኽ ናብ ባርያኻ
VERSE 4
ኣብ ምድረበዳ ነኻውሕ ጨዲድካ
እንካብ ዓᎁቕ ባሕሪ ብዙሕ ማይ ኣስቲኻኒ
ሕጂ ድማ ብዘይቲ ሓጎስ ቀቢእካ
ስለ ስምካ ብመንፈስካ ኣጽንዓኒ
CHORUS
እታ መንገዲ ወንጌል ክኽተላ እንተኾይኑ
ንቕሓት ፍጠረሉ ንሕዝብኻ
እታ መንገዲ ድሕነት ክኽተላ እንተኾይኑ
ንመንፈስካ ልኣኽ ናብ ባርያኻ