ብጎይታ ደስ ኢሉኒ
Lyrics
በዛ መዓልቲ`ዚኣ
ኩሉ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ባህ ኢሉኒ
ኩሉ ቀኒዑለይ ኩሉ ሰሚሩለይ
ብኡ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ብኡ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ደስ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ባህ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ኩሉ ሰሚሩለይ ንዓይ ኩሉ ቀኒዑለይ ንዓይ
ዓቕመይ ፍጹም ዘይክእሎ ነቲ ዘሕምቐኒ
ጎይታ ምስ ነገርክዎ ዘራይ ኮይኑኒ
ሎምስ ዘራይ ረኺበ መን ይድንድነኒ
እቲ ጎይታ ዘልኣለም ኣያ ኮይኑኒ
ናብራይ ሎምን ትማልን ፍልልይ ርእየሉ
ብተስፋን ብመንፈስን ኮይነ ልዕሊ ኩሉ
ጎይታ`ለኒ ባዕሉ (3) በዛ መዓልቲ`ዚኣ
ኩሉ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ባህ ኢሉኒ
ኩሉ ሰሚሩለይ ኩሉ ቀኒዑለይ
ብኡ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ብኡ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ደስ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ባህ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ኩሉ ሰሚሩለይ ንዓይ ኩሉ ቀኒዑለይ ንዓይ
ንሽግረይ ዝፈትሖ መን`ዩ መን ምስ በልኩ
ኣነ ዝብል ስኢነ ይጭነቕ ነበርኩ
ነቲ ጾር ናይ ዝባነይ ስኢነሉ ዓቕሚ
ንኹሉ ደርበኹሉ ነቲ ጎይታ ዓቕሊ
ነቲ ጾረይ ብምጻር ኣጆኻ በለኒ
እነኹ ኣነስ ብጎይታ ደስ ደስ ኢሉኒ
ብኡ ባህ ኢሉኒ (3) በዛ መዓልቲ`ዚኣ
ኩሉ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ባህ ኢሉኒ
ኩሉ ሰሚሩለይ ኩሉ ቀኒዑለይ
ብኡ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ብኡ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ደስ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ባህ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ኩሉ ሰሚሩለይ ንዓይ ኩሉ ቀኒዑለይ ንዓይ
ኣብ`ቲ ግዜ ጸበባይ ዝፈሰሰ ዓቕመይ
ንሱን ክንድኡን ሂቡ ተክኦ ንድኻመይ
ሓይለይ ኣሐዲስዎ ክዘልል ጀሚረ
ደስ ደስ ኢሉኒ ዳግም ተፈጢረ
እንታይ ክህብ ወይ ክብል ስለ ሰናይ ግብሩ
ብቓና ብመዝሙረይ ባዕለይ ክዘለሉ
ዕልል ዘይብለሉ (3) በዛ መዓልቲ`ዚኣ
ኩሉ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ባህ ኢሉኒ
ኩሉ ሰሚሩለይ ኩሉ ቀኒዑለይ
ብኡ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ብኡ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ደስ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ባህ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ኩሉ ሰሚሩለይ ንዓይ ኩሉ ቀኒዑለይ ንዓይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብጎይታ ደስ ኢሉኒ
Bgoyta des iluni
INTRO
በዛ መዓልቲ`ዚኣ
INTRO
ኩሉ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ባህ ኢሉኒ
ኩሉ ቀኒዑለይ ኩሉ ሰሚሩለይ
ብኡ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ብኡ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ደስ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ባህ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ኩሉ ሰሚሩለይ ንዓይ ኩሉ ቀኒዑለይ ንዓይ
VERSE 1
ዓቕመይ ፍጹም ዘይክእሎ ነቲ ዘሕምቐኒ
ጎይታ ምስ ነገርክዎ ዘራይ ኮይኑኒ
ሎምስ ዘራይ ረኺበ መን ይድንድነኒ
እቲ ጎይታ ዘልኣለም ኣያ ኮይኑኒ
ናብራይ ሎምን ትማልን ፍልልይ ርእየሉ
ብተስፋን ብመንፈስን ኮይነ ልዕሊ ኩሉ
ጎይታ`ለኒ ባዕሉ (3) በዛ መዓልቲ`ዚኣ
CHORUS
ኩሉ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ባህ ኢሉኒ
ኩሉ ሰሚሩለይ ኩሉ ቀኒዑለይ
ብኡ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ብኡ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ደስ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ባህ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ኩሉ ሰሚሩለይ ንዓይ ኩሉ ቀኒዑለይ ንዓይ
VERSE 2
ንሽግረይ ዝፈትሖ መን`ዩ መን ምስ በልኩ
ኣነ ዝብል ስኢነ ይጭነቕ ነበርኩ
ነቲ ጾር ናይ ዝባነይ ስኢነሉ ዓቕሚ
ንኹሉ ደርበኹሉ ነቲ ጎይታ ዓቕሊ
ነቲ ጾረይ ብምጻር ኣጆኻ በለኒ
እነኹ ኣነስ ብጎይታ ደስ ደስ ኢሉኒ
ብኡ ባህ ኢሉኒ (3) በዛ መዓልቲ`ዚኣ
CHORUS
ኩሉ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ባህ ኢሉኒ
ኩሉ ሰሚሩለይ ኩሉ ቀኒዑለይ
ብኡ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ብኡ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ደስ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ባህ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ኩሉ ሰሚሩለይ ንዓይ ኩሉ ቀኒዑለይ ንዓይ
VERSE 3
ኣብ`ቲ ግዜ ጸበባይ ዝፈሰሰ ዓቕመይ
ንሱን ክንድኡን ሂቡ ተክኦ ንድኻመይ
ሓይለይ ኣሐዲስዎ ክዘልል ጀሚረ
ደስ ደስ ኢሉኒ ዳግም ተፈጢረ
እንታይ ክህብ ወይ ክብል ስለ ሰናይ ግብሩ
ብቓና ብመዝሙረይ ባዕለይ ክዘለሉ
ዕልል ዘይብለሉ (3) በዛ መዓልቲ`ዚኣ
CHORUS
ኩሉ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ባህ ኢሉኒ
ኩሉ ሰሚሩለይ ኩሉ ቀኒዑለይ
ብኡ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ብኡ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ደስ ደስ ኢሉኒ ንዓይ ባህ ባህ ኢሉኒ ንዓይ
ኩሉ ሰሚሩለይ ንዓይ ኩሉ ቀኒዑለይ ንዓይ