ብፍቕርኻ ማሚቕና
Lyrics
ፍቕሪ ሓጎስ ደስታ ሰላም ዝመሎ ደንበኽ
ስጋኻን ደምካን ዝወፈኻ ገንሸለይ ኢኻ
ኦ ፈቃር ኢየሱስ ንዓ ሕይወትና ለውጦ
ኣብ ናይ ዘልኣለማዊ መዝገብካ ሰርቶ
ንሽጉር ፍትሒ ተውጽኣሉ
ንድኻሙ ትሓልየሉ
እቲ ኣባኻ ዝውከል ሰብሲ
ኣይ ሓፍርን ኢዩ ንዘላለም ነል ኣለም
ሕያዋይ ኢኻ ለውሃት ዝመልኦ ልብኻ
ንምር አይ ወትሩ ኣብ ልዕለይ ዝተቐመጥካ
ከውሐይ ኢኻ ዝውከለካ ጸግዐይ እምባይ
ፈዋስየይ ኣብ ሓዘን ልበይ ምጸናንዕየይ
ንሽጉር ፍትሒ ተውጽኣሉ
ንድኻሙ ትሓልየሉ
እቲ ኣባኻ ዝውከል ሰብሲ
ኣይ ሓፍርን ኢዩ ንዘላለም ነል ኣለም
ኣብ ኣኽናፍካ ተሕእቒፍና
ብፍቕርኻ እውን ማሚቕና ኢና እሞ ተመስገን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብፍቕርኻ ማሚቕና
Bfqrika mamikuna
VERSE 1
ፍቕሪ ሓጎስ ደስታ ሰላም ዝመሎ ደንበኽ
ስጋኻን ደምካን ዝወፈኻ ገንሸለይ ኢኻ
ኦ ፈቃር ኢየሱስ ንዓ ሕይወትና ለውጦ
ኣብ ናይ ዘልኣለማዊ መዝገብካ ሰርቶ
CHORUS
ንሽጉር ፍትሒ ተውጽኣሉ
ንድኻሙ ትሓልየሉ
እቲ ኣባኻ ዝውከል ሰብሲ
ኣይ ሓፍርን ኢዩ ንዘላለም ነል ኣለም
VERSE 2
ሕያዋይ ኢኻ ለውሃት ዝመልኦ ልብኻ
ንምር አይ ወትሩ ኣብ ልዕለይ ዝተቐመጥካ
ከውሐይ ኢኻ ዝውከለካ ጸግዐይ እምባይ
ፈዋስየይ ኣብ ሓዘን ልበይ ምጸናንዕየይ
CHORUS
ንሽጉር ፍትሒ ተውጽኣሉ
ንድኻሙ ትሓልየሉ
እቲ ኣባኻ ዝውከል ሰብሲ
ኣይ ሓፍርን ኢዩ ንዘላለም ነል ኣለም
VERSE 3
ኣብ ኣኽናፍካ ተሕእቒፍና
ብፍቕርኻ እውን ማሚቕና ኢና እሞ ተመስገን