በዓል ዓቢ ብርሃን
Lyrics
ተንሲኡ'ዩ ኢየሱስ ተንሲኡ፡
ንሲኦል ገሃነም ስዒሩ
ቓል ወንጌልን ትንቢትን ብኹሉ
ተፈጺሙ ብትንሳኤኡ
ሆ ንበል ንዓልል ትንሳኤኡ ንመስክር
ነዚ ሰዓሪ ኣምላኽ መዝሙር ዓወት ንዘምር (2)
መዝሙር ዓወት ንዘምር
ኦ ሞት ኣበይ ኣሎ ሓይልኻ ፡
ኢየሱስ ሕይወት ድዩ ገኒሑካ
ኦ ሲኦልከ ኣበይ ኣሎ ብልሕኻ ፡
ኢየሱስ ብርሃን ድዩ ገኒሑካ
ዕልል ንበል ንዓልል ትንሳኤኡ ንመስክር
ነዚ ሰዓሪ ኣምላኽ መዝሙር ዓወት ንዘምር (2)
መዝሙር ዓወት ንዘምር
ብመስቀሉ ብርሃን ርኢና ፡
ሞይትና ኔርና ምስኡ ተንሲእና
ፋሲካ እዩ እወ ፋሲካና ፡
ንተሓጎስ ብርሃን ኮይኑልና (2)
በዓል ዓቢ ብርሃን ንኩሎም ህዝበ ክርስትያን
ትንሳኤኻ ዝኣመና ብርሃንካ ስደደልና (2)
ብርሃንካ ስደደልና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
በዓል ዓቢ ብርሃን
Beal Abi Brhan
VERSE 1
ተንሲኡ'ዩ ኢየሱስ ተንሲኡ፡
ንሲኦል ገሃነም ስዒሩ
ቓል ወንጌልን ትንቢትን ብኹሉ
ተፈጺሙ ብትንሳኤኡ
CHORUS
ሆ ንበል ንዓልል ትንሳኤኡ ንመስክር
ነዚ ሰዓሪ ኣምላኽ መዝሙር ዓወት ንዘምር (2)
መዝሙር ዓወት ንዘምር
VERSE 2
ኦ ሞት ኣበይ ኣሎ ሓይልኻ ፡
ኢየሱስ ሕይወት ድዩ ገኒሑካ
ኦ ሲኦልከ ኣበይ ኣሎ ብልሕኻ ፡
ኢየሱስ ብርሃን ድዩ ገኒሑካ
CHORUS
ዕልል ንበል ንዓልል ትንሳኤኡ ንመስክር
ነዚ ሰዓሪ ኣምላኽ መዝሙር ዓወት ንዘምር (2)
መዝሙር ዓወት ንዘምር
VERSE 3
ብመስቀሉ ብርሃን ርኢና ፡
ሞይትና ኔርና ምስኡ ተንሲእና
ፋሲካ እዩ እወ ፋሲካና ፡
ንተሓጎስ ብርሃን ኮይኑልና (2)
CHORUS
በዓል ዓቢ ብርሃን ንኩሎም ህዝበ ክርስትያን
ትንሳኤኻ ዝኣመና ብርሃንካ ስደደልና (2)
ብርሃንካ ስደደልና

