ብደስታ ብታሕጓስ
Lyrics
ብደስታ ብታሕጓስ መእመናን ንዑናይ
ብደስታ ብታሕጓስ ንቤትልሄም ንዑናይ(2)
ንዑናይ ንዑናይ....(4)ንዑናይ
ህጻን ክንርኢ ልዑል ንጉስ ሰማይ(3)
ንዑናይ ክንሰግደሉ(2) ንዑናይ
ንመድሕን ክንሰግደሉ ንዑናይ(2)
ንዑናይ ንዑናይ....(4)ንዑናይ
ኣባጊዕ ገዲፎም ኣብ ትሑት በዓቲ
ጓሶት ጎይዮም ከዱ በታ ፍርቂ-ለይቲ
ንዑናይ......(9)
ብደስታ ብታሕጓስ መእመናን ንዑናይ
ብደስታ ብታሕጓስ ንቤትልሄም ንዑናይ(2)
ንኺድ ንሕና’ውን ብቅልጡፍ (3)
ንዑናይ ክንሰግደሉ(2) ንዑናይ
ንመድሕን ክንሰግደሉ ንዑናይ(2)
ብደስታ ብታሕጓስ መእመናን ንዑናይ
ብደስታ ብታሕጓስ ንቤትልሄም ንዑናይ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብደስታ ብታሕጓስ
Bdesta btahgasa
CHORUS
ብደስታ ብታሕጓስ መእመናን ንዑናይ
ብደስታ ብታሕጓስ ንቤትልሄም ንዑናይ(2)
CHORUS
ንዑናይ ንዑናይ....(4)ንዑናይ
VERSE 1
ህጻን ክንርኢ ልዑል ንጉስ ሰማይ(3)
ንዑናይ ክንሰግደሉ(2) ንዑናይ
ንመድሕን ክንሰግደሉ ንዑናይ(2)
CHORUS
ንዑናይ ንዑናይ....(4)ንዑናይ
VERSE 2
ኣባጊዕ ገዲፎም ኣብ ትሑት በዓቲ
ጓሶት ጎይዮም ከዱ በታ ፍርቂ-ለይቲ
CHORUS
ንዑናይ......(9)
VERSE 3
ብደስታ ብታሕጓስ መእመናን ንዑናይ
ብደስታ ብታሕጓስ ንቤትልሄም ንዑናይ(2)
ንኺድ ንሕና’ውን ብቅልጡፍ (3)
ንዑናይ ክንሰግደሉ(2) ንዑናይ
ንመድሕን ክንሰግደሉ ንዑናይ(2)
CHORUS
ብደስታ ብታሕጓስ መእመናን ንዑናይ
ብደስታ ብታሕጓስ ንቤትልሄም ንዑናይ(2)