ባህጊ ኣሎኒ ንምፍቃርካ
Lyrics
1 ተመኒየዮ ሃረር ኢለዮ ክቁጸር ምስተን ኣባጊዕካ(2)
ብኹራ ኣይጥምተኒ ኣቦይ ስማዕ ንልመናይ (2)
ኣጸድካ ክገልጾ ኢየ ክፍጽም እቲ ትሚተይ (2)
ባህጊ ኣሎኒ ንምቃርካ
ሃረርታ ኣሎኒ ንምግልጋልካ
2 መንገደይ ኣቅኒዕ፡ ዕጥቀይ አሲረ ክጎዓዝ ክመጸካ
ሱጉምተይ ሓልዎ በካይዳይ ኩሉ ክምድክረልካ
ምስ ኩላቶም ቁዱሳንካ ክኸቦ ነቲ ዙፋንካ (2)
መዋዕለይ ቆጺረ እየ ክበጽሕ ቅድስቲ በትካ (2)
ባህጊ ኣሎኒ ንምቃርካ
ሃረርታ ኣሎኒ ንምግልጋልካ
3 ቃልካ ንጹር'ዩ ንልበይ መልቓሕ ዝሰደሉ ክምልሰሉ (2)
ናይ ርትዒ ኣምላኽ ትበሃል፡ ኣቦ ሕያዋይ ትጽዋዕ (2)
ተመስገን ዓዲልካና'ኻ እቲ ስጋኻ ንኽብላዕ (2)
ባህጊ ኣሎኒ ንምቃርካ
ሃረርታ ኣሎኒ ንምግልጋልካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ባህጊ ኣሎኒ ንምፍቃርካ
Bahgi aloni nmfqarka
VERSE 1
1 ተመኒየዮ ሃረር ኢለዮ ክቁጸር ምስተን ኣባጊዕካ(2)
ብኹራ ኣይጥምተኒ ኣቦይ ስማዕ ንልመናይ (2)
ኣጸድካ ክገልጾ ኢየ ክፍጽም እቲ ትሚተይ (2)
CHORUS
ባህጊ ኣሎኒ ንምቃርካ
ሃረርታ ኣሎኒ ንምግልጋልካ
VERSE 2
2 መንገደይ ኣቅኒዕ፡ ዕጥቀይ አሲረ ክጎዓዝ ክመጸካ
ሱጉምተይ ሓልዎ በካይዳይ ኩሉ ክምድክረልካ
ምስ ኩላቶም ቁዱሳንካ ክኸቦ ነቲ ዙፋንካ (2)
መዋዕለይ ቆጺረ እየ ክበጽሕ ቅድስቲ በትካ (2)
CHORUS
ባህጊ ኣሎኒ ንምቃርካ
ሃረርታ ኣሎኒ ንምግልጋልካ
VERSE 3
3 ቃልካ ንጹር'ዩ ንልበይ መልቓሕ ዝሰደሉ ክምልሰሉ (2)
ናይ ርትዒ ኣምላኽ ትበሃል፡ ኣቦ ሕያዋይ ትጽዋዕ (2)
ተመስገን ዓዲልካና'ኻ እቲ ስጋኻ ንኽብላዕ (2)
CHORUS
ባህጊ ኣሎኒ ንምቃርካ
ሃረርታ ኣሎኒ ንምግልጋልካ

