ኣዝሊሉና'ቲ ቀጽሪ
Lyrics
ትውክልትና ኣይነበረን ኣፍራስ ሰረገላ
ኣባኻ ተወኪልና ጀሚርና ግዕዞና
ብሓይልኻ መቒልካ ባሕሪ ኤርትራ
ሓንጊርካ ኣስጊርካና ደምሲስካ ጭፍራ
ብኣምላኽና ንዘሎ ነቲ ቀጽር
ብኣምላኽና ንስዕር ነገስታት
ብኣምላኽና ንሳገር ሩባ ዮርዳኖስ
ብኣምላኽና ሓሊፍና ዓመታት
ከምቲ መሬት ኣብ ኢድ ሰራሕ መሬት
ከምኡ ንሕና ኢና ኣብ የእዳውካ
ፈንጢሕካ ሰሪሕካና ኣብ’ቲ ምድረበዳ
ከም ወርቂ ኣጽሪኻ ኣቊምካና ንክብርኻ
ብኣምላኽና ንዘሎ ነቲ ቀጽር
ብኣምላኽና ንስዕር ነገስታት
ብኣምላኽና ንሳገር ሩባ ዮርዳኖስ
ብኣምላኽና ሓሊፍና ዓመታት
ከውሒ ፈንቂልካ ኣርዊኻ ጽምእና
መና ኣዝኒብካ ብበረኸት ኣጽጊብካና
ኣርብዓ ዓመታት ኔርካ ምሳና
ገለ’ኳ ኣይጎድለናን እሙን መዕቖቢና
ብኣምላኽና ንዘሎ ነቲ ቀጽር
ብኣምላኽና ንስዕር ነገስታት
ብኣምላኽና ንሳገር ሩባ ዮርዳኖስ
ብኣምላኽና ሓሊፍና ዓመታት
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣዝሊሉና'ቲ ቀጽሪ
Azliluna ti qexri
VERSE 1
ትውክልትና ኣይነበረን ኣፍራስ ሰረገላ
ኣባኻ ተወኪልና ጀሚርና ግዕዞና
ብሓይልኻ መቒልካ ባሕሪ ኤርትራ
ሓንጊርካ ኣስጊርካና ደምሲስካ ጭፍራ
CHORUS
ብኣምላኽና ንዘሎ ነቲ ቀጽር
ብኣምላኽና ንስዕር ነገስታት
ብኣምላኽና ንሳገር ሩባ ዮርዳኖስ
ብኣምላኽና ሓሊፍና ዓመታት
VERSE 2
ከምቲ መሬት ኣብ ኢድ ሰራሕ መሬት
ከምኡ ንሕና ኢና ኣብ የእዳውካ
ፈንጢሕካ ሰሪሕካና ኣብ’ቲ ምድረበዳ
ከም ወርቂ ኣጽሪኻ ኣቊምካና ንክብርኻ
CHORUS
ብኣምላኽና ንዘሎ ነቲ ቀጽር
ብኣምላኽና ንስዕር ነገስታት
ብኣምላኽና ንሳገር ሩባ ዮርዳኖስ
ብኣምላኽና ሓሊፍና ዓመታት
VERSE 3
ከውሒ ፈንቂልካ ኣርዊኻ ጽምእና
መና ኣዝኒብካ ብበረኸት ኣጽጊብካና
ኣርብዓ ዓመታት ኔርካ ምሳና
ገለ’ኳ ኣይጎድለናን እሙን መዕቖቢና
CHORUS
ብኣምላኽና ንዘሎ ነቲ ቀጽር
ብኣምላኽና ንስዕር ነገስታት
ብኣምላኽና ንሳገር ሩባ ዮርዳኖስ
ብኣምላኽና ሓሊፍና ዓመታት

