ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
Lyrics
ንስኻ ትሓልየሉ እንታዋይ ኮን ይኸውን
ንስኻ ትበጽሖ እንታዋይ ኮን ይኸውን
ኣብ ቅድሜኻ ኦ ጎይታይ ኣፋላላይ የለን
ንስኻ ንኹሉ ትበጽሖን ትሓልየሉን
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኣዚኻ ለዋህ ኢኻ
ኣዚኻ ደንጋጽ ኢኻ
ኣዚኻ እወ ዓቢኻ
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኦ ጎይታይ ንስኻ /3/
ኣፍላጋት`ካ ምሉእ ንኹሉ ውን ክፉት
ዝደለየ ይሰቲ ዝደለየ ይፍወስ
ካብኡ ዝሰቲ ይረዊ ኣብ ዝተኣልከ ይፍወስ
ምሕረትካ ብኸምኡ ይግለጽ ኣብ ሂወት
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኣዚኻ ለዋህ ኢኻ
ኣዚኻ ደንጋጽ ኢኻ
ኣዚኻ እወ ዓቢኻ
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኦ ጎይታይ ንስኻ/3/
ነቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ሕሰብዎ ብግዚኡ
ከም ናይ ሰብ ኣይኮነን ርሕሩሕ`ዩ ባህሪኡ
ከምቲ ሰማይ ካብ ምሬት
መንገደይ ካብ መንገዱ
ኣይኮነን ዝርሕቀኒ ይሰኒየኒ ኣ`ቤቱ
ክመላለስ /4/ ኣብ ኣቤቱ
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኣዚኻ ለዋህ ኢኻ
ኣዚኻ ደንጋጽ ኢኻ
ኣዚኻ እወ ዓቢኻ
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኦ ጎይታይ ንስኻ/3/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
Azika Feqar Ika
VERSE 1
ንስኻ ትሓልየሉ እንታዋይ ኮን ይኸውን
ንስኻ ትበጽሖ እንታዋይ ኮን ይኸውን
ኣብ ቅድሜኻ ኦ ጎይታይ ኣፋላላይ የለን
ንስኻ ንኹሉ ትበጽሖን ትሓልየሉን
CHORUS
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኣዚኻ ለዋህ ኢኻ
ኣዚኻ ደንጋጽ ኢኻ
ኣዚኻ እወ ዓቢኻ
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኦ ጎይታይ ንስኻ /3/
VERSE 2
ኣፍላጋት`ካ ምሉእ ንኹሉ ውን ክፉት
ዝደለየ ይሰቲ ዝደለየ ይፍወስ
ካብኡ ዝሰቲ ይረዊ ኣብ ዝተኣልከ ይፍወስ
ምሕረትካ ብኸምኡ ይግለጽ ኣብ ሂወት
CHORUS
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኣዚኻ ለዋህ ኢኻ
ኣዚኻ ደንጋጽ ኢኻ
ኣዚኻ እወ ዓቢኻ
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኦ ጎይታይ ንስኻ/3/
VERSE 3
ነቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ሕሰብዎ ብግዚኡ
ከም ናይ ሰብ ኣይኮነን ርሕሩሕ`ዩ ባህሪኡ
ከምቲ ሰማይ ካብ ምሬት
መንገደይ ካብ መንገዱ
ኣይኮነን ዝርሕቀኒ ይሰኒየኒ ኣ`ቤቱ
ክመላለስ /4/ ኣብ ኣቤቱ
CHORUS
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኣዚኻ ለዋህ ኢኻ
ኣዚኻ ደንጋጽ ኢኻ
ኣዚኻ እወ ዓቢኻ
ኣዚኻ ፈቃር ኢኻ
ኦ ጎይታይ ንስኻ/3/

