ኣይፈርህን`የ
Lyrics
ኣይፈርህንየ ኣነሲ ኣይፈርህን
እግዝኣብሄር ኣምላክ እንከለኒ መድሕን
እንተ ሃረሙዉን ተቀተሉ ስጋይ
ኣይፈርህንየ ከገልግል ንጎይታይ
ኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ
ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
ስክራንን ዕብዳንን ቂምን ንሓዋሩ
ንጎይታ ኣምላክና ኣመስግኑ ዘምሩ
ምእንቲ ፍቕርናዩ ዝተበጀወልና
ኦ ክርስትያን መንእሰይ እንታይ'ዩ ዕላማና
ኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ
ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
ክርስትያን መንእሰይ ሕሰበላ ሂወትካ
ሓደ ድማ ንሱ ክርስቶስ ዋልታካ
ኣይትታለል ኢካ ብናይ ዓለም ናብራካ
ጎይታ ሰራዊትዩ መድሕን ዝኮነካ
ኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ
ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
እስከ ንሕሰብ'ዉን ንመራመር ሂወትና
ክርስቶስ እዩ እቲ እሙን መድሕንና
ኣይነቖጥዓዮ ብጉዕዙይ ስራሕና
ኦ ክርስትያን መንእሰይ ንመለስ ናብ ቤትና
ኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ
ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
ስመይ ክርስትያን ግብረይ ግን ካልእ
ካብ መንገድካ ከይወጽእ ኣነ ዕቡድ ሓጥእ
ብኢደይ ሓዘኒ ኣናግፈኒ
ደጊመ ኣይብድለካን እሙን መድሓኒ
ኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ
ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣይፈርህን`የ
Ayferhn eye
VERSE 1
ኣይፈርህንየ ኣነሲ ኣይፈርህን
እግዝኣብሄር ኣምላክ እንከለኒ መድሕን
እንተ ሃረሙዉን ተቀተሉ ስጋይ
ኣይፈርህንየ ከገልግል ንጎይታይ
CHORUS
ኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ
ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
VERSE 2
ስክራንን ዕብዳንን ቂምን ንሓዋሩ
ንጎይታ ኣምላክና ኣመስግኑ ዘምሩ
ምእንቲ ፍቕርናዩ ዝተበጀወልና
ኦ ክርስትያን መንእሰይ እንታይ'ዩ ዕላማና
CHORUS
ኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ
ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
VERSE 3
ክርስትያን መንእሰይ ሕሰበላ ሂወትካ
ሓደ ድማ ንሱ ክርስቶስ ዋልታካ
ኣይትታለል ኢካ ብናይ ዓለም ናብራካ
ጎይታ ሰራዊትዩ መድሕን ዝኮነካ
CHORUS
ኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ
ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
VERSE 4
እስከ ንሕሰብ'ዉን ንመራመር ሂወትና
ክርስቶስ እዩ እቲ እሙን መድሕንና
ኣይነቖጥዓዮ ብጉዕዙይ ስራሕና
ኦ ክርስትያን መንእሰይ ንመለስ ናብ ቤትና
CHORUS
ኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ
ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ
VERSE 5
ስመይ ክርስትያን ግብረይ ግን ካልእ
ካብ መንገድካ ከይወጽእ ኣነ ዕቡድ ሓጥእ
ብኢደይ ሓዘኒ ኣናግፈኒ
ደጊመ ኣይብድለካን እሙን መድሓኒ
CHORUS
ኦ ክርስትያን መንእሰይ
ተመለስ ይኣክለካ
ቃሉዉን ሰማዕ
ንእሙን መድሕንካ