ኣየ ተዓዲሎም
Lyrics
ጉንዲ ወይኒ ጽቡቕ ጨናፍሩ
መጽለል ድኩም ጽላል ንሓዋሩ
ሽታኡ ጥዑም ምቹኡ ዝኣየሩ
ኣየ ተዓዲሎምቶም እቶም ኣብኡ ዝነብሩ
ኣየ ተዓዲሎምቶም እቶም ኣብኡ ዝነብሩ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ከይጠፍእ ብክፍእ ክጽብቕ ዕድለይ
ብርሃን ዓለም ጩራታትዩ ዘውዱ
ክትከዶ ደስታ ዘይዕንቅፍ መንገዱ
ጥሜት ዘይብሉ ትርፊሎ ኣብ መኣዱ
ኣየተዓዊቶም እቶም ኣብኡ ዝከዳ
ኣየተዓዊቶም እቶም ኣብኡ ዝከዳ
ኣየተዓዊቶም እቶም ኣብኡ ዝከዳ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ከይጠፍእ ብክፍእ ክጽብቕ ዕድለይ
ኣብቲ ሓድሽ ሰማይ ኣብቲ ሓድሽ ምድሪ
ምስ ጎይታ ምስ ኢየሱስ ዝረኸቡ ክብሪ
ስሞም ዝተጻሕፈ ብወርቃዊ ብርዒ
ከመይ ኮን ይኸውን ሓጎሶም ኣብ ላዕሊ
ከመይ ኮን ይኸውን ሓጎሶም ኣብ ላዕሊ
ከመይ ኮን ይኸውን ሓጎሶም እንድዒ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ከይጠፍእ ብክፍእ ክጽብቕ ዕድለይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣየ ተዓዲሎም
Aye Teadilom
VERSE 1
ጉንዲ ወይኒ ጽቡቕ ጨናፍሩ
መጽለል ድኩም ጽላል ንሓዋሩ
ሽታኡ ጥዑም ምቹኡ ዝኣየሩ
ኣየ ተዓዲሎምቶም እቶም ኣብኡ ዝነብሩ
ኣየ ተዓዲሎምቶም እቶም ኣብኡ ዝነብሩ
CHORUS
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ከይጠፍእ ብክፍእ ክጽብቕ ዕድለይ
VERSE 2
ብርሃን ዓለም ጩራታትዩ ዘውዱ
ክትከዶ ደስታ ዘይዕንቅፍ መንገዱ
ጥሜት ዘይብሉ ትርፊሎ ኣብ መኣዱ
ኣየተዓዊቶም እቶም ኣብኡ ዝከዳ
ኣየተዓዊቶም እቶም ኣብኡ ዝከዳ
ኣየተዓዊቶም እቶም ኣብኡ ዝከዳ
CHORUS
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ከይጠፍእ ብክፍእ ክጽብቕ ዕድለይ
VERSE 3
ኣብቲ ሓድሽ ሰማይ ኣብቲ ሓድሽ ምድሪ
ምስ ጎይታ ምስ ኢየሱስ ዝረኸቡ ክብሪ
ስሞም ዝተጻሕፈ ብወርቃዊ ብርዒ
ከመይ ኮን ይኸውን ሓጎሶም ኣብ ላዕሊ
ከመይ ኮን ይኸውን ሓጎሶም ኣብ ላዕሊ
ከመይ ኮን ይኸውን ሓጎሶም እንድዒ
CHORUS
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ፍቃድካ እንተኾይኑ ምስኦም ግበረለይ
ከይጠፍእ ብክፍእ ክጽብቕ ዕድለይ

