ኣቕኒዑ መንገደይ
Lyrics
ኣቕኒዑ መንገደይ ጀሚሩ ሕይወተይ
ኩሉ ኣቕኒዑለይ ጽቡቐይ ክርኢ
ኣብ ቤተይ መጺኡ ኣብ ልበይ ምስ ሓደረ
እምነተይ መሊኡ ክብሩ ኣርእዩኒ
ማዕጾ ልበይ ምስ ዃሕዃሕካዮ ፡ ሰላምን ሓጎስን መሊአካዮ
ኣቤት ክንደይ ተዓዲለ ፡ ብምሕረትካ ተኸሊለ
ኢየሱሰይ /2/ ኣምላኸይ መድሕነይ /2/
ከመይ ዝበለ ፈቃር ጎይታ ኣሎኒ
ከመይ ዝበለ መድሓኒ ኣሎኒ /2/
ዕረ እናኾለስኩዎ መዓር ዘብልዓኒ
ሓጢኣተይ ዘይጽብጽብ ፡ ሓንጎፋይ ዝብለኒ /2/
ንስጉምተይ እናሓለወ ንነፍሰይ ዝሓሊ
ነታ ዕሸል ነፍሰይ ይናብያ ብፍቕሪ
ሰላመይ ዝደሊ ድልየት ልበይ ዝርዳእ
ሕይወተይ ምስ ተረፉ ፡ ሂቡኒ ዘይልካዕ
ብሕይወት ምእንቲ ክነብር ፡ ንመርገመይ ዝጾረ
ስለይ ስለ ሓጥእ ፡ ኣብ መስቀል ዝወዓለ
ኢየሱሰይ /2/ ኣምላኸይ መድሕነይ /2/
ከመይ ዝበለ ፈቃር ጎይታ ኣሎኒ
ከመይ ዝበለ መድሓኒ ኣሎኒ /2/
ዕረ እናኾለስኩዎ መዓር ዘብልዓኒ
ሓጢኣተይ ዘይጽብጽብ ፡ ሓንጎፋይ ዝብለኒ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣቕኒዑ መንገደይ
Aqnio mengedey
VERSE 1
ኣቕኒዑ መንገደይ ጀሚሩ ሕይወተይ
ኩሉ ኣቕኒዑለይ ጽቡቐይ ክርኢ
ኣብ ቤተይ መጺኡ ኣብ ልበይ ምስ ሓደረ
እምነተይ መሊኡ ክብሩ ኣርእዩኒ
PRE-CHORUS
ማዕጾ ልበይ ምስ ዃሕዃሕካዮ ፡ ሰላምን ሓጎስን መሊአካዮ
ኣቤት ክንደይ ተዓዲለ ፡ ብምሕረትካ ተኸሊለ
CHORUS
ኢየሱሰይ /2/ ኣምላኸይ መድሕነይ /2/
ከመይ ዝበለ ፈቃር ጎይታ ኣሎኒ
ከመይ ዝበለ መድሓኒ ኣሎኒ /2/
ዕረ እናኾለስኩዎ መዓር ዘብልዓኒ
ሓጢኣተይ ዘይጽብጽብ ፡ ሓንጎፋይ ዝብለኒ /2/
VERSE 3
ንስጉምተይ እናሓለወ ንነፍሰይ ዝሓሊ
ነታ ዕሸል ነፍሰይ ይናብያ ብፍቕሪ
ሰላመይ ዝደሊ ድልየት ልበይ ዝርዳእ
ሕይወተይ ምስ ተረፉ ፡ ሂቡኒ ዘይልካዕ
PRE-CHORUS
ብሕይወት ምእንቲ ክነብር ፡ ንመርገመይ ዝጾረ
ስለይ ስለ ሓጥእ ፡ ኣብ መስቀል ዝወዓለ
CHORUS
ኢየሱሰይ /2/ ኣምላኸይ መድሕነይ /2/
ከመይ ዝበለ ፈቃር ጎይታ ኣሎኒ
ከመይ ዝበለ መድሓኒ ኣሎኒ /2/
ዕረ እናኾለስኩዎ መዓር ዘብልዓኒ
ሓጢኣተይ ዘይጽብጽብ ፡ ሓንጎፋይ ዝብለኒ /2/