ኣንቅሓና ኣበርትዓና
Lyrics
እግዚኣብሄር ከምዚ እንዳበለ ንነብያት ደቁ ይምሕጸን
ኣብ ድቃስኩም ከይትጠፍኡ ነፍሲ ወከፍ ይበራበር
ከምተን ለባማት ደናግል ቀንዴልኩም ዘይቲ ምልእዎ
እቲ ህያው ኣምላኽ ምስ መጸ ነቒሕኩም ተቐበልዎ
ኦ እግዚኣብሄር ኣንቅሓና ኣበርትዓና
ፈሊና ክነለልዮ ዘለናዮ ዘመና
ቆጽሊ በለስ ምስ ዓንበብ ክረምቲ ከም ዝፍለጥ
ኩሉ ሰብ ውን ዝህንጠዮ ፍሪኡ ንኽምገብ
ንሕና ውን ፍረ ድሕነት ንኽንረኽብ
ኣኸእለና ኦ እግዚኣብሄር
ሰይጣን ዝበልዖ ደልዩ ከምዝጋዘም ኣንበሳ
ኣብ ዙርያኹም ይጓዝም ኣሎ ንነብስኹም ክርምሳ
ስለዚ ፍለጥዎ ኣትዂርኩም ተቓወምዎ
ብሓይሊ ዂናት ናይ ኣምላኽ ዓጢቕኩም ተዋግእዎ
ኦ እግዚኣብሄር ኣንቅሓና ኣበርትዓና
ፈሊና ክነለልዮ ዘለናዮ ዘመና
ቆጽሊ በለስ ምስ ዓንበብ ክረምቲ ከም ዝፍለጥ
ኩሉ ሰብ ውን ዝህንጠዮ ፍሪኡ ንኽምገብ
ንሕና ውን ፍረ ድሕነት ንኽንረኽብ
ኣኸእለና ኦ እግዚኣብሄር
መዓልቲ ከም ሰራቒ ኮይኑ እዩ ዝመጽእ
ትኽስታኹም ኣጥእዎ ሓደ እኳ ኣይዘንግዕ
ዕጠቑ ተዳለዉ ኣጽዋር ኣምላኽ ልበሱ
ልብኻትኩም ኣጽርይዎ ጽኑዕ መንፈስ ተሓደሱ
ኦ እግዚኣብሄር ኣንቅሓና ኣበርትዓና
ፈሊና ክነለልዮ ዘለናዮ ዘመና
ቆጽሊ በለስ ምስ ዓንበብ ክረምቲ ከም ዝፍለጥ
ኩሉ ሰብ ውን ዝህንጠዮ ፍሪኡ ንኽምገብ
ንሕና ውን ፍረ ድሕነት ንኽንረኽብ
ኣኸእለና ኦ እግዚኣብሄር
ድሌትና እዩ ሃረርታና፡ ክንረክብ ሕይወት ዘለዓለም
ፍጹም ኣይጠቕመናን እዩ፡ ሓጎስ ናይዛ ዓለም
ብሳህልን ምሕረትን ማሚቕና፡ ክንነብር ኣብ ሑቕፎኻ
መወዳእታና ኣጸብቕ፡ ጠምተና ብምሕረትካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣንቅሓና ኣበርትዓና
Anqhana abertoana
VERSE 1
እግዚኣብሄር ከምዚ እንዳበለ ንነብያት ደቁ ይምሕጸን
ኣብ ድቃስኩም ከይትጠፍኡ ነፍሲ ወከፍ ይበራበር
ከምተን ለባማት ደናግል ቀንዴልኩም ዘይቲ ምልእዎ
እቲ ህያው ኣምላኽ ምስ መጸ ነቒሕኩም ተቐበልዎ
CHORUS
ኦ እግዚኣብሄር ኣንቅሓና ኣበርትዓና
ፈሊና ክነለልዮ ዘለናዮ ዘመና
ቆጽሊ በለስ ምስ ዓንበብ ክረምቲ ከም ዝፍለጥ
ኩሉ ሰብ ውን ዝህንጠዮ ፍሪኡ ንኽምገብ
ንሕና ውን ፍረ ድሕነት ንኽንረኽብ
ኣኸእለና ኦ እግዚኣብሄር
VERSE 2
ሰይጣን ዝበልዖ ደልዩ ከምዝጋዘም ኣንበሳ
ኣብ ዙርያኹም ይጓዝም ኣሎ ንነብስኹም ክርምሳ
ስለዚ ፍለጥዎ ኣትዂርኩም ተቓወምዎ
ብሓይሊ ዂናት ናይ ኣምላኽ ዓጢቕኩም ተዋግእዎ
CHORUS
ኦ እግዚኣብሄር ኣንቅሓና ኣበርትዓና
ፈሊና ክነለልዮ ዘለናዮ ዘመና
ቆጽሊ በለስ ምስ ዓንበብ ክረምቲ ከም ዝፍለጥ
ኩሉ ሰብ ውን ዝህንጠዮ ፍሪኡ ንኽምገብ
ንሕና ውን ፍረ ድሕነት ንኽንረኽብ
ኣኸእለና ኦ እግዚኣብሄር
VERSE 3
መዓልቲ ከም ሰራቒ ኮይኑ እዩ ዝመጽእ
ትኽስታኹም ኣጥእዎ ሓደ እኳ ኣይዘንግዕ
ዕጠቑ ተዳለዉ ኣጽዋር ኣምላኽ ልበሱ
ልብኻትኩም ኣጽርይዎ ጽኑዕ መንፈስ ተሓደሱ
CHORUS
ኦ እግዚኣብሄር ኣንቅሓና ኣበርትዓና
ፈሊና ክነለልዮ ዘለናዮ ዘመና
ቆጽሊ በለስ ምስ ዓንበብ ክረምቲ ከም ዝፍለጥ
ኩሉ ሰብ ውን ዝህንጠዮ ፍሪኡ ንኽምገብ
ንሕና ውን ፍረ ድሕነት ንኽንረኽብ
ኣኸእለና ኦ እግዚኣብሄር
OUTRO
ድሌትና እዩ ሃረርታና፡ ክንረክብ ሕይወት ዘለዓለም
ፍጹም ኣይጠቕመናን እዩ፡ ሓጎስ ናይዛ ዓለም
ብሳህልን ምሕረትን ማሚቕና፡ ክንነብር ኣብ ሑቕፎኻ
መወዳእታና ኣጸብቕ፡ ጠምተና ብምሕረትካ