ኣነ`የ ሪሒቐካ
Lyrics
ኦ ማራናታ(4)
እናርኣኩ ከምዘይርኣከ ኮይነሓሊፈካ
እናሰማዕኩ ከምዘይሰማዕኩ ኮይነ ርሒቀካ ... ርሒቀካ (2)
ስለዚ ኣነየ በዲለካ
ንነፍሰይ እንዳሓለካ
ጽቡቅ መሲሉኒ ርሒቀካ
ፍትወተይ ግን ርሕሩሕ ኢካ /2/
እናርኣኩ ዉጉኣት ኣእዳውካ ሓሊፈካ...ሓሊፈካ
እናርኣኩ ዝፈሰሰ ደምካ ርሒቀካ ...ርሒቀካ
እናሰማዕኩ ዝግዕር ድምጽካ ሓሊፈካ ... ሓሊፈካ
እናረኣኩ ዝተወግአ ጎድንካ ርሒቀካ...ርሒቀካ
ስለዚ ኣነየ በዲለካ
ንነፍሰይ እንዳሓለካ
ጽቡቅ መሲሉኒ ርሒቀካ
ፍትወተይ ግን ርሕሩሕ ኢካ /2/
ከም ሑጻ ባሕሪ በዚሑ ክፍኣተይ
ከቢድዩ ደቃሲ ምቁሕ ናይ ሓጥያተይ...ሓጥያተይ (2)
ኦ ኣምላክ ስማዕ ንስሓይ ጣዕሳይ
ኣይትድርብየኒ ኣብ ሃገረ ሙታን
ብሰሪ ሓጥያተይ መርገም ረኪበ
ብፈተና ናይ ሰይጣን ተከቢበ
ጽቡቅን ክፍኡን ብዙሕ ተዛሪበ
ጎይታ ናይ ሰራዊት ብኣካየ ዓጊበ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣነ`የ ሪሒቐካ
Aneye Rihiqeka
VERSE 1
ኦ ማራናታ(4)
እናርኣኩ ከምዘይርኣከ ኮይነሓሊፈካ
እናሰማዕኩ ከምዘይሰማዕኩ ኮይነ ርሒቀካ ... ርሒቀካ (2)
CHORUS
ስለዚ ኣነየ በዲለካ
ንነፍሰይ እንዳሓለካ
ጽቡቅ መሲሉኒ ርሒቀካ
ፍትወተይ ግን ርሕሩሕ ኢካ /2/
VERSE 2
እናርኣኩ ዉጉኣት ኣእዳውካ ሓሊፈካ...ሓሊፈካ
እናርኣኩ ዝፈሰሰ ደምካ ርሒቀካ ...ርሒቀካ
እናሰማዕኩ ዝግዕር ድምጽካ ሓሊፈካ ... ሓሊፈካ
እናረኣኩ ዝተወግአ ጎድንካ ርሒቀካ...ርሒቀካ
CHORUS
ስለዚ ኣነየ በዲለካ
ንነፍሰይ እንዳሓለካ
ጽቡቅ መሲሉኒ ርሒቀካ
ፍትወተይ ግን ርሕሩሕ ኢካ /2/
VERSE 3
ከም ሑጻ ባሕሪ በዚሑ ክፍኣተይ
ከቢድዩ ደቃሲ ምቁሕ ናይ ሓጥያተይ...ሓጥያተይ (2)
ኦ ኣምላክ ስማዕ ንስሓይ ጣዕሳይ
ኣይትድርብየኒ ኣብ ሃገረ ሙታን
VERSE 4
ብሰሪ ሓጥያተይ መርገም ረኪበ
ብፈተና ናይ ሰይጣን ተከቢበ
ጽቡቅን ክፍኡን ብዙሕ ተዛሪበ
ጎይታ ናይ ሰራዊት ብኣካየ ዓጊበ /2/