ኣምላኽ ንዓ ናባና
Lyrics
ኦ ኣምላክ ምሕረት ንዓ ሃበና
ካብ ሰማይ ቁሊሕ በል ርኣየና (2)
ገጽካ ውን ምለስ ኣባና (2)
ንዓ ንህዝብካ ኣድሕነና
ኦ ኣምላክ ሰማይ ንዓ ናባና
ኦ ኣምላክ ንዓ ናባና ኦኣምላክ (4)
ኣእዛንካ ከፊትካ ጸሎትና ስምዓና ንዓና (3)
ናይ ድኩም ጸሎት እትሰምዕ
ፍቕርካ ተርኢ ንሓጥእ (2)
ኣብ ነብሎ የብልናን ብዘይካካ (2)
ሃያ ሞ ስማዕ ጸሎት ህዝብካ
ኦጎይታይ ስማዕ ጸሎት ህዝብካ
ኦ ኣምላክ ንዓ ናባና ኦኣምላክ (4)
ኣእዛንካ ከፊትካ ጸሎትና ስምዓና ንዓና (3)
ብፍቃድካ የሱስ ብፍቃድካ
ነዚ መከራዚ ኣሕልፍ ካባና (2)
ሰላም ካባካዩ ሰላም ሃበና (2)
ከቶ ኣይዓርፍን ናይ ሰላም ተስፋና
ኦኣምላክ ሰላም ተስፋ ሃበና
ኦ ኣምላክ ንዓ ናባና ኦኣምላክ (4)
ኣእዛንካ ከፊትካ ጸሎትና ስምዓና ንዓና (3)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምላኽ ንዓ ናባና
Amlak Nea Nabana
VERSE 1
ኦ ኣምላክ ምሕረት ንዓ ሃበና
ካብ ሰማይ ቁሊሕ በል ርኣየና (2)
ገጽካ ውን ምለስ ኣባና (2)
ንዓ ንህዝብካ ኣድሕነና
ኦ ኣምላክ ሰማይ ንዓ ናባና
CHORUS
ኦ ኣምላክ ንዓ ናባና ኦኣምላክ (4)
ኣእዛንካ ከፊትካ ጸሎትና ስምዓና ንዓና (3)
VERSE 2
ናይ ድኩም ጸሎት እትሰምዕ
ፍቕርካ ተርኢ ንሓጥእ (2)
ኣብ ነብሎ የብልናን ብዘይካካ (2)
ሃያ ሞ ስማዕ ጸሎት ህዝብካ
ኦጎይታይ ስማዕ ጸሎት ህዝብካ
CHORUS
ኦ ኣምላክ ንዓ ናባና ኦኣምላክ (4)
ኣእዛንካ ከፊትካ ጸሎትና ስምዓና ንዓና (3)
VERSE 3
ብፍቃድካ የሱስ ብፍቃድካ
ነዚ መከራዚ ኣሕልፍ ካባና (2)
ሰላም ካባካዩ ሰላም ሃበና (2)
ከቶ ኣይዓርፍን ናይ ሰላም ተስፋና
ኦኣምላክ ሰላም ተስፋ ሃበና
CHORUS
ኦ ኣምላክ ንዓ ናባና ኦኣምላክ (4)
ኣእዛንካ ከፊትካ ጸሎትና ስምዓና ንዓና (3)