ኣምላኸይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
Lyrics
ንማርያም መግደላዊት ካብ ምንዝርና
ንስምኦን ካብ ገፋፊ ዓሳ
ንማቲዎስ ካብ መኽፈሊ ቀረጽ
ንዘኪዎስ ካብ እንዳ ተግውቲ መሪጽካ
ንስኻስ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ኢየሱሰይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ሕይወተይ ጥዒማትካ
ንስኻ ብሓቂ ፍቅሪ ኢኻ
ነታ ሳምራዊት ሰበይቲ ካብ ጽምኢ ማያ
ንሓማት ስሞኦን ዓሶ ሓሚማ ኸላ
ነታ መበለት ካብ ሞት ናይ ወዳ
ነዞም ኩሎም ኣብ ከምዚ ከለዉ ኣፍቂርካ
ንስኻስ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ኢየሱሰይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ሕይወተይ ጥዒማትካ
ንስኻ ብሓቂ ፍቅሪ ኢኻ
ንስጋይ ካብ ዓዘቕቲ ሓጢኣት
ንነብሰይ ካብ ግዛት ናይ ጸልማት
ንሕይወተይ ካብ ዘልኣለም ጥፋኣት
ዝተበጀኻያ ኢየሱስ ፍቕሪ ኢኻ
ንስኻስ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ኢየሱሰይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ሕይወተይ ጥዒማትካ
ንስኻ ብሓቂ ፍቅሪ ኢኻ
ናይ ውሽጠይ ፍጹም ትፈልጦ
ንሸኸመይ ቀንጢጥካ ተራግፎ
ንጭንቀት ልበይ ከም ጸሎት ትርእዮ
ንድኻመይ ዉን ኩሉ ትርድኦ
ንስኻስ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ኢየሱሰይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ሕይወተይ ጥዒማትካ
ንስኻ ብሓቂ ፍቅሪ ኢኻ
ሰብ ነቲ ክቡር ይሓሪ ይደሊ
ንስኻ ግን ነቲ ድኹም ትሓሪ
ባህሪያትካ ፍሉይ’ዩ መስተንክር
ፍቕርኻ ሓሲበስ እነኹ ይዕልል
ስለቲ ፍቕርኻ ዕልል (3) ዕልል ውን ይብል
ስለቲ ሓልዮትካ ዕልል (3) ዕልል ውን ይብል
ስለቲ ሰናይካ ዕልል (3) ዕልል ውን ይብል
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምላኸይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
Amlakey bhaki fqri eka
VERSE 1
ንማርያም መግደላዊት ካብ ምንዝርና
ንስምኦን ካብ ገፋፊ ዓሳ
ንማቲዎስ ካብ መኽፈሊ ቀረጽ
ንዘኪዎስ ካብ እንዳ ተግውቲ መሪጽካ
CHORUS
ንስኻስ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ኢየሱሰይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ሕይወተይ ጥዒማትካ
ንስኻ ብሓቂ ፍቅሪ ኢኻ
VERSE 2
ነታ ሳምራዊት ሰበይቲ ካብ ጽምኢ ማያ
ንሓማት ስሞኦን ዓሶ ሓሚማ ኸላ
ነታ መበለት ካብ ሞት ናይ ወዳ
ነዞም ኩሎም ኣብ ከምዚ ከለዉ ኣፍቂርካ
CHORUS
ንስኻስ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ኢየሱሰይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ሕይወተይ ጥዒማትካ
ንስኻ ብሓቂ ፍቅሪ ኢኻ
VERSE 3
ንስጋይ ካብ ዓዘቕቲ ሓጢኣት
ንነብሰይ ካብ ግዛት ናይ ጸልማት
ንሕይወተይ ካብ ዘልኣለም ጥፋኣት
ዝተበጀኻያ ኢየሱስ ፍቕሪ ኢኻ
CHORUS
ንስኻስ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ኢየሱሰይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ሕይወተይ ጥዒማትካ
ንስኻ ብሓቂ ፍቅሪ ኢኻ
VERSE 4
ናይ ውሽጠይ ፍጹም ትፈልጦ
ንሸኸመይ ቀንጢጥካ ተራግፎ
ንጭንቀት ልበይ ከም ጸሎት ትርእዮ
ንድኻመይ ዉን ኩሉ ትርድኦ
CHORUS
ንስኻስ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ኢየሱሰይ ብሓቂ ፍቕሪ ኢኻ
ሕይወተይ ጥዒማትካ
ንስኻ ብሓቂ ፍቅሪ ኢኻ
VERSE 5
ሰብ ነቲ ክቡር ይሓሪ ይደሊ
ንስኻ ግን ነቲ ድኹም ትሓሪ
ባህሪያትካ ፍሉይ’ዩ መስተንክር
ፍቕርኻ ሓሲበስ እነኹ ይዕልል
CHORUS
ስለቲ ፍቕርኻ ዕልል (3) ዕልል ውን ይብል
ስለቲ ሓልዮትካ ዕልል (3) ዕልል ውን ይብል
ስለቲ ሰናይካ ዕልል (3) ዕልል ውን ይብል

