ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና
Lyrics
ኣብ ሰማይ ከይድና ጾርና ምስ ደርበና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና፡
ምስ ኵሎም ጻድቃን ኣብኡ ምስ ኃበርና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
ኣምላኽ ብፍቕሪ ክደርዝ ንብዓትና
ሓጐስ ይኸድኖ ፍርህና፡
ኣብ ዙፋን ገጽ ክብሪ ምስርኣና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
ደጌታት ናይ ክብሪ ምስ ተኸፍተልና
ኣምላኽ ይደርዘልና ንብዓትና፡
ገጽ ጐይታ ኢየሱስ ሽዑ ምስ ርኤና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
ኣምላኽ ብፍቕሪ ክደርዝ ንብዓትና
ሓጐስ ይኸድኖ ፍርህና፡
ኣብ ዙፋን ገጽ ክብሪ ምስርአና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
ምስ ኵሎም ኣሕዋት ብሓደ ኃቢርና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና፡
ዝፈሊ የሎን ዘቑርር ምቖትና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
ኣምላኽ ብፍቕሪ ክደርዝ ንብዓትና
ሓጐስ ይኸድኖ ፍርህና፡
ኣብ ዙፋን ገጽ ክብሪ ምስርአና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና
Amlak yderzo nbatna
VERSE 1
ኣብ ሰማይ ከይድና ጾርና ምስ ደርበና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና፡
ምስ ኵሎም ጻድቃን ኣብኡ ምስ ኃበርና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
CHORUS
ኣምላኽ ብፍቕሪ ክደርዝ ንብዓትና
ሓጐስ ይኸድኖ ፍርህና፡
ኣብ ዙፋን ገጽ ክብሪ ምስርኣና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
VERSE 2
ደጌታት ናይ ክብሪ ምስ ተኸፍተልና
ኣምላኽ ይደርዘልና ንብዓትና፡
ገጽ ጐይታ ኢየሱስ ሽዑ ምስ ርኤና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
CHORUS
ኣምላኽ ብፍቕሪ ክደርዝ ንብዓትና
ሓጐስ ይኸድኖ ፍርህና፡
ኣብ ዙፋን ገጽ ክብሪ ምስርአና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
VERSE 3
ምስ ኵሎም ኣሕዋት ብሓደ ኃቢርና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና፡
ዝፈሊ የሎን ዘቑርር ምቖትና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።
CHORUS
ኣምላኽ ብፍቕሪ ክደርዝ ንብዓትና
ሓጐስ ይኸድኖ ፍርህና፡
ኣብ ዙፋን ገጽ ክብሪ ምስርአና
ኣምላኽ ይደርዞ ንብዓትና።

