ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና'ዩ
Lyrics
ነቶም ዝመደቦም ጸዉዖም
ነቶም ዝጸውዖም ኣጽደቖም
ነቶም ዘጽደቖም ኣኽበሮም
ጐይታ ንዓና’ውን ክኽብረና'ዩ
ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና'ዩ
ጐይታ ሰራዊት ከስልጠልና'ዩ
ንሕና ባሮቱ ብእምነት
ተንሲእና ክንዓዪ ኢና
ንኽብሪ ኣምላኽና።
ካብ ፍቕሩ ክርስቶስ መን'ዩ ዝፈልየና
ጭንቂ ድዩ ጸበባ ስደት'ዩ ጥሜት
ሓጐስ ድዩ ስላም ወይስ ቅሳነት
ኩሉ በቲ ዝህበና ክንሓልፎ ኢና።
ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና'ዩ
ጐይታ ሰራዊት ከስልጠልና'ዩ
ንሕና ባሮቱ ብእምነት
ተንሲእና ክንዓዪ ኢና
ንኽብሪ ኣምላኽና።
ብዛዕባ እዚ ነገር እንታይ ክንብል ኢና
ምሳና ካብ ኮነ መን'ዩ ዝቃወመና
ንወዱ ኣሕሊፉ እኳ ካብ ሃበና
ንሱ እሙን'ዩ ክሳዕ ሞት ክመርሓና።
ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና'ዩ
ጐይታ ሰራዊት ከስልጠልና'ዩ
ንሕና ባሮቱ ብእምነት
ተንሲእና ክንዓዪ ኢና
ንኽብሪ ኣምላኽና።
ክውድቀና ተፈተነ ክጐተና
ኣይንፍለይን ኢና ካብ ኣምላኽና
ከነኽብሮ ኢና ንጥዑም ኢየሱስና
ገስጊስና ክንዓይ ኢና ንኽብሪ ኣቦና።
ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና'ዩ
ጐይታ ሰራዊት ከስልጠልና'ዩ
ንሕና ባሮቱ ብእምነት
ተንሲእና ክንዓዪ ኢና
ንኽብሪ ኣምላኽና።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና'ዩ
Amlak semay keqnalna eyu
VERSE 1
ነቶም ዝመደቦም ጸዉዖም
ነቶም ዝጸውዖም ኣጽደቖም
ነቶም ዘጽደቖም ኣኽበሮም
ጐይታ ንዓና’ውን ክኽብረና'ዩ
CHORUS
ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና'ዩ
ጐይታ ሰራዊት ከስልጠልና'ዩ
ንሕና ባሮቱ ብእምነት
ተንሲእና ክንዓዪ ኢና
ንኽብሪ ኣምላኽና።
VERSE 2
ካብ ፍቕሩ ክርስቶስ መን'ዩ ዝፈልየና
ጭንቂ ድዩ ጸበባ ስደት'ዩ ጥሜት
ሓጐስ ድዩ ስላም ወይስ ቅሳነት
ኩሉ በቲ ዝህበና ክንሓልፎ ኢና።
CHORUS
ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና'ዩ
ጐይታ ሰራዊት ከስልጠልና'ዩ
ንሕና ባሮቱ ብእምነት
ተንሲእና ክንዓዪ ኢና
ንኽብሪ ኣምላኽና።
VERSE 3
ብዛዕባ እዚ ነገር እንታይ ክንብል ኢና
ምሳና ካብ ኮነ መን'ዩ ዝቃወመና
ንወዱ ኣሕሊፉ እኳ ካብ ሃበና
ንሱ እሙን'ዩ ክሳዕ ሞት ክመርሓና።
CHORUS
ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና'ዩ
ጐይታ ሰራዊት ከስልጠልና'ዩ
ንሕና ባሮቱ ብእምነት
ተንሲእና ክንዓዪ ኢና
ንኽብሪ ኣምላኽና።
VERSE 4
ክውድቀና ተፈተነ ክጐተና
ኣይንፍለይን ኢና ካብ ኣምላኽና
ከነኽብሮ ኢና ንጥዑም ኢየሱስና
ገስጊስና ክንዓይ ኢና ንኽብሪ ኣቦና።
CHORUS
ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና'ዩ
ጐይታ ሰራዊት ከስልጠልና'ዩ
ንሕና ባሮቱ ብእምነት
ተንሲእና ክንዓዪ ኢና
ንኽብሪ ኣምላኽና።