ኣምላኽ ሰሓቕ ገበረለይ
Lyrics
ንደስታይ ብሰሓቕ ኣሰንየዮ
ንድኹም ጸሎተይ መልሲ ሂብካዮ ኣሃ
ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ኣስጊርካኒ
ኢየሱሰይ ኣጸናኒዕካኒ
ነዒንተይ ካብ ክፉእ ምርኣይ ከሊልካ
ነእጋረይ ኣብ በሪኽ እምባ ተኺልካ
ንሓይለይ ከም ናይ ንስሪ ሓዲስካዮ
ንቓልካ ኣብ ባርያኻ ፈጺምካዮ
ንዓይሲ ኣምላኸይ መደብ ኔሩካ
ነፍሰይ ኣብ ድኻማ ኣብ መንኩብካ ጼርካ ኣሃ
ካብ ዓዲ ሞት ስሒብካ ኣውጺእካኒ
ውሉድን ወራስን ጌርካኒ
ካብ`ቲ ኩሉ ከርተት መከራ መነባብሮይ
ወጺአ ክስዕር ኣይነበረን ኣብ ኣእምሮይ
ኣብ`ቲ ናተይ ግዜ ዘይኮነስ ኣብ`ቲ ግዜኻ
ጎይታ ኢየሱሰይ ኣፈይ ብሰሓቕ መሊእካ
ንመደብካ ጎይታይ ምስ ተቐበልክዎ
ከም ፍቓድካ ነፍሰይ ምስ ኣእመንክዎ ኣሃ
ጎይታ`ውን ጸሎተይ ከይነዓቕካ
ንኣፈይ ብሰሓቕ መሊእካ
ካብ`ቲ ኩሉ ከርተት መከራ መነባብሮይ
ወጺአ ክስዕር ኣይነበረን ኣብ ኣእምሮይ
ኣብ`ቲ ናተይ ግዜ ዘይኮነስ ኣብ`ቲ ግዜኻ
ጎይታ ኢየሱሰይ ኣፈይ ብሰሓቕ መሊእካ
ነዒንተይ ካብ ክፉእ ምርኣይ ከሊልካ
ነእጋረይ ኣብ በሪኽ እምባ ተኺልካ
ንሓይለይ ከም ናይ ንስሪ ሓዲስካዮ
ንቓልካ ኣብ ባርያኻ ፈጺምካዮ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምላኽ ሰሓቕ ገበረለይ
Amlak sehak gebereley
VERSE 1
ንደስታይ ብሰሓቕ ኣሰንየዮ
ንድኹም ጸሎተይ መልሲ ሂብካዮ ኣሃ
ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ኣስጊርካኒ
ኢየሱሰይ ኣጸናኒዕካኒ
CHORUS
ነዒንተይ ካብ ክፉእ ምርኣይ ከሊልካ
ነእጋረይ ኣብ በሪኽ እምባ ተኺልካ
ንሓይለይ ከም ናይ ንስሪ ሓዲስካዮ
ንቓልካ ኣብ ባርያኻ ፈጺምካዮ
VERSE 2
ንዓይሲ ኣምላኸይ መደብ ኔሩካ
ነፍሰይ ኣብ ድኻማ ኣብ መንኩብካ ጼርካ ኣሃ
ካብ ዓዲ ሞት ስሒብካ ኣውጺእካኒ
ውሉድን ወራስን ጌርካኒ
CHORUS
ካብ`ቲ ኩሉ ከርተት መከራ መነባብሮይ
ወጺአ ክስዕር ኣይነበረን ኣብ ኣእምሮይ
ኣብ`ቲ ናተይ ግዜ ዘይኮነስ ኣብ`ቲ ግዜኻ
ጎይታ ኢየሱሰይ ኣፈይ ብሰሓቕ መሊእካ
VERSE 3
ንመደብካ ጎይታይ ምስ ተቐበልክዎ
ከም ፍቓድካ ነፍሰይ ምስ ኣእመንክዎ ኣሃ
ጎይታ`ውን ጸሎተይ ከይነዓቕካ
ንኣፈይ ብሰሓቕ መሊእካ
CHORUS
ካብ`ቲ ኩሉ ከርተት መከራ መነባብሮይ
ወጺአ ክስዕር ኣይነበረን ኣብ ኣእምሮይ
ኣብ`ቲ ናተይ ግዜ ዘይኮነስ ኣብ`ቲ ግዜኻ
ጎይታ ኢየሱሰይ ኣፈይ ብሰሓቕ መሊእካ
CHORUS
ነዒንተይ ካብ ክፉእ ምርኣይ ከሊልካ
ነእጋረይ ኣብ በሪኽ እምባ ተኺልካ
ንሓይለይ ከም ናይ ንስሪ ሓዲስካዮ
ንቓልካ ኣብ ባርያኻ ፈጺምካዮ