ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
Lyrics
ብራህዋ ብሰላም ብሓጎስን ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ብጸበባ ጭንቀት ምስ ፈተና ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ገሊኦም ብሓዊ ገሊኦም ብማዕበል
ገሊኦም ብማይ ገሊኦም ብሞት
ገሊኦም ማእሰርቲ ከምኡ’ውን መግረፍቲ
ይኾኑ’ዮም ናይ ስቓዩ ተኻፈልቲ (2)
ብጸልማት ኮነ ብግሩም ብርሃን ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ብፈተና ኮነ ብበረኸት ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ገሊኦም ብሓዊ ገሊኦም ብማዕበል
ገሊኦም ብማይ ገሊኦም ብሞት
ገሊኦም ማእሰርቲ ከምኡ’ውን መግረፍቲ
ይኾኑ’ዮም ናይ ስቓዩ ተኻፈልቲ (2)
ሰጋናን ልብናን ተማህመነ ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ነፍስና'ውን ፍጹም ተተሓለለ ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ገሊኦም ብሓዊ ገሊኦም ብማዕበል
ገሊኦም ብማይ ገሊኦም ብሞት
ገሊኦም ማእሰርቲ ከምኡ’ውን መግረፍቲ
ይኾኑ’ዮም ናይ ስቓዩ ተኻፈልቲ (2)
ዋላ ዝገደፈና ተመሰልና ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ኣብኡ ጥራይ'ዩ ናይ ድሕነት ተስፋና ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ገሊኦም ብሓዊ ገሊኦም ብማዕበል
ገሊኦም ብማይ ገሊኦም ብሞት
ገሊኦም ማእሰርቲ ከምኡ’ውን መግረፍቲ
ይኾኑ’ዮም ናይ ስቓዩ ተኻፈልቲ (2)
ኣምላኽ በታ ሕያወይቲ ኢዱ ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ናብታ ንጽሕቲ ሰማያዊት ቤቱ ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ገሊኦም ብሓዊ ገሊኦም ብማዕበል
ገሊኦም ብማይ ገሊኦም ብሞት
ገሊኦም ማእሰርቲ ከምኡ’ውን መግረፍቲ
ይኾኑ’ዮም ናይ ስቓዩ ተኻፈልቲ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
Amlak ndequ ymerh
VERSE 1
ብራህዋ ብሰላም ብሓጎስን ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ብጸበባ ጭንቀት ምስ ፈተና ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
CHORUS
ገሊኦም ብሓዊ ገሊኦም ብማዕበል
ገሊኦም ብማይ ገሊኦም ብሞት
ገሊኦም ማእሰርቲ ከምኡ’ውን መግረፍቲ
ይኾኑ’ዮም ናይ ስቓዩ ተኻፈልቲ (2)
VERSE 2
ብጸልማት ኮነ ብግሩም ብርሃን ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ብፈተና ኮነ ብበረኸት ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
CHORUS
ገሊኦም ብሓዊ ገሊኦም ብማዕበል
ገሊኦም ብማይ ገሊኦም ብሞት
ገሊኦም ማእሰርቲ ከምኡ’ውን መግረፍቲ
ይኾኑ’ዮም ናይ ስቓዩ ተኻፈልቲ (2)
VERSE 3
ሰጋናን ልብናን ተማህመነ ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ነፍስና'ውን ፍጹም ተተሓለለ ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
CHORUS
ገሊኦም ብሓዊ ገሊኦም ብማዕበል
ገሊኦም ብማይ ገሊኦም ብሞት
ገሊኦም ማእሰርቲ ከምኡ’ውን መግረፍቲ
ይኾኑ’ዮም ናይ ስቓዩ ተኻፈልቲ (2)
VERSE 4
ዋላ ዝገደፈና ተመሰልና ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ኣብኡ ጥራይ'ዩ ናይ ድሕነት ተስፋና ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
CHORUS
ገሊኦም ብሓዊ ገሊኦም ብማዕበል
ገሊኦም ብማይ ገሊኦም ብሞት
ገሊኦም ማእሰርቲ ከምኡ’ውን መግረፍቲ
ይኾኑ’ዮም ናይ ስቓዩ ተኻፈልቲ (2)
VERSE 5
ኣምላኽ በታ ሕያወይቲ ኢዱ ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
ናብታ ንጽሕቲ ሰማያዊት ቤቱ ፡ ኣምላኽ ንደቁ ይመርሕ
CHORUS
ገሊኦም ብሓዊ ገሊኦም ብማዕበል
ገሊኦም ብማይ ገሊኦም ብሞት
ገሊኦም ማእሰርቲ ከምኡ’ውን መግረፍቲ
ይኾኑ’ዮም ናይ ስቓዩ ተኻፈልቲ (2)