ኣምላኽ ምሳና እንተዘይነብር
Lyrics
ይረአ'ሎ ጸላኢ ከቢቡ ኣብ ዙርያና
ካብ ኩሉ ይብርትዕ ሓይሊናይ ኣምላኽና
መለኸት ንፍሕዎ ጸላኢ ክዓውር
ብእምነት ደው ንብል ኢየሱስ'ዩ ዚስዕር
ኣምላኽ ምሳና እንተዘይነብር እንተዘይዋግኣልና
ሓይሊ ጸላኢና በርቲዑ ካብ ምድሪ መጥፍኣና
ስለዚ (4) እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
ብብዝሒ ብሒደት ዝከኣሎ ምድሓን
ንሱ ምሳና'ዩ ዝደፍረና የልቦን
ብኹሉ መሪሑ ኣብጺሑና ኣብዚ
ፍረና ክራኢ ይደልየና ሕጂ
ኣምላኽ ምሳና እንተዘይነብር እንተዘይዋግኣልና
ሓይሊ ጸላኢና በርቲዑ ካብ ምድሪ መጥፍኣና
ስለዚ (4) እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
ሃገር ኣላትና ነባሪት ከተማ
ብኽያት ሓዝን ጋሂ እህህታ ዘይብላ
ንጋደል ኣሎና ክሳብ እንኣትዋ
ኣምላኽ ይርድኣና ኣብ ግዜ ድኻምና
ኣምላኽ ምሳና እንተዘይነብር እንተዘይዋግኣልና
ሓይሊ ጸላኢና በርቲዑ ካብ ምድሪ መጥፍኣና
ስለዚ (4) እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
ተቃውሞ ኣማሊቕ ሰራዊት ናይ ፈርኦን
ብጎይታ ሰራዊት ኪዓኑ ክንርእዮም
ብብርቱዕ ድምጽና መለኸትና ንንፋሕ
ናይ እምነት ቁራዕ ርእሲ ኣብ ርእስና ንድፋእ
ኣምላኽ ምሳና እንተዘይነብር እንተዘይዋግኣልና
ሓይሊ ጸላኢና በርቲዑ ካብ ምድሪ መጥፍኣና
ስለዚ (4) እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምላኽ ምሳና እንተዘይነብር
Amlak msana entezeynebr
VERSE 1
ይረአ'ሎ ጸላኢ ከቢቡ ኣብ ዙርያና
ካብ ኩሉ ይብርትዕ ሓይሊናይ ኣምላኽና
መለኸት ንፍሕዎ ጸላኢ ክዓውር
ብእምነት ደው ንብል ኢየሱስ'ዩ ዚስዕር
CHORUS
ኣምላኽ ምሳና እንተዘይነብር እንተዘይዋግኣልና
ሓይሊ ጸላኢና በርቲዑ ካብ ምድሪ መጥፍኣና
ስለዚ (4) እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
VERSE 2
ብብዝሒ ብሒደት ዝከኣሎ ምድሓን
ንሱ ምሳና'ዩ ዝደፍረና የልቦን
ብኹሉ መሪሑ ኣብጺሑና ኣብዚ
ፍረና ክራኢ ይደልየና ሕጂ
CHORUS
ኣምላኽ ምሳና እንተዘይነብር እንተዘይዋግኣልና
ሓይሊ ጸላኢና በርቲዑ ካብ ምድሪ መጥፍኣና
ስለዚ (4) እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
VERSE 3
ሃገር ኣላትና ነባሪት ከተማ
ብኽያት ሓዝን ጋሂ እህህታ ዘይብላ
ንጋደል ኣሎና ክሳብ እንኣትዋ
ኣምላኽ ይርድኣና ኣብ ግዜ ድኻምና
CHORUS
ኣምላኽ ምሳና እንተዘይነብር እንተዘይዋግኣልና
ሓይሊ ጸላኢና በርቲዑ ካብ ምድሪ መጥፍኣና
ስለዚ (4) እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር
VERSE 4
ተቃውሞ ኣማሊቕ ሰራዊት ናይ ፈርኦን
ብጎይታ ሰራዊት ኪዓኑ ክንርእዮም
ብብርቱዕ ድምጽና መለኸትና ንንፋሕ
ናይ እምነት ቁራዕ ርእሲ ኣብ ርእስና ንድፋእ
CHORUS
ኣምላኽ ምሳና እንተዘይነብር እንተዘይዋግኣልና
ሓይሊ ጸላኢና በርቲዑ ካብ ምድሪ መጥፍኣና
ስለዚ (4) እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር

