ኣምላኽ በዓል ሓምሳ
Lyrics
ንደቀይ ክባርኽ መንፈሰይ ክኽዑ
ኣወዳት ኣዋልድ ኵሎም ኪንበዩ
ኣረገውቲ እውን ሕልምታት ኪርእዩ
እብለኩም ኣለኩ ቃለይ እሙን'ዩ።
ክብሪ ንዓኻ ይኹን ኣምላኽ በዓል ሓምሳ መንፈስካ።
ከምቲ ናይ ሓዋርያት ኣፍስሶ መንፈስካ
መንፈሰይ ሰዲደ ፍጹም ከንቅሓኩም
ካብ ከቢድ ድቃስኩም ከበራብረኩም፡
ልብኹም ክዳሉ ፍጹም ከንቅሓኩም
መደበይ እዚ'ዩ ደቀይ ብህ ይበልኩም (2)
ክብሪ ንዓኻ ይኹን ኣምላኽ በዓል ሓምሳ መንፈስካ።
ከምቲ ናይ ሓዋርያት ኣፍስሶ መንፈስካ
ኣጓብዝኩም ድማ ራእያት ኩርእዩ
ሰብኡትን ኣንስትን መንፈሰይ ክመልኡ፡
መንፈሰይ መሊአ ናባይ ከቕርበኩም
ድሌተይ እዚ'ዩ ደቀይ ባህ ይበልኩም (2)
ክብሪ ንዓኻ ይኹን ኣምላኽ በዓል ሓምሳ መንፈስካ።
ከምቲ ናይ ሓዋርያት ኣፍስሶ መንፈስካ
ደቀይ ተዳለዉ ካብ ሓጢኣት ረሓቁ
ድሮ ጀሚረየ መንፈሰይ ክኽዑ፡
ልብኹም ሃቡኒ ካልእ ኣይደልን'የ
ኣነስ ንመንፈሰይ ፍጹም ኣይሰፍሮን'የ (2)
ክብሪ ንዓኻ ይኹን ኣምላኽ በዓል ሓምሳ
ከምቲ ናይ ሓዋርያት ኣፍስሶ መንፈስካ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምላኽ በዓል ሓምሳ
Amlak beal hamsa
VERSE 1
ንደቀይ ክባርኽ መንፈሰይ ክኽዑ
ኣወዳት ኣዋልድ ኵሎም ኪንበዩ
ኣረገውቲ እውን ሕልምታት ኪርእዩ
እብለኩም ኣለኩ ቃለይ እሙን'ዩ።
CHORUS
ክብሪ ንዓኻ ይኹን ኣምላኽ በዓል ሓምሳ መንፈስካ።
ከምቲ ናይ ሓዋርያት ኣፍስሶ መንፈስካ
VERSE 2
መንፈሰይ ሰዲደ ፍጹም ከንቅሓኩም
ካብ ከቢድ ድቃስኩም ከበራብረኩም፡
ልብኹም ክዳሉ ፍጹም ከንቅሓኩም
መደበይ እዚ'ዩ ደቀይ ብህ ይበልኩም (2)
CHORUS
ክብሪ ንዓኻ ይኹን ኣምላኽ በዓል ሓምሳ መንፈስካ።
ከምቲ ናይ ሓዋርያት ኣፍስሶ መንፈስካ
VERSE 3
ኣጓብዝኩም ድማ ራእያት ኩርእዩ
ሰብኡትን ኣንስትን መንፈሰይ ክመልኡ፡
መንፈሰይ መሊአ ናባይ ከቕርበኩም
ድሌተይ እዚ'ዩ ደቀይ ባህ ይበልኩም (2)
CHORUS
ክብሪ ንዓኻ ይኹን ኣምላኽ በዓል ሓምሳ መንፈስካ።
ከምቲ ናይ ሓዋርያት ኣፍስሶ መንፈስካ
VERSE 4
ደቀይ ተዳለዉ ካብ ሓጢኣት ረሓቁ
ድሮ ጀሚረየ መንፈሰይ ክኽዑ፡
ልብኹም ሃቡኒ ካልእ ኣይደልን'የ
ኣነስ ንመንፈሰይ ፍጹም ኣይሰፍሮን'የ (2)
CHORUS
ክብሪ ንዓኻ ይኹን ኣምላኽ በዓል ሓምሳ
ከምቲ ናይ ሓዋርያት ኣፍስሶ መንፈስካ (2)

