ኣልፋን ኦሜጋን
Lyrics
1 መንገድን ሓቅን ሕይወትን ኣነ'የ
ትንሳኤ ናይ ሙታን ኣነ ባዕለይ እየ
እብለኩም ኣሎኹ ፍቑራት ደቀየ
ንዑ'ሞ ውረሱ መንግስተ ሰማይ።
ኣልፋን ኦሜጋን መጀመርታን መወዳእታን
ሎምን ትማልን ዘይብለይ መጨረሽታ
ተሓዊኸ'ሎኹ ኢየሱስ ማራናታ (2)
2 መፈጸምታን ተስፋን ባዕለይ ክህበኩም
ሓሲበ ኣሎኹ ፍጹም ከንቅሓኩም
ክትደልዩኒ'ሞ እኔኹ ክብለኩም
መደበይ እዚ'ዩ ደቀይ ባህ ይበሎኩም።
ኣልፋን ኦሜጋን መጀመርታን መወዳእታን
ሎምን ትማልን ዘይብለይ መጨረሽታ
ተሓዊኸ'ሎኹ ኢየሱስ ማራናታ (2)
3 ኣነ እየ ባዕለይ'ቲ ሕያዋይ ጓሳ
ንልቢ ዘህድእ ንነፍሲ ዝመልስ
ዝኣምን ኪድሕን ኪወጽእ ኪኣቱ
መጓሰ ክረክብ ኮይኑ ምስ ኣሓዋቱ።
ኣልፋን ኦሜጋን መጀመርታን መወዳእታን
ሎምን ትማልን ዘይብለይ መጨረሽታ
ተሓዊኸ'ሎኹ ኢየሱስ ማራናታ (2)
4 ናይ ሕይወት እንጀራ ኣነ እየ ባዕይ
ንስጋይ ዝበለዕ ዝሰቲ'ውን ደመይ
ይነብር ዘለዓለም ጸኒዑ ብሓይለይ
ይእዘዝ ንቓለይ ከይበለ እምብለይ።
ኣልፋን ኦሜጋን መጀመርታን መወዳእታን
ሎምን ትማልን ዘይብለይ መጨረሽታ
ተሓዊኸ'ሎኹ ኢየሱስ ማራናታ (2)
5 ንስኻዶ ኣይኮንካን ንዓለም ብርሃኑ
ትፈጥር ተዕቢ ትልውጥ ንኹሉ
ኣብ ውሽጢ ከቢርካ ዙርያኻ ትሕሉ
ተመስገን ኣምላኽና መዘና ዘይብሉ።
ኣልፋን ኦሜጋን መጀመርታን መወዳእታን
ሎምን ትማልን ዘይብለይ መጨረሽታ
ተሓዊኸ'ሎኹ ኢየሱስ ማራናታ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣልፋን ኦሜጋን
Alfan omiegan
VERSE 1
1 መንገድን ሓቅን ሕይወትን ኣነ'የ
ትንሳኤ ናይ ሙታን ኣነ ባዕለይ እየ
እብለኩም ኣሎኹ ፍቑራት ደቀየ
ንዑ'ሞ ውረሱ መንግስተ ሰማይ።
CHORUS
ኣልፋን ኦሜጋን መጀመርታን መወዳእታን
ሎምን ትማልን ዘይብለይ መጨረሽታ
ተሓዊኸ'ሎኹ ኢየሱስ ማራናታ (2)
VERSE 2
2 መፈጸምታን ተስፋን ባዕለይ ክህበኩም
ሓሲበ ኣሎኹ ፍጹም ከንቅሓኩም
ክትደልዩኒ'ሞ እኔኹ ክብለኩም
መደበይ እዚ'ዩ ደቀይ ባህ ይበሎኩም።
CHORUS
ኣልፋን ኦሜጋን መጀመርታን መወዳእታን
ሎምን ትማልን ዘይብለይ መጨረሽታ
ተሓዊኸ'ሎኹ ኢየሱስ ማራናታ (2)
VERSE 3
3 ኣነ እየ ባዕለይ'ቲ ሕያዋይ ጓሳ
ንልቢ ዘህድእ ንነፍሲ ዝመልስ
ዝኣምን ኪድሕን ኪወጽእ ኪኣቱ
መጓሰ ክረክብ ኮይኑ ምስ ኣሓዋቱ።
CHORUS
ኣልፋን ኦሜጋን መጀመርታን መወዳእታን
ሎምን ትማልን ዘይብለይ መጨረሽታ
ተሓዊኸ'ሎኹ ኢየሱስ ማራናታ (2)
VERSE 4
4 ናይ ሕይወት እንጀራ ኣነ እየ ባዕይ
ንስጋይ ዝበለዕ ዝሰቲ'ውን ደመይ
ይነብር ዘለዓለም ጸኒዑ ብሓይለይ
ይእዘዝ ንቓለይ ከይበለ እምብለይ።
CHORUS
ኣልፋን ኦሜጋን መጀመርታን መወዳእታን
ሎምን ትማልን ዘይብለይ መጨረሽታ
ተሓዊኸ'ሎኹ ኢየሱስ ማራናታ (2)
VERSE 5
5 ንስኻዶ ኣይኮንካን ንዓለም ብርሃኑ
ትፈጥር ተዕቢ ትልውጥ ንኹሉ
ኣብ ውሽጢ ከቢርካ ዙርያኻ ትሕሉ
ተመስገን ኣምላኽና መዘና ዘይብሉ።
CHORUS
ኣልፋን ኦሜጋን መጀመርታን መወዳእታን
ሎምን ትማልን ዘይብለይ መጨረሽታ
ተሓዊኸ'ሎኹ ኢየሱስ ማራናታ (2)

