ኣኽእለኒ
Lyrics
ነዊሕ መንገዲ ከሎ ኣብ ቅድመይ
ከይጀመርክዎ ኣብዩኒ ኣብራኸይ
እቲ መከራ ኣመና ምስ በዝሐ
ነዚ ርእዩ ብርከይ ረዓደ
ስለ'ዚ ጎይታይ ከይተርፍ ኣብ መንገዲ
ሽግርን መከራን ኮይኖምኒ ዓንዲ
ድኻምነተይ ካባይ ኣርሕቀለይ
ጸጋኻ ሃበኒ ንኹሉ ኣኽእለኒ
ኣኽእለኒ /6/
እቲ መንገዲ ኣጸጋሚ ጸቢብ ጸልማት
ምሕርቃም ኣስናን ዝበዝሖ ኣውያት
እሾኽ እናወግኦ ኣድምይዎ ነእጋረይ
ኣመና መሪሩኒ ተሸኒፉ ነፍሰይ
ስለ'ዚ ጎይታይ ጫማ ግበረለይ
ዳንዴረ እሾኸ ከይቆስሎ ነእጋረይ
ናይ ጸጋ ልብሲ ቆርበት ኣልብሰኒ
ኩሉ ከም ዝኸእል ንኹሉ ኣኽእለኒ
ኣኽእለኒ /6/
ይቕረ ምባል ምስ በደለኒ ሓወይ
ኣሸኒፍዎ ቂም ኣይከኣለን ልበይ
ክንዲ ምምራር ነቶም ኣሳደድተይ
ተንሢኤ ክብቀሎም ክንዲ ሕነይ
ንዝበደለኒ ይቕረ ኢለ ክሓልፎ
ናይ ቂምታ ልበይ ኦ ጎይታይ ሕለፎ
ንኹሉ ክኽእል ኃይሉ ብዝህበኒ
ከምዝተበሃለ ንዓይ'ውን ኣኽእለኒ
ኣኽእለኒ /6/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣኽእለኒ
Akeleni
VERSE 1
ነዊሕ መንገዲ ከሎ ኣብ ቅድመይ
ከይጀመርክዎ ኣብዩኒ ኣብራኸይ
እቲ መከራ ኣመና ምስ በዝሐ
ነዚ ርእዩ ብርከይ ረዓደ
VERSE 2
ስለ'ዚ ጎይታይ ከይተርፍ ኣብ መንገዲ
ሽግርን መከራን ኮይኖምኒ ዓንዲ
ድኻምነተይ ካባይ ኣርሕቀለይ
ጸጋኻ ሃበኒ ንኹሉ ኣኽእለኒ
CHORUS
ኣኽእለኒ /6/
VERSE 3
እቲ መንገዲ ኣጸጋሚ ጸቢብ ጸልማት
ምሕርቃም ኣስናን ዝበዝሖ ኣውያት
እሾኽ እናወግኦ ኣድምይዎ ነእጋረይ
ኣመና መሪሩኒ ተሸኒፉ ነፍሰይ
VERSE 4
ስለ'ዚ ጎይታይ ጫማ ግበረለይ
ዳንዴረ እሾኸ ከይቆስሎ ነእጋረይ
ናይ ጸጋ ልብሲ ቆርበት ኣልብሰኒ
ኩሉ ከም ዝኸእል ንኹሉ ኣኽእለኒ
CHORUS
ኣኽእለኒ /6/
VERSE 5
ይቕረ ምባል ምስ በደለኒ ሓወይ
ኣሸኒፍዎ ቂም ኣይከኣለን ልበይ
ክንዲ ምምራር ነቶም ኣሳደድተይ
ተንሢኤ ክብቀሎም ክንዲ ሕነይ
VERSE 6
ንዝበደለኒ ይቕረ ኢለ ክሓልፎ
ናይ ቂምታ ልበይ ኦ ጎይታይ ሕለፎ
ንኹሉ ክኽእል ኃይሉ ብዝህበኒ
ከምዝተበሃለ ንዓይ'ውን ኣኽእለኒ
CHORUS
ኣኽእለኒ /6/