ኣሕዋተይ ተሓጎሱ
Lyrics
ልደት ናይ ጎይታና ሓጎስ ንኹልና
ካብ ድንግል ተወልደ ከድሕን ንዓና
ሰፈሩ ነዳሉ ኣብ ውሽጢ ልባትና
መንፈሱ ክሰርሕ ክመርሕ ንዓና
ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ልደት ናይ ጎይታና ሎሚ ተበሲሩ(2)
ኣህዛብ ንተሓጎስ በዛ ብርኽቲ ለይቲ
ትንቢት ተፈጸመ ኣብ ማሪያም ንጽሕቲ
ብስራት ተነግረ ብጭፍራ መላእኽቲ
ሓጎስኩም ግለጹ ዓልላ ኣንስቲ
ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ልደት ናይ ጎይታና ሎሚ ተበሲሩ(2)
ኣሰየ ኣሰና ሎሚ ተበሲርና
ዓቢና ንኡስና ንቀበል ጎይታና
ንኺድ ናብ ቤትልሄም ህያባትና
ሒዝና ሓቢርና ነመስግን በቲ ዝተገብረልና
ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ልደት ናይ ጎይታና ሎሚ ተበሲሩ(2)
ዘድሕን ንኹልና ዕንዱ ተወልደልና
ሎሚ መጺኡ’ሎ ክኸውን ምሳና
ንዓልል ንዘምር ብሓባር ሰሚርና
ተመስገን ንበሎ ንእግዚአብሄር ኣምላኽና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣሕዋተይ ተሓጎሱ
Ahwatey tehagosu
VERSE 5
ልደት ናይ ጎይታና ሓጎስ ንኹልና
ካብ ድንግል ተወልደ ከድሕን ንዓና
ሰፈሩ ነዳሉ ኣብ ውሽጢ ልባትና
መንፈሱ ክሰርሕ ክመርሕ ንዓና
CHORUS
ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ልደት ናይ ጎይታና ሎሚ ተበሲሩ(2)
VERSE 2
ኣህዛብ ንተሓጎስ በዛ ብርኽቲ ለይቲ
ትንቢት ተፈጸመ ኣብ ማሪያም ንጽሕቲ
ብስራት ተነግረ ብጭፍራ መላእኽቲ
ሓጎስኩም ግለጹ ዓልላ ኣንስቲ
CHORUS
ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ልደት ናይ ጎይታና ሎሚ ተበሲሩ(2)
VERSE 3
ኣሰየ ኣሰና ሎሚ ተበሲርና
ዓቢና ንኡስና ንቀበል ጎይታና
ንኺድ ናብ ቤትልሄም ህያባትና
ሒዝና ሓቢርና ነመስግን በቲ ዝተገብረልና
CHORUS
ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ልደት ናይ ጎይታና ሎሚ ተበሲሩ(2)
VERSE 4
ዘድሕን ንኹልና ዕንዱ ተወልደልና
ሎሚ መጺኡ’ሎ ክኸውን ምሳና
ንዓልል ንዘምር ብሓባር ሰሚርና
ተመስገን ንበሎ ንእግዚአብሄር ኣምላኽና