ዓጊበ`የ
Lyrics
ነይሩ ግዜ ዘማረርኩሉ
ነይሩ ግዜ ተመስገን ዘይብልኩሉ
ነይሩ ግዜ ካብ ገጽካ ዝሃደምኩሉ
ነይሩ ግዜ ሠናይ ዘይመኽረሉ /2/
ሕጅ`ስ ዓጊበ`የ ብኣምላኸይ
ሕጅ`ስ ቀሲነ`የ ብኢየሱሰይ /2/
ሕቶ ልበይ ንኹሉ እናመለስካ
ናተይ ኢልካ ካብ መከራይ ዘውጻእካ /2/
ውሉድ ክነሰይ ባርያ ዝኾንኩ
ኩሉ ከለኒ ዘይብለይ መሰልኩ
ኩሉ ከለካ ካባኻ ረሓቕኩ
ንሕይወተይ ጣዕሚ ሰኣንኩ/2/
ሕጅ`ስ ዓጊበ`የ ብኣምላኸይ
ሕጅ`ስ ቀሲነ`የ ብኢየሱሰይ /2/
ሕቶ ልበይ ንኹሉ እናመለስካ
ናተይ ኢልካ ካብ መከራይ ዘውጻእካ /2/
ኣይዘኽተምኩን ኣሎኒ ዝሓሊ
ብሥጋኡን ደሙን ወትሩ ዝዕንግለኒ
ብጸጋ በረኸት ኣብ ቤቱ ተኸቢበ
የመስግን ኣለኹ እነኹ ተለዊጠ /2/
ሕጅ`ስ ዓጊበ`የ ብኣምላኸይ
ሕጅ`ስ ቀሲነ`የ ብኢየሱሰይ /2/
ሕቶ ልበይ ንኹሉ እናመለስካ
ናተይ ኢልካ ካብ መከራይ ዘውጻእካ /2/
ስለ ዝኾንካለይ ኣቦ ብዘይመለሳ
ስለ ዘኽበርካኒ ዘይንገር ብዓውታ
ከመስግን ክነብር ንምሉእ ዘመነይ
እንተ ክኢለዮ ንሱ`ዩ ዘሎ ኣብ ልበይ /2/
ሕጅ`ስ ዓጊበ`የ ብኣምላኸይ
ሕጅ`ስ ቀሲነ`የ ብኢየሱሰይ /2/
ሕቶ ልበይ ንኹሉ እናመለስካ
ናተይ ኢልካ ካብ መከራይ ዘውጻእካ /2/
ዓጊበ`የ ብኣኻ ዓጊበ . . . ዓጊበ`የ
ቀሲነ`የ በኣኻ ቀሲነ . . . ቀሲነ`የ
ኣኽቢርካኒ ጎይታይ ኣኽቢርካኒ . . . ኣኽቢርካኒ
ኣይዘኽተምኩን ኣሎኒ ዝሓሊ . . . ኣሎኒ ዝሓሊ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዓጊበ`የ
Agibeye
VERSE 1
ነይሩ ግዜ ዘማረርኩሉ
ነይሩ ግዜ ተመስገን ዘይብልኩሉ
ነይሩ ግዜ ካብ ገጽካ ዝሃደምኩሉ
ነይሩ ግዜ ሠናይ ዘይመኽረሉ /2/
Chorus
ሕጅ`ስ ዓጊበ`የ ብኣምላኸይ
ሕጅ`ስ ቀሲነ`የ ብኢየሱሰይ /2/
ሕቶ ልበይ ንኹሉ እናመለስካ
ናተይ ኢልካ ካብ መከራይ ዘውጻእካ /2/
Verse
ውሉድ ክነሰይ ባርያ ዝኾንኩ
ኩሉ ከለኒ ዘይብለይ መሰልኩ
ኩሉ ከለካ ካባኻ ረሓቕኩ
ንሕይወተይ ጣዕሚ ሰኣንኩ/2/
Chorus
ሕጅ`ስ ዓጊበ`የ ብኣምላኸይ
ሕጅ`ስ ቀሲነ`የ ብኢየሱሰይ /2/
ሕቶ ልበይ ንኹሉ እናመለስካ
ናተይ ኢልካ ካብ መከራይ ዘውጻእካ /2/
Verse
ኣይዘኽተምኩን ኣሎኒ ዝሓሊ
ብሥጋኡን ደሙን ወትሩ ዝዕንግለኒ
ብጸጋ በረኸት ኣብ ቤቱ ተኸቢበ
የመስግን ኣለኹ እነኹ ተለዊጠ /2/
Chorus
ሕጅ`ስ ዓጊበ`የ ብኣምላኸይ
ሕጅ`ስ ቀሲነ`የ ብኢየሱሰይ /2/
ሕቶ ልበይ ንኹሉ እናመለስካ
ናተይ ኢልካ ካብ መከራይ ዘውጻእካ /2/
VERSE 5
ስለ ዝኾንካለይ ኣቦ ብዘይመለሳ
ስለ ዘኽበርካኒ ዘይንገር ብዓውታ
ከመስግን ክነብር ንምሉእ ዘመነይ
እንተ ክኢለዮ ንሱ`ዩ ዘሎ ኣብ ልበይ /2/
Chorus
ሕጅ`ስ ዓጊበ`የ ብኣምላኸይ
ሕጅ`ስ ቀሲነ`የ ብኢየሱሰይ /2/
ሕቶ ልበይ ንኹሉ እናመለስካ
ናተይ ኢልካ ካብ መከራይ ዘውጻእካ /2/
Outro
ዓጊበ`የ ብኣኻ ዓጊበ . . . ዓጊበ`የ
ቀሲነ`የ በኣኻ ቀሲነ . . . ቀሲነ`የ
ኣኽቢርካኒ ጎይታይ ኣኽቢርካኒ . . . ኣኽቢርካኒ
ኣይዘኽተምኩን ኣሎኒ ዝሓሊ . . . ኣሎኒ ዝሓሊ /2/